Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ቡን

ኣንስቲ ’ራኸባ
ንስለ ወግዒ ኣኼባ
ቡን ትቑሎ
ትፈልሕ ብተሎ
ፍንጃል ሒዘን ይኸባ
ይነጽጋ ዕንባባ
መን ዕላላ ’ጸግባ

ኣንስቲ ’ራኸባ
ንስለ ወግዒ ኣኼባ
ቡን ትቑሎ
ትፈልሕ ብተሎ
ፍንጃል ሒዘን ይኸባ
ይነጽጋ ዕንባባ
መን ዕላላ ’ጸግባ

POST TAGS:

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT