Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ቁጽሪ በጻሕቲ ናብ ኤርትራ ካብ ዓመታት ድሕሪ ናጽነት፣ ሎሚዘበን ካብ ማንም ግዜ ዝተሓተ ከምዝነበረ ንጸብጻባት መዓርፎ ነፈርቲ ኣስመራ ብምውካስ ምንጭታት ሓቢሮም።

ሎም ዘበን ክረምቲ ካብ ወጻኢ ናብ ኤርትራ ናይ ዝኣተዉ ኤርትራውያን ቁጽሪ ካብ 1991 ጀሚሩ በብዓመቱ ምስ ዝነበረ ብዝሒ በጻሕቲ ብምውድዳር፣ ካብ ማንም ግዜ ኣዝዩ ዝተሓተ ከምዝነበረ ንጸብጻባት መዓርፎ ነፈርቲ ኣስመራ ብምውካስ ምንጭታት ካብ ኣስመራ ሓቢሮም። ቀንዲ

ሎም ዘበን ክረምቲ ካብ ወጻኢ ናብ ኤርትራ ናይ ዝኣተዉ ኤርትራውያን ቁጽሪ ካብ 1991 ጀሚሩ በብዓመቱ ምስ ዝነበረ ብዝሒ በጻሕቲ ብምውድዳር፣ ካብ ማንም ግዜ ኣዝዩ ዝተሓተ ከምዝነበረ ንጸብጻባት መዓርፎ ነፈርቲ ኣስመራ ብምውካስ ምንጭታት ካብ ኣስመራ ሓቢሮም።

ቀንዲ ምኽንያት ምጕዳል በጻሕቲ ሕጽረት ኣገልግሎታትን ሃለኽትን ብሕልፊ ድማ እቲ ንቡር ስኢኑ ዘሎ ምቍራጽ ኤለትሪክ ምዃኑ ኸኣ ኣረዲኦም።

ኣብ ፈለማ ናይዚ ዓመት’ዚ ዓዲ በጺሖም ዝተመልሱ ኤርትራውያን ነቲ ደረት ዘይብሉ ምቍራጽ መብራህቲ ብምረት ከውርዩሉ ኸለዉ፣ ብዝያዳ ናይቶም ዓሚ ኽረምቲ ምስ ስድራቤቶም ኤርትራ ዝበጽሑ ‘ሞ ቀጭውጨው ኢሉዎም ዝተመልሱ ቆልዑ ተኣማኒ ምስክርነት ባህጊ መገሻ መዛኑኦም ኣብ ምጕዳል ዓቢ ግደ ከምዝነበሮ እቶም ናብቲ ጉዳይ ቅርበት ዘለዎም ምንጭታት ኣገንዚቦም።

እቶም ንደቆም ዝኸውን ቀለብ ወርሕን ናይ ሶላር መብራህትን ካብ ወጻኢ ቆጺሮም ከይዶም ክንሶም “ኣብ ኤርትራ ጸገም ዝብሃል የለን” እናበሉ ነቲ ንህዝቢ ኤርትራ ሓኒቑዎ ዘሎ ቅልውላው መነባብሮ ክሽፍኑ ዝፍትኑ፣ ህግደፍ ኣብ መዓርፎ ነፈርቲ ንዘቐብሎም ናይ እንቋዕ ደሓን መጻእኩም ዕንበባ ብዘይቃልዓለም ዝሓቝፍዎ ዝነበሩ ዕዉራት ደገፍቲ ናይቲ ምልካዊ ስርዓት ከይተረፈ፣ ነቲ ሽግር ብቐጻሊ ምኽዋሉ የሐሊሉዎም ብዓወታ ከዕልሉሉ ጀሚሮም ምህላዎም ‘ውን ኣብቲ ኩነታት ጽልዋ ነይሩዎ እዩ።

እዚ ከምዚ ኢሉ ኸሎ፣ ስርዓት ህግደፍ፣ ካብ ወጻኢ ቴለፎን ክድወለሎም ከሎ ብዛዕባ ምጥፋእ ኤለትሪክ ኣብ ኤርትራ ምዝራብ ነውሪ ምዃኑ ንስድራቤታት ብወረወረ የፈራርሕ ከምዘሎ ‘ውን ተፈሊጡ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
30 COMMENTS
  • Z eye wittiness August 24, 2013

    ” Tiken Mewxie Aysenen ” ” Haqi Tiqetin Enber Aytseberen ” Yiblu Abotatna.

