Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ቆንስል ኣመሪካ ኣብ ኣስመራ፣ ብምኽንያት መዓልቲ ናጽነት ሃገሩ ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፣ ኣብቲ እንግዶት ንዝተዓደሙ ሚኒስተራት ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ዝርከቡዎም ኣጋይሽ ብዛዕባ ለውጢ ክሓስቡ ተዛዋዋሪ ማዕዳ ሂቡ።

ቆንስል ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ኣብ ኣስመራ፣ ሚስተር ጆን ሁቨር ብምኽንያት መበል 238 ዓመታዊ ዝኽሪ ናጽነት ኣመሪካ ኣብ ቀጽሪ ኤምባሲ ኣመሪካ ኣብ ኣስመራ ኣብ ዘዋደዶ ዲፕሎመሰኛታትን ዳርጋ ኹሎም ሚኒስተራት ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስን ዝተረኽቡሉ እንትዶት ታሪኽን ተመክሮን

ቆንስል ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ኣብ ኣስመራ፣ ሚስተር ጆን ሁቨር ብምኽንያት መበል 238 ዓመታዊ ዝኽሪ ናጽነት ኣመሪካ ኣብ ቀጽሪ ኤምባሲ ኣመሪካ ኣብ ኣስመራ ኣብ ዘዋደዶ ዲፕሎመሰኛታትን ዳርጋ ኹሎም ሚኒስተራት ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስን ዝተረኽቡሉ እንትዶት ታሪኽን ተመክሮን ኣመሪካ ተወኪሱ ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፣ እቶም መጋበርያ ምልኪ ኮይኖም ዘለዉ ሰበስልጣን ዲሞክራስያዊ ምሕደራ ከም ዝበለጸ ፖለቲካዊ ስርዓት ተቐቢሎም ብዛዕባ ለውጢ ክሓስቡ ተዛዋዋሪ ማዕዳ ሂቡ።

 

ንሱ ኣብ መግለጺኡ፣ “እተን ንብሕታዊ ዜጋዊ መሰል ዜጋታተን ዝከላኸላሉ፣ ከምኡ ‘ውን ኣህዛበን ብሰላማውን ዲሞክራስያውን መንገዲ ስርዓታቶም ክቕይሩ ዕድል ዝፈጠራ ሃገራት፣ ንሕብረተሰበን ሰላምን ብልጽግናን ኣብ ምጕንጻፍ ኮነ ምስ ጎረባብተን ሃናጺ ዝምድና ኣብ ምምራት ዝበለጸ ውጽኢት ከምዘመዝገባ ዘበናዊ ታሪኽ ዓለም ብጭብጢ መስኪሩዎ እዩ።” ኢሉ።

 

ኣብቲ እንግዶት ዝተሳተፉ ገለ ዲፕሎማሰኛታት፣ ጀነራል ስብሓት ኤፍረምን የማነ ገብረመስቀል (ቻርሊ) ዝርከቡዎም ገለ ሰበስልጣን ስርዓት ኢሳይያስ በቲ መልእኽቲ ሕጉሳት ከመይነበሩን፣ ኣቲ መግለጺ ቅድሚ ምፍጻሙ ሞሊቖም ከምዝኸዱን ምዝራቦም ከኣ ምንጭታትና ካብ ኣስመራ ሓቢሮም።

 

ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ከም ወትሩ ተዓዲሙ ኳ እንተነበረ ኣብቲ ኣጋጣሚ ኣይተረኽበን።

 

ኣብ ዝሓለፈ ጽምብል ናጽነት ኤርትራ፣ ሚኒስትሪ ወጻኢ ጉዳያት ኣመሪካ ናይ ዮሃና መልእኽቲ ኳ እንተሰደደ፣ እንተኾነ ከምቲ ብልሙድ ስለዝ ወግዒ ዝግበር ናብ’ቲ “ፕረዚደንት” ዘይኮነ ናብ ህዝቢ ኤርትራ ዘቋመተ እዩ ነይሩ።

ምሉእ ትሕዝቶ ናይቲ መግለጺ ንምንባብ ኣብዚ ጠውቑ፣

Remarks by John Hoover, Chargé d’Affaires of the Embassy of the United States of America On the Occasion of the 238th Anniversary of the American Declaration of Independence Asmara, Eritrea, July 3, 2014

aseye.asena@gmail.com

Review overview
38 COMMENTS
  • TwoWayStreet July 26, 2014

    I see GREEN, she see’s RED. You can look at this same message in many ways, you see what you wanted to see. e.g. of Him and Her follows.
    He, as one of those seeking change, sees in this message
    “A country have to have principles, Eritrea should adopt a constitution; government is for the people by the people, but you guys are not allowing the people to change its government; the Eritrean government is not respecting the rights of its citizens like freedom of speech, press, assembly; prisoners deserve a due process; …etc.

