Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

aseye.asena@gmail.com

Review overview
8 COMMENTS
  • Ghoitom Hagos July 8, 2014

    This is shem hizbi kedenagr Eritreawi asfihka hiseb ente etom adakerti gin kirekbuwa eyom.feshilom equb Bologna gena ab risiom alena ajokum deleyti fithi

  • Amanuel July 8, 2014

    Serawit hdri chemfer Israel

  • mahari July 8, 2014

    ከመይ ኣማኒኤል ሓውና ስላም

  • ተወልደመድኅን July 8, 2014

    መን ኣሎ ንዞም ኣብ ቅድሚት ተቐሚጦም ዘለው ዚፈልጥ።ኣፍልጦይ ውሑድ ኣንተኾነ ብንዮው፡ብየማን ክጅምር፡
    1ይ.የማነ ገብረመስቀል ( ቻርሊ )……………………ኣብ ዓዲ እንግሊዝ ሓፋሽ ውድባት ዚነበረ ናይ እንግሊዝ ዜግነት ክህልዎ ዝኽእል፡ ድሕሪ ናጽነት ኤርትራ ኣትዩ ኣማኻሪ ኢሱ፡
    2ይ.ኣረፋይነ በርሀ……..ሎሚ ናይ ሕርሻ ሚንስተር፡ታጋዲሉ ድዩ ኣይተጋደለን።ተጋዳልይ እንተኾይኑ ኣበይ ቦታ ይንቀሳቀስ ኔሩ ኣይፈልጦን።
    3ይ, ኣይተነጸረይን
    4,የማነ ገብረኣብ ( ማንኪ )ናይ ኤሚሪካ ዜግነት ዘለዎ።ኣብ መወዳእታ ዓመታት ናብ ህግ ተጸንቢሩ ተር ኢሉ ናብ ጋዜጥኝነት ዝሰገረ።ድሕሪ ናጽነት ቀልጢፉ ናብ ናይ ፖለቲካ ሃልፍን ናይ ኢሱ ኣማካርን ክስግር ግዜ ዘይወሰደሉ።
    5ይ,ናይ መንግስቲ ኤርትራ ንሽሙ’ምበር ክውስን ይኹን ድምጺ ከስምዕ ዘይክእል ናይ ውጻኢ ጉዳይ ሚንስተር ዑስማን ሳልሕ፡
    6ይ,ወልደንኪኤል ኣብርሃ……ገዲም ተቓላሳይ ህግ።ግን ኩሉ ልኡኽን ኣብ የማነ ጸጋም ኢሳያስ ሕልኽልኽ በሃላይ፡
    7ይ,ሓጎስ ኪሻ………ናይ ኤሜሪካ ዜግነት ዘለዎ ታክሲስታን ሓፋሽ ውድባት ነበር፡ድሕሪ ናጽነት ኤርትራ ኣትዩ፡ናይ ኢሱ ናይ ቁጠባ ሚንስተር ክከውን ጊዘ ዘይወሰደሉ።ምስ ኢሱ ጥብቕ ዝበለ ርክብ ዘለዎ።
    8ይ.ዘመደ ተኽለ ……. ክሳብ ቅሩብ ግዜ ናይ ኢሳያስ ኣጀንት።ኣካቢ 2%ን ዜጋታት ናይ ምፍልላይን፡መሰል ዜግነት ኣብ ምኽላእ ቀዳማይ ተራ ኣብ ኦኣዲ ጢልያን ዚነበረ።ኣብዚ መወዳእታ ግዜ ብኢሱ ክቅየር ትእዛዝ ተመሓላሊፉዎ፡ነቶም ዝደምዖም ዚነበረን ካብኡ ጸረርታ ዚረኽቡን ዚረኻብን ዚነበራ ተሓባቢሮም መፋነይ ናይ ድራር ግብጃ ገይሮምሉ ሰሚዕና።ድሕሪኡ ኣይደንጎን፡ኣብ መዓልቲ ናጽነት ኣወሃሃዲ ፌስትቫል ተባሂሉ……. ሕሱር ፕረስደንት ኢሳያስ ኢሉ ኣብ መኽፈቲ በዓል ከንብብ ኣብ ቲቪ ኢሳያስ ሪኢናዮ።ሕጂ ከኣ ኣብ ቦሎኛ…….ምናልባት ናይ ጢልያን ዜግነት ዘለዎ’ውን ክኸውን ይኽእል።ኩሉ ዝፈልጦ ኣብ 1991 ውጉኣት ኩናት ኤርትራውያን ቁስሎም ከይሃወየ፡ኣብ ፌስትቫል ቦሎኛ ተዓዲሞም ዚመጹ መራሕቲ በራግድን ካልእ ሓላፍነት ዚነበሮም ናብቲ ኣዳራሽ እንክኣትው ኣዚኦም’ዮም ጀጋኑና እናበል ዚተቀበለ ናብ ስልጣንን ሃላፍነትን ህርፋን ዘለዎ።ድሕሪ ናጽነት’ውን ገለ ሓላፍነት ደልዩ ኣስመራ ጭልም ይብል ከምዚነበረ ዚፈልጡዎ ሰባት ኣዕሊሎምኒ ኔሮም።
    9ይ.መን ምኳኑ ኣይተነጸረይን።