  • Z eye wittiness August 24, 2013

    “Haqin Tikin Mwxie Aysenen”. ” Betri Haqi Tiqetin Enber Aytseberen “

  • Semere August 24, 2013

    ሓሳዊ ይምሳሕ እምበር አይድረርን
    What surprises me is that the regime and its cohorts in Diaspora continue to lei even when things are backfiring on them. In any case they are harvesting what they planted.

  • kombishtato August 24, 2013

    The title says:

    The number of visitors to Eritrea has been dwindling every year since independence. According to informers from the Asmara International Airport, this year is the worst than ever before..

  • Kalighe August 24, 2013

    The PFDJ is a modern day shifta. Looting and abducting is their daily business.
    A lot of people keep asking why there is no electricity ?. Well, the answer is very complex, but the most important part of it is that, they have been buying fuel on credit and refusing to pay, giving different excuses, obviously the consequences are not difficult to predict. Is there anyone who is ready to sell on credit to a thief ?.
    To understand how the PFDJ leaders think and their world outlook, you need to know a bit how street smarts used to live and show their “shitara” in Asmara, in fifties an sixties. It was all about how to quickly take money from someone who is either new in city (referred to as “fara”) or cheat people who do not seem to understand what is going on around them. Fortunately, the world is not what used to be fifty years ago. In the age of the internet, dictators cannot hide the truth and their “shitara” is not of much use.

  • abdu August 25, 2013

    Well; I think why isn’t adequate distribution of electricity all over Eritrea ; one of the reason is the lost of sugar daddy Libyan ex- leader Mohammed Geddaffi. Bcz. The man was the right hand of DIA; he was giving free oil & dollar U.S currency while the dictator is in sanction .so; that was a big roll Geddaff used to play. Now no more Geddaffi;no more hard currency and of course no more purchasing parts.

  • NEW HOPE ERITREA August 25, 2013

    “ሕብረት ክብረት ጸሊኤ፣ሕስረት ካብ መረጽኩ
    ብነጻነት ደቂ ባንዳ ብጥሜትን ማእሰርትን ካብ ሓረርኩ
    ኢትዮጵያ ንስኺ ማዕብሊ፣ ክገድፈኪ ኣነ ስለ ዝተሃወኽኩ
    ምስ ጥፍኣት ቆጸራ ጌረስ__ ክመውት ስለ ዝተሃንጠኹ
    ዓሰብ ክትጥቀምሉ ___ንቓጣር ሓደራ ኢለያ ኣለኹ
    ቻው፣ዓዲ እዝግሄረይ ክኸይድየ_ ሕልሚ ትግርኚ ከይርኣኹ። ” !!!!!!!

    ንዘምልኻ፣ __ወራዳ ህዝቢ፣ክብረት ዘይፈቱ ባርያ
    ከም ቆሎ ስገም ፧__ ክሳዕ ዝሓርር ብጓህሪ ቆላልያ
    ኣብ ሓለዋ ሰውራ፣___ ብሓለንጋ ሽፍትነት ሓስያ
    ንሕስረት ዝፈትዉ _______ደቂ ፕሮ ኢጣልያ
    ብርክን ዕጫን ግዝኡ ኢላ፣__ገንዘቦም ባራ ኣዔሽያ
    ንዘጣቕዓላ ፣ወስላታ ኣዝማሪኖ ሉቸ ምብራህ ኣብያ
    እናሃለሉ ዝመጽዋ ኣእዱግ ገዛን በረኻን፣እኒ ደደብ ኣህያ
    ፈውሲ ዓሶ፣ ከም ቡዳ ብፈታዊኣ ክትጅምር ዝቖድያ
    እናሓደረት ተፈሽኵል _ ህዝባዊ ግንባር ባርነት ሻዕብያ
    ንሙዳዳ ፈገር _ክንዲ ዝጸልኣስ መሊሰ እምበር ፈትየያ ።