    but She as a PFDJ supporter sees in this message,
    “It takes a long time to build a nation; constitution takes a long time, it is not a one night thing; just like America we are fighting against our former colonizer Ethiopia; just like America we have to fight and win the fight against internal factions(opposition group) that try to destroy Eritrea; nation building goes through a lot of mistakes, but are learning from them;

    I believe the speech is just facts regarding July 4, or the American Independence, that could be given by any US representative in Eritrea, Ethiopia, Japan, Italy, Brazil, Australia or any other nation. It’s message depends on how the listener interprets it. One statement that strike me most is that “Countries that respected the rights of their citizens became more successful in pursuing the happiness of their people.” Of course this will be disputed by countries like China, but it is up to the people to choose the road.

  • Diana da Bologna July 26, 2014

    እዚ ዜና ዳኣ እንታይ’ዩ ደንጉዩ መጺኡና? ጽምብል ናጽነት ኣሜሪካውያን ካብ ድሓልፍሲ ሰለስተ ሳምንቲ ገይሩ ኢዩ። ዶስ ካብ ኤርትራ ብእግሩ’ዩ መጺኡ?
    “ብዛዕባ ለውጢ ክሓስቡ መኺሩ” ድተባህለ ዜና ግን፡ ብዛዕባ ለውጢ ካብ ኣሜሪካውያን ይኹን ካብ እንግሊዛውያን ትምህርቲ ምቕሳም ብዙሕ ኣድላይነት ደለዎ ኣይኮነን። ይትረፍ ንሕና ድሕሪት ደለናስ፡ ንሶም’ውን ካብ`ቲ ደለውዎ ምዕቡል ደረጃ፡ ናብ ድማዕበለ ንምብጻሕ “ለውጢ” የድልዮም ኢዩ። ህይወት ደቂ ሰባት ብቐንዱ መዓልታዊ ለውጢ ድጠልብ ከይዲ ኢዩ። ንሕና ከም ኤርትራውያን ግን፡ ኣሜሪካውያን ድሓቱና ለውጢ ንኸይንቕንበል ድቕስበና ብዙሕ ነገራት ኣሎ። ቀዳማይ ነገር፡ እቲ ንሶም ድሓቱና ለውጢ ንረብሓኦም ደገልግል ክኸውን ስለ ድደልይዎ። ካልእይ ነገር፡ ኣሜርካውያን ኣብ ሃገርና ለውጢ ንኽመጽእ ስለምንታይ ክንድ’ዚ የገድሶም? ድብል ሕቶ’ዩ። ንሕና ኣብ ልዕሊ’ቶም ጸለምቲ ኣሜሪካውያን ድፍጽምዎ ኣድልዎ ደው ከብልዎ ሓቲትናዮም ኣይንፈልጥን። ከመይሲ ጉዳይና ስለ ደይኮነ። ካልኣይ ነገር ድማ ንሶም ደለዓዓልዎ መስርሕ ለውጥታት ከይተዛዘመ ወይ ጭራሽ ከይጀመረ ኣብ ዕንወትን ውግእ ሓድሕድን ተሸሚሙ ስለ ድርከብ። ዕራቕ፣ ኣፍጋኒስታን፣ ሊብያ፡ ናይ ቀረባ ኣብነታት ኢየን። ልዕሊ ኹሉ ግን፣ ኣምር ዲሞክራሲ ንኣሜሪካውያን፡ ከከም ኩነታቱ ኢዩ። ንዕኦም ተማእዚዙ ድኸይድ እንተ ኮይኑ፣ ኣፍንጫ ሰብ እንዳ ረገጸ ንዝኸይድ መንግስት፡ ኣትሪሩ ድጭፍልቐሉ ጫማ ይዕድልዎ። ‘እይፋልን ብምርጫይ ኢየ ድኸይድ” ድብል እንተ ኮይኑ ግን፡ ዋላ ዲሞክራስያዊ ይኹን፡ ከመይ ጌርካ ተዕንዎ ምሕሳብ’ዩ። እዚ ድማ “ድርብ ዕያር” ወይ Double standard ይብሃል። ስለ’ዚ፡ ስለ’ቲ ምኽሩ እንዳ ኣመስገንና “ኣይፋልን” ንብል!! ኣይፋል ንለውጢ ደኮነስ ኣይፋል ንኣሜሪካዊ ዓይነት ለውጢ!!!

