Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ቁጽሪ ናይቶም ናብ ሲሲልያ ዝኣትዉ ዘለዉ ስደተኛታት እናዓበየ ብምኻዱ፣ ሓለቓታት ማፍያ ናይቲ ከባቢ ኣብ ልዕሊ ስደተኛታት “ኵናት” ኣዊጆም ከምዘለዉ ኤክስፕረስ ዝተባህለ ጋዜጣ ሓቢሩ።

ቁጽሪ ናይቶም ናብ ሲሲልያ ዝኣትዉ ዘለዉ ስደተኛታት ካብ ግዜ ናብ ግዜ እናዓበየ ኣብ ምስ ምኻዱ፣ ምስቲ ማዕበል ስደተኛታት ተጸምቢሮም ገለ ኣፍሪቃውያን ገበነኛታኛ ሲሲልያ ኣብ ዝኣትዉሉ ዘለዉ እዋን፣ ኣብቲ ናይ ትሕቲ መሬት ፋሉላዊ ግዝኣት መን ላዕለዋይ

ቁጽሪ ናይቶም ናብ ሲሲልያ ዝኣትዉ ዘለዉ ስደተኛታት ካብ ግዜ ናብ ግዜ እናዓበየ ኣብ ምስ ምኻዱ፣ ምስቲ ማዕበል ስደተኛታት ተጸምቢሮም ገለ ኣፍሪቃውያን ገበነኛታኛ ሲሲልያ ኣብ ዝኣትዉሉ ዘለዉ እዋን፣ ኣብቲ ናይ ትሕቲ መሬት ፋሉላዊ ግዝኣት መን ላዕለዋይ ኢድ ከምዘለዎ ንምርግጋጽ ሓለቓታት ማፍያ ናይቲ ኮዛ ኖስትራ ተባሂሉ ዝፍለጥ ጉጅለ ማፍያ ሲሲልያ ኣብ ልዕሊ ስደተኛታት “ኵናት” ኣዊጆም ከምዘለዉ ኤክስፕረስ ዝተባህለ ጋዜጣ ሓቢሩ።

በዚ ምኽንያት፣ በቶም ናይ ማፍያ ጉጅለ ሓደ ምዕራብ ኣፍሪቃዊ ወዲ 21 ዓመት መንእሰይ ብቐትሪ ኣብ ማእከል ከተማ ፓለርሞ ብጥይት ርእሱ ከምዝተወዕቐ ተፈሊጡ።

ከንቲባ ናይታ ከትማ፣ ፓሊርሞ ኣብዚ እዋን ‘ዚ ኢጣያዊት ከተማ ከምዘይትመስል ብምጥቃስ ነቲ ለቢሳቶ ዘላ ኣህጉራዊ መልክዕ ብኣውንታ ‘ኳ እንተገለጾ፣ ህዝቢ ናይቲ ከባቢ ግን እዚ መጀምርያ ናይቲ ቅልውላው ምዃኑ ብምእማት፣ ብዙሕ ደም ምፍሳስ ከይስዕብ ሻቕሎቱ ይገልጽ ከምዘሎ እቲ ጋዜጣ የገንዝብ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
1 COMMENT

Post a Reply to yamie Cancel Reply