    ምስ ደቂ ኣንድነት ኮይና ንህዝብና _ቶርዓ ብውዲት ዘሳቐየት
    ንመታሕት፣ኣስላም ሓረድቲ፣ እንዳለት ብግፍዒ ዝሃሰየት
    ንኩናማ_ሕልሚ ትግርኚ ክትፍጽም መሬቶም ዝመንዝዔት
    ንዓፋር ብገዛእ መሬቱን ባሕሩን ኣባሪራ ከበሳውያን ዝወዝዔት
    ንተጋደልቲ ጀብሃ ደቂ ሓሊማ እንዳለት ሬስኦም ዘጅምዔት
    ተቐይመያ ኔረ ፣ፈላልያትና፣__ቀቢላዊ ራዕዲ ስለ ዘስፋሕፍሐት
    ሎም ግን ግፍዓ ናብ ኩሉ ኣሕቢራቶ ብመገዳ ፍትሒ ካብ ምጽኤት
    ተረፍ ሕርቃነይዶ፥ከመስግና ንታኒካ ህዝበይ ስምረት ካብ ወጅዔት
    እምበር ሓቢርና እንተንወቕጣስ ኣቢስያናዊት ምዳዳ ጻሕጺሓ ምጠፍኤት። !!!

  • Kalighe August 25, 2013

    “ሕብረት ክብረት ጸሊኤ፣ሕስረት ካብ መረጽኩ
    ብነጻነት ደቂ ባንዳ ብጥሜትን ማእሰርትን ካብ ሓረርኩ”

    NEWHOPEless aka Cyber Cure.

    Ato Hopeless stop insulting Eritrea and it’s people.
    You are the one who choose ሕስረት, anta ‘husur baal beles !!’.

  • belay nega August 25, 2013

    If life is getting from bad to worst starting from HAILESSELASIE era,something must be wrong with the Eritrean issue.

  • NEW HOPE ERITREA August 25, 2013

    ክቡራት መስተውዓልቲ ኤርትራውያን ፣ my brilliant poem from 2000 – 2001

    እዚኣ, ውዲት ሙዳዳ ኣጸቢቑ ከይተረድኣኒ ከሎ ፣እቲ ውግእ ባድመ፣ዝተማህዘ ንህዝቢ ኤርትራ ሞራሉ ባይታ ክዘብጥን፣ክድሃልን ከም ዝተገብረ ከይተረድኣኒ ብዉሑድ ፍልጠት ዝገጠምኩዋ እያ ።ንፕረሲደንት ኢሳያስ እያ ትጸርፍ__ግዜ ብዝሓለፈ ግን ፣ንሱ መስተውዓሊ ንሕና ግና ሙታንታ ኣድጊ ምዃንና ክርድኣኒ ምስ መጸ እየ ግጥመይ ናብ ንዓና ዝግስጽ ቀይረዮ።እዛ ግጥሚ እወ ሓቁ እዚ ጅግና መሓሪ (አነ)ከተብለኩም እያ።ካብ ኡ ሰረረ ግን መፍትሒት ኣይኮነትን።መፍትሒ ፣እቲ ንዓና ሓላፍነት ክንወስድ ፣ንነብስና እናዘለፍኩ ዝገጥሞ እዩ። !!!