    • ተወልደመድህን July 26, 2014

      ነውራም ዲያና፡ኣብ ኤርትራ ዘሎ ጸገም ጉዳይ ከምድላይና ንከደሉ ዝበሃለሉ ኣይኮነን።ከምቲ ድሌትካ ክትከይድ’ውን ዘከል ኣኪ የለን ነውራም’የ።እቲ ጸገም ጸገም ውሽጢ’ዩ።እቲ ናይ ግዳም ጉዳይ ማዕቀብ’ዩ።ኣዚ ከኣ ሃደ ሕግን ስርዓትን ዘይክተል ፋሉል ብምኳኑ’ዩ መንግስቲ ኤርትራ።ካልእ ንህግደፍ ዚሃቅኖ ዘሎ ከኣ ውሽታዊ ኩነታት’ምበር ናይ ኣኤሜሪካውያን ጉዳይ ኣይኮነን።ኢ ኣብ ኣኤርትራ ለውጢ ዚደሊ ዘሎ ከኣ ለውጢ ኣኤርትራውያን’ምበር ለውጢ ኣኤሜርካውያን ኣይኮንን።ዓለምና ሎሚ ኣብ ንእስቶ ቁሸት ስለዝተቀየረትን ኣብ እዋን ግሎቫላይዜሽን ስለዘሎና ከኣ ነቲ ግፍዒ ኤርትራውያን ዚረኣዩ መንግስታት ኣብ ማኦረቲ ውጹዕ ህዝቢ ተሰሪዖም።ከም ድሌትኪ መንግስቲ ኣኤርትራ ምስ ኣሜሪካ ዝምድና ኣንተዝህልዎስ ኣዚ ኩሉ ኣማይኮነን ዝብል ሕማቕ ሃሳብ ኣሎኪ።ወላ ኣኤሜሪካ ትሃሉ ኣይትሃሉ፡ከምዚ መንግስቲ ኣኤርትራ ዝከዶ ኣብዝኮነ ይኹን እዋን ክኽየድ ኣይከኣልን’ዩ።ስለዚ ኦሮማይ፡ኣቲ ክውሰድ ዚነበሮ መንገዲ ተሳሒቱ ውድቀት ድርኩኽIት ረጊጹ ስለዝኾነ ኤሜሪካ ወያነ ምባል ትርጉም የብሉን። ቻው ዕስብቲ፡

      • ahmed saleh July 26, 2014

        Diana
        Do not underestimate the position of Eritrea stability importance in Red SEA coast concerning economic wise
        plus political aspects to benefit the region and international world . So far we failed the opportunity
        to take advantage from our God given resources for national wealth . We can argue but for the matter of fact
        at the end of the day we are the lonely losers with empty plate .

