Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

‘ሰብን ዕንጨይትን ተሰባሪ ኢዩ።’

[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/08/መዘከር_ኢሳያስ_ነሃሰ.pdf"]

aseye.asena@gmail.com

Review overview
17 COMMENTS
  • Habtom W. August 29, 2015

    Dictator Isayas Afeworki as it stands now is beyond redemption, it is like a cloth after much neglect and abuse what our mothers call “teremisu” and no amount of washing can clean it.

    A significant portion of the Eritrean people with or without understanding gave DIA and his mafia group an restricted power and unconditional authority to act at its own discretion during the 30 yrs so-called liberation struggle and during the last 24 yrs as a government (mafia regime) of a sovereign nation. So, with the “teremese” cloth there is no need to keep on crying, ziteremese cloth (DIA) simply and urgently must be damped for once and for all.

  • ተወልደመድኅን August 29, 2015

    ቀታሊ ሒዝካ ምእታው ዘኹርዕ ኣይኮነን።ንዕካ ቀቲሉ ህዝብን ሃገርን’ዩ ቀቲሉ።እቲ ስራሕ ኣብቲ ን ኡስ ዔላ ማለት ኣብ ህግ ጸርዩ ኔሩ እንተዝከውን ሎሚ ከምዚ ገይሩ ሃገር ኣይምረመሰን።…..ርግጽ ብዙሕ ኦኣይነት ሰባት ዝነበሮ ገድሊ ከምቲ ክኾኖ ዝግበኦን ክገብሮ ዚነበሮን ኣይኮነን።ኢሳያስ ከታልሎም ዝኽእል ብዙሓት ገርህን መሃይምን ስለዝነበሩ ዞኣቕምና ጌርና ግን ከምቲ ዝድለ ኣይተገብረን እንተበልካ ግን ዝስማዕ’ዩ።እቲ ዝዓበየ ጉድለት ተጋደልቲ ግን ቀታሊ ኢሳያስ ተሰኪሞም ምምጻእ ኣይኮነን።እቲ ዝከፍ አ ኣብ ናጽነት ተበጺሑ፡ግብሪ ቀታሊ ንህዝቢ ከፍልጥሉ፡ከምቲ ትጽቢቶም እንተዘይከደ’ውን ተወዲቦም ንህዝቢ ክውድብሉ ዝኽእሉ ብዙሕ መገድታት ኔሩዎም።ንሳቶም ግን በቲ ሻሒጥ ስራሕ ኢሳያስ ተታሊሎም፡ንሳቶም’ውን ከምሰብ መጠን ሕማቕ ንፍገት ኔሩዎም።ንኹሉ ሕማቕ ይኹን ጽቡቕ ዝመዝመዘ ኢሳያስ ከኣ፡ኩናት ዱብ ኣበሊሎም።ኩናት ሰብ ወሲዱ፡ግዜ በሊዑ፡ኣእምሮ ሰባትን መነባብሮን ኣዘናቢሉ ሎሚ ኤርትራ ኣብዚ ንሰምዖን ንርእዮ ዘሎና ኩነታት ወዲቕና።ስለዚ እቲ ዝዓበየ ክሲ፡ኢሳያስ ተሸኪምካ ምምጻእ ዘይኮነ፡ኣሸበሸብ ሓሳብ ክቅይር ስለዝኽእል ተጋደልቲ ክውድቡን፡ኢሳያስ ቀታሊ ምዃኑ ዘይምሕባሮም፡ነቶም ብውሽጢ ውሽጢ ዝሰምዑ’ሞ ሕቶ ዘቕርቡ፡ምጽራፍ፡ውራይ ጉዳዮም ክገብሩ ብዛዕባ ፖለቲካ ከይዛረቡ ብምግሳጾም’ዩ ዞኣበየ ጌጋ።ነቲ ጌጋ’ቲ ዝመዝመዘ ኢሳያስ ከኣ ብውሽጢ ውሽጢ መዓል ተወልጄን ሰብ ረብሓን እክብ ኣቢሉ ንሕና ንሱ ዝብሉ ኣፍርዩ።