    ሓትነይ ብሪ ለካሚትና ፥

    ከመይላ ቐንያ፣ሓትነይ ብሪ
    ዘረብኣ መቃያየሚ ፣መቅሓሓሪ
    ቃላታ ናይ ጓሶት፣ናይ ሰብ በትሪ
    ሕቶ እንተትሓተት ተንጸርጽር ትኹሪ
    ኣካለስንኩላን ኣይትብል ሰብ እግሪ
    ንዝተቓወማ ___ብጥይት ትኣሪ
    ከም ዘየምለኽናያ፣ከም ልዑል ፈጣሪ
    ሎሚካ ፎዀሰት ፣ከም ታኒካ ባሕሪ ።

    ሓትነይ ብሪ ጽልልቲ ዕብዲ
    ብረት ኣዕጢቓቶ፣ምሉእ ዓዲ
    ሽማግለ ኣይትብል፣ ጓል ምስ ወዲ
    ትኽሽነልና ኣላ ናይ ጥፍኣት መኣዲ
    እንተተኸቲልናዮ እቲ ናታ መገዲ
    ድዋዕዋዕ ክብል እዩ እቲ ሃገራዊ ዓንዲ
    ንሳ እሞ ሓንቲ ኣይትኸውንን ሳላ ናይ ወጻኢ ሰልዲ
    ንጉሆ ንጉሆ ትእክቦ___ብውዲ ብግዲ ።

    ኣንታ ክቝዝመላዶ ክብል ሓትነየ ሓትነየ
    ኣንታ ክበኽየላዶ ክብል ሓትነየ ምዓሮየ
    ጌራትና መስሓቕ እኒ ሳሞራ እኒ ስየ
    ኣይበለትናንዶ ባዕለይ ምትኳ ኣምሂረ
    ስድሪ ተሪፍዎም ክ ኣትዉ ማይድማ፣ሰራየ
    ሓትነይ ፈሽኳል ሎምሲ ትዓዚበኪ እየ
    ዚምባብወ ኪድለይ፣ብሰንክኺ ኣብ ሽፍትነት በልየ
    ኣጣጢሔ ክመውት፣ሕሱር ነጻነተይ ራርየ ።

    ሓሻካ

    ኣራይ በለስ እንተተብሃልኩ ።እቶም ኣረይቲ በለስ ናይ ትማሊ ኮምፕዩተር ይ ኣርዩ ኣለዉ።
    እቶም ሰብ በለስ ሰብኣይ ዝንዕቁ ድማ ብበደዊን ተጎምቢሖም ይጭመቑ ኣለዉ።ኣንፎርቹኔትሊ እቲ ህዝበይ
    እዩ ዝጭመቕ ዘሎ።ጤሊት ሚን ሒልብያ ____ትፈተ።መንና ኢዩ ሕሱር ኣሕዋት።ኣነ ንህዝቢ ኤርትራ፣ኣንታ ሰነፍ እንታይ ሒዙና ኢዩ ይብለና ኣለኹ።እቶም ኩሓልቲ መሰልቲ መንቆርቲ ድማ ፣ን ኢሳያስ ጸሪፍና ደቅሽና ክንሓድር ይደልዩና ኣለዉ።
    ህዝቢ ኤርትራ ካብ ቀተልቲ ሸፋቱ ይኸብር።እቶም ክቡራት ተጋደልትና__ብረተይ ቁልቁል ኣፋ__ሓወይ ኣይቀትልን ኢሎም ሕጂ ኣብ ጀርመን ኣለዉ።ሬሳ ብጾቶም ናይ ደቂ ሓሊማ ተባሂሉ ተዳጊሙ፣ብድሙ ድሙ ዝሰትዩ ኣቢሲንያውያን ሙዳዳ።ንተጋሩን ኣምሓሩን ኣሕዋትና ኣይንጸልእን ፣እቶም እግሪ መገዱ ኣቦና ራእሲ ኣሉላ ኣባ ነጋ ድሮፕ ጌርዎም ዝኸደ ደቂ ኣርብዓ ይጽልእዎ።ሸፋቱ ኣቢሲንያውያን እዮም ጸላእትና ፣ክቡራት ኢትዮጵያውያን ኣሕዋትና እዮም።ብቐተልቲ ንቶርዓ ዘባሳብሱን ደቂ ኣርብዓን ዝተማህዘ ናይ ማሕበር ኣንድነት ግዱድ ኢትዮጵያውነት ኣይንቕበልን።ፈቲና ግን ኣሕዋትና ምዃኖም ንቕበል።ወያነን ኢህወደግን ኣምላኽ እናሓደረ ይባርኽኩም።ንህዝብና ስለ ዘዕቆብኩሞ።ንፈትወኩምን ነኽብረኩምን።