        • Diana da Bologna July 27, 2014

          ኣላ ኣሕመድ! እስከ ንገረና ብተፈጥሮኣዊ ሃብቲ ድተዓደላ ሃገራት ድጨበጥኦ ዓወት ወይ ድረኸበኦ ቅሳነት እንተለዋ ኮይነን። እታ ብሰደድ ነዳዲ ኣብ ዓለም ብሻብዓይ ደረጃ ትስራዕ ናይጀርያ ድያ? ኣብ ናይጀርያ ልዕሊ ሓሙሽተ ዓበይቲ ትካላት ነዳዲ ተኾይጠን፡ ሃብቲ ናይ’ታ ሃገር ክግሕጣ ከለዋ፡ ልዕሊ ሰማንያ ካብ ሚእቲ ህዝቢ ናይጀርያ ብስእነት ሓይሊ ኤለክትሪክን ድስተ ጽሩይ ማይን ይሳቐ’ሎ። ስለምንታይ ኣብ ናይጀርያ ከምዚ ይኸውን። ኩሉ ኣብ ምምዕባል ድርከባ ሃገራት ድተፈጥረ ዕግርግርን ህውከትን፡ ተፈጥሮኣዊ ሃብቲ ናይተን ሃገራት ንምስራቕ ኢዩ። ሓደ ኣሜሪካውያን ሰብ ትካላት ኣግሂዶም ድዛረብዎ ዘረባ’ሎ። ኣብ መላእ ዓለም ደሎ ተፈጥሮኣዊ ሃብቲ ናቶም ሙዃኑ!! ነዚ ንምውናን ድማ ሰብ እንተ ጠፍአን እንተተመዛበለን ድገድሶም ኣይኮነን። ነዚ ትስሕቶ ኣይመስለንን። ናይ ትማሊ ሊብያን ናይ ሎሚ ሊብያን ብዓይነ ሕልናኻ ኣነጻጺርካ ክትርእያ ፈትን። ዒራቕ!! ህዝቢ ዒራቕ ካብ’ቲ ሳዳም ኣብ’ቲ ልዕሊ ዕስራ ዝበነ መግዛእቱ እንተላይ ዂናት ምስ ኢራን ሓዊስካ ደጥፍኦም ዜጋታቱ፡ ድሕሪ ወራር ኣሜሪካ ድጠፍኡ ብተዓጻጻፊ ይበዝሑ። ንዕራቕ ኣብ መጋባእያ ውድብ ሕቡራት ሃገራት መጺኦም ብደይ ኣበሰቶ ገበን ከሲሶም ኲናት ወሊዖም ሓማሚሶም ገዲፎማ ከይዶም። ስለምንታይ ከምዚ ይኸውን። ኣልቃዒዳ ፍርያት ኣሜሪካውያን ክንሱ፡ ብእኡ ኣሳቢብካ ድተገብረ ወራር ኣበይ በጺሑ’ሎ? ክንደይ ቆልዓ ሰብይቲ ሃሊቖም ኣለዉ? ኣብ’ዚ ድሓለፈ ዓሰርተ ሰለስተ ዓመታትከ ብጀካ ህልቂት ሰለማውያን ሰባት ድተረኽበ መኽሰብ ኣሎዶ? “ደቀንስትዮ ኣፍጋናውያን ድኽደንኦ ድነበራ ሕጃብ ካብ ሸውዕተ ኪሎ ናብ ፍርቂ ኪሎ ከም ድምዘን ጌርና” ኢሎሙና። ትምህርቲ ከም ድወፍራ’ውን ጌርና ኢሎም። ኣሜሪካውያን ጥራይ ኣይኮኑን፡ ፈረንሳውያን ይኹኑ እቶም እከያት እንግሊዛውያን’ውን ኣለዉ። ኣብ ኣፍሪቃ ድግበር ደሎ ዕንደራ ፈረንሳውያን ንርእዮ ኣለን። ስለ’ዚ ኣየና’ዩ እቲ “ከሲርናዮ” ትብልዎ ደለኹም ዕድል? ጁባ! ትማሊ “ካብ ሱዳን ምግንጻል ከርብሓኩም’ዩ” ተባሂሎም ድተፈልዩ ደቡብ ሱዳናውያን እንታይ ዓይነት ዕጫ ገጢምዎም ከም ደሎ ንርእዮ’ለና። ብሕጂ’ውን ደቡብ ሱዳን ናበይ ገጻ ከም ተብልን እንታይ ዓይነት ዕጫ ከም ድጎንፋን ድፍለጥ ነገር የሎን። ኣብ ጉዳይ ብህዝባዊ ግንባር ትምራሕ ደላ ኤርትራ በጺሕካ ነዚ ኩሉ ሓቅታት ክትክሕድ እንተ ኾንካ ግን፡ ጽምኣት ናይ ጽልኢ’ምበር ጽምኣት ናይ ለውጢ ኣይኮነን።