    10ይ,ርእሶም ወልደጊዮርጊስ ክበሃል ኣብጽሑፍን ኣብ ገለ ኣኼባታትን ይሰምዕ…….. ኣብ ሚላኖ ኣብቲ ናይ ቆንስል ቤትጽሕፈት’ውን ሓደ ግዜ ረኺበዮ።በቲ ዘምጸኣኒ ጉዳይ ሓቲተዮ ድሕሪቲ ዝሃበኒ ምላሽ ምስ መን ተዛሪበ ክብል ሓቲተዮ ምስ ጎይቶኦም ኢሉ ምላሽ ሂቡኒ።ስለዚ ኣነ ብጎይቶኦም ይፈልጦ ኣብ ናይ ህግደፍ ጽሑፍን ፕሮፖጋንዳን ከኣ ርእሶም ወልደጊዮርጊስ።ዝኾነ ኮይኑ ሕጋውን ወግዓውን ቦታ ሒዙ ክነሱ፡ኣሞ ከኣ ህዝባዊ ጉዳይ ሽሙ ምሕባእ ካብ ዝመጾ ሓላፍነት ምህዳም ወይ ብርእሱ ኣብቲ ቦታ ምህላውን ወግዓውነት ዘይብሉ ማለትዩ።ኣዚ ከኣ ኣብርእሺቲ ኣብ ሃደ ዜጋ ክገብሮ ዝይግበኦ ምግባሩ ሽሙ ሓቢኡ ብሽም ካልእ ምጥቃም ብሕጊ ዘሕትቶ’ዩ ኔሩ፡ግን መን ክሓቶ ምስ ኣያኡ ኮይኑ ገዘፍትን ሃያላትን፡ንናእሽቱን ድኹማትን ዝበልዕሉ ሕጊ ይኹን ስርዓት ዘይብላ ሃገር ስለዝመስረተ ዘሰክፎ የብሉን።እቲ ዘገርም ነቲ ብዓለም ለካዊ ሕጊ መሰረት ገይሩ ዝሰርሖ ናይ ዲፕሎማቲክ ስራሑ ዕሽሽ ዘይብሎ፡ልክዕ ከምቲ ሓደ ክፍሊ ህዝቢ ንሓደ ኤርትራዊ እንተደለ ብበትሪ እንተደለ ብጥይት እንተተሳሃሎ ዚሓቶ ዘይብሉ ስኽፍ ዘይብሎ’ዩ።ኣይተ ጎይቶም ኣይተ ርእሶም ክልተ ሽም ኣብ ሃደ ሰብ ሒዙ …… ንሕና ኣሰራርሓና ኣሎና ንሳቶም ኣሰራርሓኦም ኣለዎም ዚብል ተጉላባ ሰብ’ዩ።
    ናብ ኣርእስተይ ኪምለስ።
    ሎሚ’ምበኣር ቦሎኛ ዚዕደመቶም፡ሓንቲ መዓልቲ’ውን ትኹን ናብ ጸላኢ ጥይት ኳሕ ዘየበሉ።እቲ መብዛህቱ ተጋዳላይ ዘጋተሞ ሽግር እንታይ ምኳኑ ብ ኢዶም ዘይተንከፉ’ዮም።
    እቲ ዘገርም፡ንሳቶም ኣብቲ ሓደ ህዝቢ ሓደ ልቢ ዝብል ጭርሖ ዘለዎ ስርዓት ዘለውን ናይቲ ፖለቲካዊ ሰልፊ ኣባላት’ዮም።ግን ንሳቶም ኣብቲ ጽፉፍ ቦታ ተቐሚጦም፡ኣብቲ ኣፎምን ገንዘቦምን’ምበር ኢዶም ዘየንብርሉ ኩነታት ክብረት ተዋሂቡዎም ኣጣጢሖም ኮፍ ኢሎም ኣብ ጽላል።ንኤርትራዊ ኣብ ውሽትን ኣብ ግዳምን ፈላልዮም እናረኣዩዎ ኣይግዶምን።መሪሕ ይኹን ህዝባዊ ሃላፍነት ዘለዎ ግን፡ኩሉ ብማዕረ ዚሳተፈሉ ሕግን ስራሕን ኣገባብን የውጽእ።ኣዚኦም ግን ብበለጽ ጀሚሮም፡ሳላ ቅያ ካልኦት እቲ ክብጻሕ ዝግበኦ ተበጺሑ፡መዓል ተበላጺ ቀዳሞት ናይ ጣዕምን ናይታ ገዛፍ ሕንባሻ ተቛደስቲ ኮይኖም።
    ካልእ ዘገርም፡
    ኣብቲ ደገ ፡ደቂ ስውኣት፡ተጋደልቲ ዚነበሩ ኣብቅሚት ኮይኖም ግንባር ዘፍረሱ፡ሃገርኩም ተወሪራ ተባሂሎም ኣብ1998 ቅድሚ ኩሉ ዝኽተቱ ኣብ ኩሉ ግጥማት ግንባር ቀደም ዚተኻፈሉ ውጉኣት፡ሰውራ ካብዚጅመር ክሳብ ግዜ ናጽነት ድሕሪ ናጽነት’ውን ከይተረፈ ሃገራዊ ጉዳይ ክገብሩ ኣብቲ ኣብዚ ዝብሉ ደቂ ሃረስቶት ከምዘይደቂ ሃገር ተቆጺሮም ካብቲ ናይ ሃደ ህዝቢ መስርዕ ወጺኦም።ንሳቶም መዓል ኣይግድሾም ተበለጽቲ፡ትማሊ ኣሳሰይቲ ዚነበሩ ሎሚ ከም ሰራሕቲ ቅያ ጥንቕሊዒት ኮይኖም፡በቶም ኣብ ግዜኦም ጀግነነት ፈጺሞም ምልክቱ ኣብ ኢዶም ኣብ እግሮም ይኹን ኣብ ኣካላቶም በሰላ ዘለዎም መዓል ወዲ ሻውል፡መዓል ጓል ኣንከረ……ካልእን ዚኣመሰለ ንኽብሮም ክብሉ ከስህቅዎም ከዘናጎዎም ናይ ዘለዎም ይላሃዩ፡ይትርኹ፡ይቕልሱ፡ይጻወቱ።ብሓጺሩ ቲያትሮ ይገብሩ።
    ናይ ሎሚ ቦሎኛ፡ናይ ስርዓት ህግደፍ ዘርእየና ዘሎ ከኣ እዚ’ዩ።ተበላጺ ሕጊ ተከላኺሉሉ ብሽም ሃገርን መንደርን ክሰርቕ ክብለጽ፡መሻክን ደቂ ሃገር፡ንጉዳይ ሃገሮም ብጸዕዳ ዘይኮነ ብጸሊም ኢዶም ዝተገዝ ኡ ከምዘይ ዜጋታት ተቖጺሮም።ክብሪ ዜግነቶም ተነፊጎም ኣብ ግዳም ኮይኖም እህህታኦም ክገልጹ ኣርእያትና።