    ኒው ሆፕ ኤሪትሬያ __ሳይበር ክዩር__ወይሰብደቀይ ማህቡላ___ሲንጋፖ፣ዩጎስላቮ ኤሪትሬያን__ዝተፈልየ ኣስማት፣ሓደ መልእኽቲ።ወዲ ድምበዛን ጻዕዳን ___ለባም መሬትን ህዝብን ጉሕጭዓ

    • The Candid Truth August 26, 2013

      New Hope Eritrea,

      You are one of the best creative brains Eritrea has ever produced. I urge you to write a book about Eritrea’s plight under the shifta/mafia Higdef; and the EPLF/ELF leadership.

      Well done, Keep it up brother. Ignore those lawlifers who cannot tolerate/accommodate different views.

      • NEW HOPE ERITREA August 26, 2013

        ክቡር ካንዲድ ፣CANDID

        ስንቅን ፈሽኳልን እናሓደረ ከም ዝቐልል__እቶም ሎው ላይፋ ደልካዮም ክኣ, ተጋሩ ናይ ትግራይ ምስላ ኣለዎም ¨ቋቝ ውን ዶ ከም ጥራጥ ተቖጺሩ እዩ ይብሉ።እዚኦም ኩሓልቲ መሲሎም መንቆርቲ ይፈልጦም እየ።ህግደፍ ተቓወምቲ ተመሲልኩም፣ ሾሊዅኩም እተዉ እሞ ሰብ ኣዳናግሩ ኢሉ ዝሰደዶም እዩ።መብዛሕትኦም ሓኪም ዘየሕውዮ ሕማም ¨ዋላ ኢሳያስ እንተጸላእናዮስ ናትና እንድዩ፣ኣከለጉዛይ ስልጣን እንተሒጀን ዓዲ ቃኘው ክትከውን እያ¨ ዝዓይነቱ ርእሰ ተኣማንነት ዝገደሎ ድኹም ሕልና ዝዓሰሎም እዮመ ሓሻካ። ኣግሂዶም ዝበሉኒ ደቂ ግራተይ ስለ ዘለዉ እዮም።
        ንኢሰያስ እናተጻረፍና ተሓጕሽና ደቅሽና ክንሓድር ዝደልዩና ወገናውያን እዮም።ካብቶም ክርስትያናዊት, ኣንጻር ቶርዓ ,ዝኾነት ሻዕብያ ዝተኸተሉ ወረበላታት ኣይሕሹንዮመ።ከነጋልጾም ድማ ኣይነናሕስየሎም ኒና።ብኣውራጃ ናትና ይኹኑ እምበር ፣ብፍርሂ ሃይካ ህዝቢ ኤርትራ ክሕረድ ዝመርጹ ሎም ኣየሕዋትና ጽባሕ ኣየሕዋትና።ፈገረግር።

    • Kalighe August 26, 2013

      ኒው ሆፕ ኤሪትሬያ __ሳይበር ክዩር__ወይሰብደቀይ ማህቡላ___ሲንጋፖ፣ዩጎስላቮ ኤሪትሬያን__ዝተፈልየ ኣስማት፣ሓደ kirdad.

POST A COMMENT