          • ተወልደመድህን July 27, 2014

            Diana da Bologna ብዙሕ ክብሎ ዚግባእ ኔሩኒ።ነገሊኡ ገዲፈ እቲ ክብሎ ዝደሊ ግን ኣዚኣቶም’ዮም።
            ኩሉ መልእኽትኺ ጥውይውይ ዚበለዩ።
            ክልተ ነገር’ውን ኣለዋ ከብርሃልኪ።ምኽንያቱ እቲ ትብልዮ ዘለኺ ዚተወሃበኪ’ምበር ናትኪ ርእይቶ ኣይኮነን።
            1 ) ኩሉ ኣብ ምምዕባል ድርከባ ሃገራት ድተፈጥረ ዕግርግርን ህውከትን፡ ተፈጥሮኣዊ ሃብቲ ናይተን ሃገራት ንምስራቕ ኢዩ። ነዚ ንምውናን ድማ ሰብ እንተ ጠፍአን እንተተመዛበለን ድገድሶም ኣይኮነን።
            —- ንኤሜሪካ ክከላከል ኣይደልን’የ።ንደገፍቲ ህግደፍ ዘይረኣዮም ኮይኑ’ምበር ሃደ ሃቂ ኣሎ።ኤሜሪካ ካብ ኦኣለም ዚሃብተመትን ዚሃየለትን’ያ።ስለዚ ንስካ ይኹን መራሒ ህግደፍ ዚኾነ ዕቡድ ኢሳያስ ሚኢቲ ግዜ ንኤሜሪካ እንተጸርፉን ኣንተወንጀሉን ንርእሶም ይውንጅሉ ከምዘለው’ዩ።ኤሜሪካ ንዜጋታት ናጽነት ዘጎናጸፈት፡ዝኾነ ኣብ ኤሜሪካ ዚነብር ሰብ ዕላማኡ ዝትግብረላ ሃገርን ሕጊ ዘለዎ ኦኣዲ’ያ።ናይዚ ሓቂ’ዚ ተጠቀምቲ ኤርትራውያንን ብፍላይ ከኣ ኣቶም ኦሱባት ህግደፍ’ዮም።ስለዚ ብዙሕ ብዛዕባ ኣኤሜሪካ ምልፍላፍ ሕማም ከይከውን።እቲ ካልእ ኣብ 1998 ግጭት ኢትዮ-ኤርትራ ክጅመር ከሎዜጋታት ንምፍላስ ወይ ንRፍ ኣት ስለዚኦኣለሙ ድዮም ምስ መንግስቲ ሩዋንዳ ኮይኖም ሃደ እማመ ዘቕረቡ።እቲ እማመ ንድሕነትን ረብሃን ህዝቢ ኣኤርትራ ስለዝኾነ ንቀበሎ ዚበሉ ብዙሓት ሰባት ኔሮም፡ካብ ኦም ሓደ በራኺ ገብረስላሴ ኢዩ።እቲ እማመ’ቲ ተፈጥሮ ሃብቲ ኤርትራ ወይ ናይ ኢትዮጵያ ንምስራቅ ወይ ሰባት ንምፍላስ ድዩ።ካብ ሃቂ ብዙሕ ሪሕቂ ኣሎኺ።
            2) ንዒራቕ ኣብ መጋባእያ ውድብ ሕቡራት ሃገራት መጺኦም ብደይ ኣበሰቶ ገበን ከሲሶም ኲናት ወሊዖም ሓማሚሶም ገዲፎማ ከይዶም።
            —ሕራይ እቲ ኣብ ዒራቕ ዚተፈጸመ ሪኢናዮ።ናቱ ናይቲ ህዝቢ ዚተፈላለ ጸገም ስለዘለዎ’ዩ።ብናትኪ ኣረኣእያ ከምዚ ናይ ዒራቕን ሊብያን ከጋጥመና ይኻል ብዝብል ኣብ ኣብቲ ለውጢ ዝደሊ ኣኤርትራ ፍርሂ ምእታው’ዩ።ግን ብሕጽር ዝበለ መንገዲ፡
            —–ዒራቕ ንምውራር ኣብ ዝተገብረ ዘመተ፡እቲ እት ኣምኖ መራሒ መንግስቲ ኤርትራ ኣቶ ኢሳያስ ኣፈወርቂ፡ሳዳም ዘየድሊ ክውቃዕ ዘለዎ ሰብ ኢሉ ካብ ዝፈረሙ ሓደ’ዶ ኣይኮነን።ስለዚ ነቲ ክሲ ኤርትራ ደጊፋቶ እንድያ።
            3) ጁባ! ትማሊ “ካብ ሱዳን ምግንጻል ከርብሓኩም’ዩ” ተባሂሎም ድተፈልዩ።
            —-እዚ’ውን ኢድ መንግስቲ ኤርትራ ዘለዎ፡ተጋደልቲ ኣብ ደቡብ ሱዳን ዚተሰው ኡን ዚተወግ ኡን ከምዘለው ጭቡጥ ምስክር እንድዩ።
            ስለዚ ናበይ ንምብጻሕን እንታይ ንምግባር’ዩ ክንድዚ መጸጽ።
            ኣብ መኦኣል ናይጀርያ ዘሎ ጸገም፡ዜጋታት ተጠቀምቲ ሃብቲ ሃገር ከይኮኑ ዝገብር ዘሎ’ኮ ባዕሉ እቲ ስርዓትን ካልእ ሞራላዊ ኣተሃሳስባ ዜጋታት ኣብ ውልቃውነት ስለዘድሃበዩ።ነዚ ንምቕያሩ ከኣ ናይቲ ኅብረተሰብ ጸገም’ዩ።
            —ንሕና ዘሎናዮ ኩነታት ካብቲ ናይ ናይጀርያ እንታይ ይፈልዮ።ቢሻ ኣቶት ተረኺቡሉ ካብዝበሃል ክንደይ ኮይኑ፡ኣብ ኤርትራ’ከ ኣየናይ ጸገም ተፈቲሑ።ህዝቢ ኤርትራን ግን ወላ’ኳ ብህግደፍ ባህሉን ክብርታቱን ዝሕሉ ኣረኣኣያታት ክሳብ ዘጥፍእ እንተጨቆኖ፡ነዚ ጭቆና፡ነዚ ናይ ብላዕን ናይ ሰበይ ሰብካ ኣረኣእያ ዘለዎ ድሁል ስርዓት ኢዱ ከይሃበ ይቃለሶ’ዩ ዘሎ።ኣብ ካልእ ሃገራት ኣፍሪቃ ዘሎ ጸገም፡ነቲ ጸገም ኢዶም ብምሃብ’ዩ።
            ሕጂ’ውን ብግልጺ ክጽፈልኪ ዲይና።ኣብዝሃለፍ ዚሃብኪዮ ኮመንት “ቅጫ ናይ ሓንቲ ስድራ ተመቒላ ንተጋደልቲ ትዕደል ነይራ” ። እዚ ግን ነቶም ለይቲ ምድሪ ዃደረ ጸዊዕም ድራር ድእዝዙ ድነበሩ ተጋደልቲ ዓማ ድምልከት’ምበር፡ ንተጋደልቲ ህዝባዊ ግንባር ኣይምልከትን። ይትረፍ ሓለፍቲ መንገዲ ተጋደልትስ፡ ክፍሊ ህዝቢ ህዝባዊ ግንባር’ውን እንተ ኾኑ ናይ ገባር መሳርፍ ከይቀርቡ ህሩማት’ዮም ነይሮም። ዚብል ጽሑፍ ኣስፊርኪ ኣሎኺ።
            እዚ ዝሕብሮ ኣንተሎ ኩነታት ቃልሲ ህዝቢ ኣኤርትራ ዘይትፈልጢ ተለኣኺት ጥራሕ ኢኺ።እቲ ትዛረብዮ ዘለኺ’ውን ዘይትፈልጥዮ ናይ ኪኢለዮ ሲኢነዮ’ዩ።ክላበውኪ ዝደሊ ኩነታት ኣህገር ከምዚ ንስኺ ትብሎ ኣይኮነን ዘሎ።ኤርትራ ብቑጠባን ብካልእ ብፍላይ በቲ ተካ ኢ ዝኾነ ወለዶኦ ትጸንት’ያ ዘላ።ስለዚ ብጸገም ሃገር ኣይትጻወቲ።ሎሚ ዘሎናይ ኩነታት ዓማን ህዝባውን ዚበሃለሉ፡ናይ ማሕበርነታዊ ወይ ካፖታሊስታዊ ኣረኣኣያ ይሃይሽ ዝበሉሉ ኩነታት ኣይኮናን ዘሎና። ሎሚ ናይ ሃገር ኣድሕን መጽዋዕታ ዝህረመሉ ዘሎ’ዩ።ረኣይዮ፡ኣኤርትራዊ ኣብዝከደ ዘጋጥሞ ዘሎ ጸገም።ኣብ ሲናይ፡ኣብ ሊብያ፡ኣብ ሱዳን፡ኣብ ኢትዮጵያ፡ኣብ ኣስራኤል ኣዚ ኩሉ መንእሰይ ወካሊ ዘይብሉ ኮይኑ ስቕ ኢሉ’ዩ ዚጠፍእ ዘሎ።እዚ ከኣ ወካሊ ዝኮነ ስርዓትን ዜጋታቱ ዝሕብሕብ መንግስቲ ስለዘይሎ’ዩ።