  • sara gual ertra July 8, 2014

    kbur teweldemedhin
    nay kutsri 10 kurub kwskelka ab meda
    nay tset’ta 03 zinebere kem tsulul temesilu
    n btsotu zeesir zektil zinebere (wedi pollis wedi hazhaz iyu)

  • m July 8, 2014

    i hope one day all this shit hgdef go to jail and die ther

  • Wedi nega July 8, 2014

    Kuburat yehwat neziaom ab kereba awan bserawit hdri tetahizom nab hzbi kkerbu ayom nskum ke nhadnet dlwat dikum aske kuluna nezi hiwetu awefyu Hager nmdhan ab meret zelo ab godnka alena belwo!!!!! Hadnet nay mewedata Awet azi a tkun churhokum!!!!

  • Semhar July 10, 2014

    Did you see OUR LIBERATION FLAG in HIGDEF’s camp?

    NO, NO…you can see only ISAYAS’s FLAG!

    You can only see two flags made by the tyrant Isayas!
    {Before and after Independence}

    Two flags made by Isayas,
    Belong to the tyrant ISAYAS,
    And represent the tyrant Isayas!

    The only way to victory is to untie all our nationalities, our original provinces and raise our original flag, (SEMAYAWIT BANDERANA).
    We did it in our struggle for independence and we succeeded.
    We will do it again!
    Our victory is certain!

    TIME FOR all freedom fighter Eritreans to raise only one flag,
    OUR LIBERATION FLAG!

POST A COMMENT