Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ሰፊሕ ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ፍራንክፈርት – ን11.11.2017

ስርዓት ህግደፍ ኣብ ልዕሊ ንጹሃት ዘጋታትና ግፍዕታት ምግባር ይቅጽሎ ይርከብ። ኣብ ዝሓለፈ መዓልታት ተመሃሮን ስድራበታትን ቤት ትምህርቲ ኣልድያዕ ኣል እስላሚያ ነቲ ብህግደፍ ዝተመደበ ምትእትታውን ምውራስን ቤት ትምህርቲ ከምኡውን ነቶም ዝተእስሩ ኣምሓደርቲ ቤት ትምህርቲ ይፈትሑልና ብማለት

ስርዓት ህግደፍ ኣብ ልዕሊ ንጹሃት ዘጋታትና ግፍዕታት ምግባር ይቅጽሎ ይርከብ። ኣብ ዝሓለፈ መዓልታት ተመሃሮን ስድራበታትን ቤት ትምህርቲ ኣልድያዕ ኣል እስላሚያ ነቲ ብህግደፍ ዝተመደበ ምትእትታውን ምውራስን ቤት ትምህርቲ ከምኡውን ነቶም ዝተእስሩ ኣምሓደርቲ ቤት ትምህርቲ ይፈትሑልና ብማለት ተቓውሞኦም ንምርእይ ሰለማዊ ሰልፊ ዝገበሩ ተመሃሮን ስድራቤታትን ብዘይ ንሕስያ ብጥይት ሃዲኑ ብብዝሒ ከምዝቀተለን ከምዝቐሰሉን ኩላትና ኣብ መዲያ ንከታተሎን ንሪኦን ንርከብ።

 

 

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT