Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

በቲ ኣብ ኒው ዮርክ ንምክያዱ ብደለይቲ ፍትሒ ምሽብሻብ ዝግበረሉ ዘሎ ሰፊሕ ሰላማዊ ሰልፊ ዝተሰናበደ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፣ ንምትዕንቓፉ ሰፊሕ ፕሮፖጋንዳዊ ዘመተ የካይድ ኣሎ።

በቲ ን29 ጥቅምቲ ኣብ ኒው ዮርክ ንምክያዱ ኣብ ሰሜን ኣመሪካ ብዝርከቡ ደለይቲ ፍትሒ ዓቢ ምሽብሻብ ዝግበረሉ ዘሎ፣ ብተሳተፍነቱ ዝዓበየ ሰላማዊ ስለፊ ደለይቲ ፍትሒ ክኸውን ትጽቢት ዝግበረሉ ሰፊሕ ሰላማዊ ሰልፊ ዝተሰናበደ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ሃሱሳቱ ኣዋፊሩ

በቲ ን29 ጥቅምቲ ኣብ ኒው ዮርክ ንምክያዱ ኣብ ሰሜን ኣመሪካ ብዝርከቡ ደለይቲ ፍትሒ ዓቢ ምሽብሻብ ዝግበረሉ ዘሎ፣ ብተሳተፍነቱ ዝዓበየ ሰላማዊ ስለፊ ደለይቲ ፍትሒ ክኸውን ትጽቢት ዝግበረሉ ሰፊሕ ሰላማዊ ሰልፊ ዝተሰናበደ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ሃሱሳቱ ኣዋፊሩ ንምትዕንቓፉ ሰፊሕ ዘመተ የካይድ ከምዘሎ ካብ ዝተፈላለዩ ቦታታት ዝበጽሑና ሓበሬታት ኣረጋጊጾም።

ሓላፊ ጸጥታ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ብሪጋደር ጀነራል ወዲ ካሳ ኣብ ጀዳ፣ ስዑዲ ዓረብ ኣብ ዘካየዶ ናይ ደገፍቲ ‘ቲ ስርዓት ኣኼባ ነዚ ጉዳይ ‘ዚ ኣመልኪቱ ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፣ ነቲ ሰለማዊ ሰልፊ ንምፍሻል ዝከኣል ዘበለ ንምግባር እቲ ስርዓት ይሰርሕ ከምዘሎ ምግላጹ፣ ኣብ ጅዳ ዝነበሩ ምንጭታት ኣሰና ሓቢሮም።

ምስዚ ተተሓሒዙ፣ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፣ ብፍላይ እቶም በብመዓልቱ እናፈንፈኑዎ ዝመጹ ዘለዉ ደገፍቱ ዝነበሩን መንጎመንጎ ዝኾኑን ዜጋታት ኣብቲ ናይ ደለይቲ ፈትሒ ሰላማዊ ሰልፊ ከይሳተፉ ንምፍርራሕ፣ ን25 ጥቅምቲ ማለት ራብዕቲ ቅድሚ ‘ቲ ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ኒውዮርክ ኣኼባ ከካይድ መዲቡ ኣሎ።

ብዘይካ ‘ዚ ኣብ ኒውዮርክ ዝርከቡ እሙናት ሃሱሳት ናይቲ ስርዓት፣ ክሰምዑና ይኽእሉ እዮም ንዝበሉዎም ሰባት ብኢመይላት በብሓደ እናለኣኹ፣ “እዚ ብወያነ ዝተወደበ ወያነ ዝሳተፉዎ ሰለማዊ ሰልፊ እዩ፣ ኣብኡ ከይትሳተፉ ተጠንቀቑ” እናበሉ ከም ኣመሎም ናይ ምፍርራሕን ምድንጋርን ጎስጓስ የካይዱ ከምዘለዉ ተፈሊጡ።

እዚ ብህዝቢ ኤርትራ ብምንጻሉን ምፍንፋኑን ሰንቢዱ ዓወንወን ዝብል ዘሎ ምልካዊ ስርዓት ዘካይዶ ዘሎ ናይ ፍርሒ ፕሮፖጋንዳ፣ ልክዕ ከምቲ ኣብ ጀኔቫ ናይ ደገፍቱ ሰላማዊ ሰልፊ ኣቐዲሙ ምውዳቡ ንብዙሓት ኣቖጢዑ መሊሱ ናብቲ ብ 26 ሰነ ዝተኻየደ ናይ ደለይቲ ፍትሒ ሰላማዊ ሰልፊ ክሳተፉ ዘሕነኖም፣ ነቲ ሃገሩ ትዓኑ ህዝቡ ይበርስ ከምዘሎ ተገንዚብ ዘሎ ህዝቢ ዝይዳ ድርኺት ክፈጥረሉ ምዃኑ ተዓዘብቲ ይገልጹ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
29 COMMENTS
  • ertra n ertrawyan October 24, 2015

    We the justice seekers are always ready to defend HGDF’s propaganda and spy. Don’t worry HGDF will do nothing as far as our people is with us supporting justice and law in Eritrea.

  • Negash Berhe October 24, 2015

    Let’s all march forward to remove this cruel dictator by partipating in the New York demonstration on 10/29/15. All the Eritreans living in the whole US and Canada should participate

  • Justice October 24, 2015

    What a filthy and stinky Dictator!

  • Johnny October 25, 2015

    Eritreans are one front for justice. The ruthless Isayas has count his days. The struggle of the people will overcome what at one time seemed impossible.

  • koreri October 25, 2015

    The main point that made weyane to be Isayas’s enemy was, weyane was smart enough not to allow him to lead Ethiopia from Asmara by remote control in the name of confederation.

  • koreri October 25, 2015

    The main point that made weyane to be Isayas’s enemy is, weyane was smart enough not to allow him to lead Ethiopia from Asmara by remote control in the name of confederation. The rest is all cover.

  • belo kefiuwo kelo October 26, 2015

    i think that the so called isseyas suporters will defnetly be tired to hear his useless sterio tayp probaganda in contrary to that it could be help full to the justice seekers.

  • dictator October 26, 2015

    ዕርበቱ ዝኣከለ ውልቐ መልኺ ዓቕሉ ኣጽቢቡ ይርከብ፡፡ሞቱ ኣኪላ እያ፥ ናይ መወዳእታ ቓጭሉ ኣብ newyork ክትድወል እያ፡፡ ዓወት ንደለይቲ ፍትሒ፡፡

POST A COMMENT