    • TEGADALAI HZBI August 29, 2015

      ተወልደመድኅን,

      ተጋደልትና ምሃያ ኣይክፈለኩምን እዩ ምስተባህሉ ኣድማ ጌሮም እንድዮም።እዚ እውን ንህዝቢ ከም ምሕሳብ ክቑጸር ኣለዎ።ምሃያ ስለ ዝተዋህቦም ድማ ዝተባህልዎ ሰብ ምቕጥቃጥን ቤትማእሰርቲ ምሕላውን ካልእ ብዙሕ ጉዳያት ሰውራዊ ጌሮም እዮም።ሽዑ መሪሕነት ይቀየር እንተዝብሉ ግን እዚ ኩሉ ሕጂ ንረኽቦ ዘለና ጸጋ ኣይምረኸብናዮን።ናይ ብሓቂ ተጋደልቲ።

  • ጀጋንው ይዘከርው። August 29, 2015

    ተጋዳላይ ከምዚይ ኣይነት ኤርትራ ከምትከውን ተዝፈልት ወላ ሃደ ኣይምተጋደለን። ዳሃር ካ ን ኢሳያስ ሪኦሞ ዘይፍልትው ኣብ መስገደል ሂዎት ዝነበርው ተጋደልቲይ ብዝሃት ኢዮም ከመይ ጌርና ኢና ሞ ነዚይ ሂዝኩምልና መሲኩም ክንብል ናይ ምክሳስ ጊዘ ኣይኮነን።መንሰይውን ብዝተፈላለየ መገዲይ ውግ ምስ ጎረባብቲይ ሳዋ መንከሳከሲይ ኮንቴነር ኣንደር ኢንዳበለ ሃለዋትው ኣትፊዎ ኢንበር ኣይምሃመከልን ህጅውን ሂነ ክፍደ ኢዮ።

  • Berhe Tenesea August 29, 2015

    The Tembenay in charge of Eritrea must understand the aboverealityand be ready for the inevitable that awaits them.

  • ዩራኔም-235 August 30, 2015

    Godefa,
    What is your point? Are you just trying to express your EPLF experience or you are transferring some kind of secret code here?

  • Estifanos Temolso August 30, 2015

    ገለ ሰባት ኣለዉ ተጋደልቲ ይብል ቃል ክለዓል ከሎ የሕምቖ ኣሎኒ በትረይ ሃቡኒ ይብሉን ብናይ ቃላት ድርዳር ክያበጡ ወጠጥ ዝብሉን። በሉስኪ ንተጋደልትስ ደሓን ጽረፉዎም፡ ኣዋርዱዎም የጋግሉዎምውን። ንስኻትኩምከ ሕራይ ንኤርትራ እንታይ ቁምነገር ኢኹም ጌርኩምላ። ብወገነይ እዚ ኣንጻር ተጋደልቲ ይግበር ዘመተ ይኹን ኣንጻር መንእሰያት ይግበር ዘመተ ብወይጦታት ህግደፍ ኮነ ኢልካ ይተሃንደሰን ዝዝወርን ውዲት ኮይኑ እዩ ዝረኣየኒ። ስለዚ፡ ክቡራት ኣሕዋት ነዞም ከምዚኦም ዓይነት ቁምነገር ዘይብሎም ኣብ ንሰባት ብጅምላ ክጸርፉን ከዋርዱን ዝውዕሉን ንቃልሲ ክሕንኩሉን ዝጽዕሩ ሰባት ብጽሞና ክንከታተሎም ኣለና። ሎሚ ዘድልየና ዘሎ እሂን ምሂን፥ ነዚ ግፍዐኛ ውልቀመላኺ ብኸመይ ነወግዶ ዝብል ናይ ልዝብን ምምኽኻርን ቃላት ደኣምበር፡ ምውንጃል ኣይኮነን። ሰናይ ቅነ።

  • ጎደፋ August 30, 2015

    ሓቅኻ እስቲፋኖስ፡ ብሓፈሻ ውዕሎን ታሪኽን ተጋደልቲ ሰውራ ኤርትራ፡ ብፍላይ ድማ ኣስተዋጽኦ ናይ ህ.ግምባር ተጋደልቲ ምድምሳስ ቀንዲ ዕማም ጭፍራ ህግደፍ ኮይኑ ከምዘሎ ናይ ኣደባባይ ምስጢር ኢዩ። ቀንዲ ምኽንያት በቲ ሓደ ሃገራዊ ትውፊት ተጋደልቲ ከይወርሶ፡ በቲ ካልእ ህግደፋውያን ኣብዘይ ታሪኾም ይነብሩ ስለዘለዉ። ንኺድ ጥራይ!

