Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ቁጽሪ በጻሕቲ ናብ ኤርትራ ካብ ዓመታት ድሕሪ ናጽነት፣ ሎሚዘበን ካብ ማንም ግዜ ዝተሓተ ከምዝነበረ ንጸብጻባት መዓርፎ ነፈርቲ ኣስመራ ብምውካስ ምንጭታት ሓቢሮም።

ሎም ዘበን ክረምቲ ካብ ወጻኢ ናብ ኤርትራ ናይ ዝኣተዉ ኤርትራውያን ቁጽሪ ካብ 1991 ጀሚሩ በብዓመቱ ምስ ዝነበረ ብዝሒ በጻሕቲ ብምውድዳር፣ ካብ ማንም ግዜ ኣዝዩ ዝተሓተ ከምዝነበረ ንጸብጻባት መዓርፎ ነፈርቲ ኣስመራ ብምውካስ ምንጭታት ካብ ኣስመራ ሓቢሮም። ቀንዲ

ሎም ዘበን ክረምቲ ካብ ወጻኢ ናብ ኤርትራ ናይ ዝኣተዉ ኤርትራውያን ቁጽሪ ካብ 1991 ጀሚሩ በብዓመቱ ምስ ዝነበረ ብዝሒ በጻሕቲ ብምውድዳር፣ ካብ ማንም ግዜ ኣዝዩ ዝተሓተ ከምዝነበረ ንጸብጻባት መዓርፎ ነፈርቲ ኣስመራ ብምውካስ ምንጭታት ካብ ኣስመራ ሓቢሮም።

ቀንዲ ምኽንያት ምጕዳል በጻሕቲ ሕጽረት ኣገልግሎታትን ሃለኽትን ብሕልፊ ድማ እቲ ንቡር ስኢኑ ዘሎ ምቍራጽ ኤለትሪክ ምዃኑ ኸኣ ኣረዲኦም።

ኣብ ፈለማ ናይዚ ዓመት’ዚ ዓዲ በጺሖም ዝተመልሱ ኤርትራውያን ነቲ ደረት ዘይብሉ ምቍራጽ መብራህቲ ብምረት ከውርዩሉ ኸለዉ፣ ብዝያዳ ናይቶም ዓሚ ኽረምቲ ምስ ስድራቤቶም ኤርትራ ዝበጽሑ ‘ሞ ቀጭውጨው ኢሉዎም ዝተመልሱ ቆልዑ ተኣማኒ ምስክርነት ባህጊ መገሻ መዛኑኦም ኣብ ምጕዳል ዓቢ ግደ ከምዝነበሮ እቶም ናብቲ ጉዳይ ቅርበት ዘለዎም ምንጭታት ኣገንዚቦም።

እቶም ንደቆም ዝኸውን ቀለብ ወርሕን ናይ ሶላር መብራህትን ካብ ወጻኢ ቆጺሮም ከይዶም ክንሶም “ኣብ ኤርትራ ጸገም ዝብሃል የለን” እናበሉ ነቲ ንህዝቢ ኤርትራ ሓኒቑዎ ዘሎ ቅልውላው መነባብሮ ክሽፍኑ ዝፍትኑ፣ ህግደፍ ኣብ መዓርፎ ነፈርቲ ንዘቐብሎም ናይ እንቋዕ ደሓን መጻእኩም ዕንበባ ብዘይቃልዓለም ዝሓቝፍዎ ዝነበሩ ዕዉራት ደገፍቲ ናይቲ ምልካዊ ስርዓት ከይተረፈ፣ ነቲ ሽግር ብቐጻሊ ምኽዋሉ የሐሊሉዎም ብዓወታ ከዕልሉሉ ጀሚሮም ምህላዎም ‘ውን ኣብቲ ኩነታት ጽልዋ ነይሩዎ እዩ።

እዚ ከምዚ ኢሉ ኸሎ፣ ስርዓት ህግደፍ፣ ካብ ወጻኢ ቴለፎን ክድወለሎም ከሎ ብዛዕባ ምጥፋእ ኤለትሪክ ኣብ ኤርትራ ምዝራብ ነውሪ ምዃኑ ንስድራቤታት ብወረወረ የፈራርሕ ከምዘሎ ‘ውን ተፈሊጡ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
30 COMMENTS
  • fitsum August 26, 2013

    Hasewti dukumate seteyti bun mis anisti akilikum tebhale tiray kitblu seb jelebiya ekum nisikum sire zeybilkum kedem asnankum ziwedakum serekti felaleyti jelgafat hasadat kab merahikum resha gororo Amanuel as senna jemirkum

  • The Candid Truth August 26, 2013

    New Hope Eritrea,

    You are one of the best creative brains Eritrea has ever produced. I urge you to write a book about Eritrea’s plight under the shifta/mafia Higdef; and the EPLF/ELF leadership.

    Well done, Keep it up brother. Ignore those lawlifers who cannot tolerate/accommodate different views.

    • NEW HOPE ERITREA August 26, 2013

      Thank you brother Candid .,

      While health wise I am not in a sexy state ,a book that will be appreciated by valuable Eritreans like you will be on the way .

      Thanks ,
      You are a gennuine Eritrean
      I am highly flattered.

      • The Candid Truth August 27, 2013

        New Hope Eritrea

        You’re most welcome, and look forward to your book.
        May God help you all the way to the completion.

  • Zeray August 26, 2013

    Sorry, but the light at the end of the tunnel is turned off until the Issayas system is completely eradicated from Eritrea.

  • ZEYKEBTSU August 29, 2013

    ELOMNA ANDABEKA ZIALEL ALAL KAB HAKI ZRAHAQE EU.ATI HAKI GIN KEMOU AYKONEN ZELO AKADAA KUTSRI BETSAHI BTAMI WESIKU YRKEB HASOT NALAMAKA SIDRI AYKETESOGUMEKAN EYA.

Post a Reply to The Candid Truth Cancel Reply