    • TwoWayStreet July 26, 2014

      DdB,
      Don’t take this as a message intended for the leaders of the Eritrean government. Take this as a speech on American History that will be given by every American Ambassador all over the world to their audience on Independence day. The question is what lesson will the audience take from this historical fact.
      Eritrea has chosen to ban every independent news media so no independent information for the people, jail any opposition without due process, decided to live without constitution for some more years so can not be questioned as to the legality of your actions, made it illegal for peaceful demonstration even if you want to support the government, only one party system so no option for the people, no peoples representatives so nobody to check the executive bodies power and responsibilities…etc. The Eritrean government thinks this will bring peace and prosperity to the people and nation. The question is did this work? Is Eritrea peaceful and prosperous? I will leave you with this question, to look at Eritrea now, to visit what it was like in 1992-1997, What we were expecting Eritrea to be like by 2014? Do you think it is working? If so can you point to situations that has improved? or if it is not working, do you think that the way of current governance should change? You can try to answer these questions by practically looking at every situation, or you can say “WALA TINFER IMBER TIEL IYA”

      • Diana da Bologna July 27, 2014

        ተወልደምድህን!
        መጀመርያ ተዋሁቡኒ ድዩ ዋላ ናተይ’ዩ ድገድስ ኣይኮነን። ንስኻን መስልትኻን ኩሉ ግዜ ነቶም ንኤርትራ ድጎጥዩ ክንነቅፍ ምስ እንጅምር፡ ናቶም ተኸላኸልትን ተሓለቕትን ኰንኩም ከም ትቐርቡ ትቐርቡ ደገርም’ዩ። ሽምግልና ናይ ኣሜሪካን ርዋንዳን ድበሃል ነገር የለን። እቲ ሽምግልና ዋናታቱ ኣሜሪካውያን ኢዮም። ሩዋንዳውያን መተሓስቲ ኢዮም ኣትዮም። እቲ ብድኾነ መመኽነይታ ክስገር ደይግብኦ ብይን ኮምሽን ዶብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ኣብ ተግባር ደይውዕለሉ ምኽንያትከ እንታይ ኢዩ? ነቲ መንግስቲ ስለ ደይደለይዎ? ዲሞክራስያዊ ስለ ደይኮነ? እንታይ ምኽንያት ኣሎ? መንግስትን ስርዓትን ሓለፍቲ ኢዮም። ግዝኣተ መሬት ናይ ሓደ ህዝቢ ግን ነባሪ ኢዩ። መሬትናን ባሕርናን ጨራሪሞም ንወያነ ክዕድሉልና ግን ክሳብ ለይተ ሎሚ ፋይልና ተወንዚፉ ኣሎ። እዚ ግን ኣብ እዝንኹም ክቐርብ ኣይትደልይዎን ኢኹም። ሃገርኩም ኣሕሊፍኩም ኣብ መጋባእይያታት ኣቕሪብኩም ክትፋረድዋ ጥራይ’ዩ ድሰልጠኩም። ማዕቀብ ክድልድል፣ ኤምባስታት ክዕጺ፣ ኣብ ኤርትራ ደለዋ ናይ ደገ ትካላት ክወጻ ኮታ ነታ ሃገር ድሓንቕ ደበለ ኩሉ ምግባር ትርህጽሉ ከም ደይሕልፍ!! ድጸንከረ ስለ ድተሰግረ ግን፡ ሕጂውን ኩሉ ክስገር’ዩ።