    • wedi erena August 30, 2015

      ተጋዳላይ ጎደፋ,

      ንብኣል ወደሞይ ሳራን ሳይሞን ጂን ኣፎም ንምትሃዝ ሃደ ኣርቲክል ብዝእባ ኣስተዋጽኦ ገድሊ ህዝባዊ ግንባር እ ንተትገልጸልና እቶም ኣብ ኤሪቲራ ዘይኣበና ከማን ብዝበለጠ ምተምሃርና

      • Simon G. August 30, 2015

        Amiche,
        Why is my name mentioned here? While you are enjoying your white teff in your migrated country, my family was dying to liberate Eritrea. So stop being a jerk likevyour auntie Sophia tesamariam. Tebeletsti.

  • Logo August 30, 2015

    ———–
    መሳኪን ተግደልቲ ደኣ ኣይበልዑ ኣይሰተዩ፤ ኣይረኣዩ ኣይተራእዩ። ክንደይ ጽቡቕ ከይሰምዑን፤ ጻማ እቲ ዝተብሃልዎ ገድሊ ከይረኣዮ ገና ዝግረፉን ዝስደዱን ዘለዉ። እቲ መብዛሕትኡ ነቐፌታ፣ “ገድሊ .. እዝን እትን” ክበሃል ከሎ፣ ነቶም ናይ ገድሊ መሪሕነት ማለት እዩ። እዚ ድማ እቶም ኣብ ዉሽጥን ኣብ ግዳምን ዝነበሩ ንገደል ዝመርሑና ወይ ዝወተፉና ማለት ምዃኑ ንረዳእ። ተራ ተጋዳላይ ደኣ ወሪድዎ።

    • wedi erena August 30, 2015

      ሃው/ሃብቲ Logo

      ሃንቲ ኩሉግዜ ክሃታ ዝደሊ ጉዳይ ኣላ።ንስካ ተጋደልቲ ኣይበልኡ ኣይሰተዩ ኢልካቤተሰበይ ብዛእባ ተጋደልቲ ክነግሩኒ ከለዉ ምግቢ ሃረስታይ ብሃይሊ ይወስዱ ከም ዝነበሩን ደቀንስትዮ ብሃይሊ የቃልሱ ከም ዝነበሩን ኣይኮነን።ሰብ ፈትዩ ተቋሊሱ እዮም ዝብሉኒ ኔሮም።እቲ ህዝቢ ቃልሱ ስለ ዝኮነ ፈትዩ ደይኮነን ምግቢ ይህቦም ኔሩ።ኣእሩካይ ደቂ ኣስመራ ድማ ኳደረ ብሃይሊ ምግቢ ይወስድ ኔሩ ክብሉ ይሰምእ።እንታይ እዩ ኳደረ ማለት፧

      የቀንየለይ

  • Dala Ksha August 31, 2015

    Thanks Godefa
    You Nailed it .we have only one enmy and his name is Esayas Afecherki Abraham the rest are disposable like diapers. Believe me those who are slandering our heroes names ànd our history we know them they are foot soldiers of DIA.

    • Paradiso August 31, 2015

      It is hypocrisy to blame Issaias Afewerki alone for every Sewra or Ghedli committed crimes. One Eritrean once said “Issaias has only one head, two arms, two legs and one mouth.” There were many who supported and followed orders religiously in the evil Jebha and Shaebia Ghedli leadership. It is enough to remember the crimes committed by the “Janjaweeds” of Ghedli on the Kunama people, qola saraye, Falul, Ubelites, Siryet Addis, Menkae, Yemin, Adi Abeyto, May Habar, the burning of Eritrean languages and the concocted lies taught as history … murders of many innocent Eritreans, jailing and destruction of property and the worship of the ignorant coward aliens across the sea as “heroes”.
      NOTE: I am not blaming the poor rank and file – tera tegadelti -, the men and women peasants who were rounded up at gun point ….

      • Abrehet August 31, 2015

        Really well said Paradiso jigina, our people want more exposure of the many lies and buried truths to come out and told the whole truth to our Eritrean public. You have to let the Eritrean people to be the final judges of the ghedli’s achievement (if there is any) and of its failures.

Post a Reply to Habtom W. Cancel Reply