    • Mightyembasoyra July 26, 2014

      Diana,
      I am not sure how you can sleep at night.
      To be Eritrea at this time is to be cursed but you believe Eritrea is on the right truck. Really? I think you have completely lost the meaning of goodness.

    • fithawi July 26, 2014

      diana ede,
      dibil, dihalif, ditebahle, dihatuna, difitsimuwo,
      tigrigna atsfifki zeyfeletki entay kumneger kitizarebi.

  • Berhe Tensea July 26, 2014

    The nominial and paralyzed officials are capable of thinking about alcohole and the abuse they are sufferring by their master. No matter what is done to these cowards be it advice or other means will not work. The only thing good for these monkey like creatures is to imprison them in Arbe rebue for good.

  • berie haqi July 26, 2014

    ኣየ ጠራራይ ኣይተ ኣማኒኤል : ንምንታይ ድዩ እዚ ኩሉ ቃልሲ ንለውጢ ንዝሓሸ ናብራ ነብስና ክኢልና ክንከይድ እንድዩ እዚ ኩሉ ብኒሕን ተጸማምነትን ንጒዓዝ ዘሎና : ምዕዶ ለውጢ ናይ ምምሕዳር ኣሜሪካ እኳ እቲ እንፈልጦ ኣብ በዓል ኣፍጋኒስታን ኢራቕ ሊብያ እንዳ ዓለቦኻ ኢትዮጵያ ንህዝቢ ዝቐዝፍ ዘሎ ለውጢ ንኽመጽእ : ለውጢ ንስራሕን ኣፍራይነትን ትሓሲምና ነንሓድሕድና ክንፋለስ ኣሞ ተጸበይቲ ረዲኣአት ስርናይ ከናዳን ኣመሪካን ኮይንና ፖለቲካዊ ናጽነትና ክንሸይጥ : ለውጢ ናይ ፋሕፋሕ ዝርግብትን : ለውጢ ንትግባረ ሕልሚ ዓባይ ትግራይ : እዚ ድዩ ሕልሚ ጐይቶትካ : ንከተዳምቕ ስለዘተኸፈልካ ዲኻስ : ናይ መንነት ቅልውላው ስለዘለካ እዩ ኣቦጓይላ ኰንካ ተደቢርካ ተጣቕዕ ዘለኻ : ሕሊሚ ምምሕዳር ኣሜሪካ ቀደም ዘበን እኒእኒ ሓባሻ ኮሎ እምኒ : ከይደቀስና ዝፈታህናዮ ጉዳይ ስለዝኾነ ድቃስ ንሳነሉ ኣይኮነን : ጥራይ ንስኻ መውደቒኻ ፍለጥ : ኣንታ ዝቡይ በዲዶ :

    • Mightyembasoyra July 26, 2014

      Mr. Hesot
      You sound like you know but you are super weak. Isn’t isayas from tigray, if you blaming tigrayans?

      • ahmed saleh July 26, 2014

        berie haqi in state of denial and delusion .
        You talk about sirnay ( wheat ) from America or Canada not to reach for those poor people
        inside the country where a simple bread became out of order while your fat belly enjoyed
        to eat the junk food prepared for you like a selfish person .
        Keep kissing your master butt and leave the people alone or deliver them daily necessities
        to save them from hardship life then you may have a reason to say a word .

    • habtom July 26, 2014

      Berie haqi,

      Ato Amanuel Eyasu, aykonen do ni hizbtat Eritrea ni kulu delayi fitihi araya zikewun jigna wedi hizbi eyu, nay ato Amanuel ni hizbu mitibaku/mihlaku gina, beti zeytekim kuras/teref meref tikmtat teashashika ketetselimo kibul aykonen, nay meninet kilwulaw alewo tiblo keaani, tsiruy wedi Eritrea eyu, KEMTOM TEMLKELOM TEWELJIE AYKONEN KEM BEAAL MANKI, ISAYAS AFEWORKI, SIBHAT, HAGOS KISHA, YEMANE CHARLIE, ABREHA KASSA-

      DEHAN TSIBAH NIGUHO KENETSRYEKUM ENA, AWETINA NAY GIDIN EYU!!!!!

    • mela July 26, 2014

      lbka do muluk ila berie hasot? haki kemaya. merar slezkonet shkor zelewo may gerka wahata. guahaf lehasi chama tembenay iseyas ebud. hlmi abay tgray da nay goytaka hilmi endyu anta mshmush keymote zmote bedni. ezi nay deki hizbi bota iyu. nska kid zereba goytotka dgem papagalo. Amanuel Eyasu nay haki seb slezkone guduadkum fihirkum xnhu. bdkam lbi twae ktblu slezkonkum abu kitkiberu. nakum da menedekum mekberi gudguad kifhrelkum yedug.

  • afro July 26, 2014

    berie haqi adgi,men eyu nska mennet wehabi geruka.nay baelka flet nska nay mennet klewlaw enta haliyuka ngerena.nska wlke melaki wey monkey, beleka tray dgem,papagalo.kulom etom twmlkom kea deki tembien mukanom flet.

  • Berhan July 26, 2014

    you are not betri haki you are betri hasset or you are stooge bone head ignorant it is nor far away to bring in front Eritrean people.

  • ahmed saleh July 26, 2014

    Sebhat Efrem and Charlie left the meeting early , Why ?
    May be the power of truth ( real betri haki )kicked deep in to feel ashamed from guilt . Wasn’t Sebhat was who
    used to say ; we will transform our country to the level of Singapore ?
    Well , BETRI HAKI doesn’t lie unless it settles at wrong people’s hand .

    • Diana da Bologna July 27, 2014

      ኣሕመድ ስብሓት ኤፍሬምን ቻርሊን ካብ’ቲ ኣኸባ ኣቋሪጾም እንተ ዳድ ከይዶም ኮይኖም፡ ነቲ ነዚ ዜና’ዚ ድፈብረኸ ኣብ’ቲ ጽምብል ነበረን ኣያ ኣማኑኤል ምሕታት ከድልየካ ኢዩ።

  • Wedihagher July 27, 2014

    “ንስራሕን ኣፍራይነትን ትሓሲምና ነንሓድሕድና ክንፋለስ ኣሞ ተጸበይቲ ረዲኣአት ስርናይ ከናዳን ኣመሪካን ኮይንና ፖለቲካዊ ናጽነትና ክንሸይጥ ”

    berie haqi

    Mr. Berie or ‘Beray’, you are already there, but you can’t see the reality because of some self interest or stupidity:

    – After more than two decades you are producing nothing but poverty. The country depends on smugglers who illegally bring to Eritrea consumer goods from Sudan, Yemen, Saudia etc. “ተጸበይቲ ረዲኣአት ስርናይ ከናዳን ኣመሪካን”, it’s better to ask help than to steal from neighbors.

    – You said “ነንሓድሕድና ክንፋለስ” ?, as if you are a caring government. The truth is, you have been doing everything possible to divide people along regional, sectarian and ethnic lines. You have even distributed guns to people, so that they can use it against each other. You have been putting seeds of hatred in every national issues.

    – You said “ፖለቲካዊ ናጽነትና ክንሸይጥ” ?, this is simply pure lie. You are behaving like ‘Shifta’. You spoiled the image of Eritrea beyond repair, and isolated it from the world.
    Your are not politicians, you are common criminals waiting to be brought to justice.

  • Hidat July 27, 2014

    WEYOQU NIMENGSTI ERITRA KIALYU LEITIN MEALTN INDASERHUS ” NLEWTI ATHASASIBOM ” ILKA ZENAS INTAY YIBHLA KAN ZENA TEWEDIEKUM!!!!!

  • mahta July 27, 2014

    Smeu endo kehatekum ezom amerika do shintar tblu zelekum nmen hizka diu teewetelu ? Nmlue hzbi eritra ,nbukue hgi meseln gbuen hzbi halika, nay wshtn nay degen fliliatka atsbibka lieli 100 shih swatkem model wesidka edn guantn koinka ety hade nety hade ena tekebaberka eu ymesleni nsebat ena zentelka nhaki mshfan nay gulbub rebha wey kone elkum deke hzbi mesilkum ayteetewna eti mshtr flut sle zkone iseyas 15 amet lef zbelelu aregit miknit aytemstu do walas ab demkum atiu mlkak abium nhsebelu dea deki erey behaki entekoinkum . Eseyas wn bgbru ember bmeninetu ayteferden

POST A COMMENT