Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ቤት ጽሕፈት ኢመግረሽን ኣስመራ ናብ ዝቕመጡለን ሃገራት ክምለሱ ብዝደልዩ ኤርትራውያን የዕለቅልቅ

እቶም ንመበል 25 ዓመት ጽንብል ናጽነት ኤርትራ ንምብዓል ኢሎም ናብ ኤርትራ ከይዶም ዘሎዉ ኣብ ደገ ዝቕመጡ ኤርትራውያን፡ በቲ ኣብ ዕለተ ሰንበት ኣብ ዶብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዘጋጠመ ኩናት ዝመንቀሊኡ ፍርሕን ራዕድን ተዋሒጦም ትማሊ ሶኑይን ሎሚ ሰሉስን

እቶም ንመበል 25 ዓመት ጽንብል ናጽነት ኤርትራ ንምብዓል ኢሎም ናብ ኤርትራ ከይዶም ዘሎዉ ኣብ ደገ ዝቕመጡ ኤርትራውያን፡ በቲ ኣብ ዕለተ ሰንበት ኣብ ዶብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዘጋጠመ ኩናት ዝመንቀሊኡ ፍርሕን ራዕድን ተዋሒጦም ትማሊ ሶኑይን ሎሚ ሰሉስን እግረይ ኣውጽእኒ ብዝዓይነቱ ኣገባብ፡ ካብ ሃገር ናይ መውጺኢ ፍቓድ (exit visa) ንምውሳድ ነቲ ኣብ ኣስመራ ዝርከብ ቤት ጽሕፈት ኢመግረሽን ኣዕለቕሊቖሞ ከም ዝውዓሉ ኣብ ኣስመራ ዝርከቡ ኣባላት ዓርቢ ሓርነት ሓቢሮም።

እዞም በቲ ካብ ባይታ ዝርሓቐ ዘቕርብዎ ስነ ሞጎትን፡ ነቲ ኣብ ሃገርና ነጊሱ ዘሎ ምልካዊ ስርዓት ብዝገብርዎ ትሓላቕነትን ልዕሊ እቲ ንሃገሩ ዝገልገለን Arbi_harnetዝተኻላኸለን ዜጋ ሃገራውያን ክኾኑ ዝፍትኑ በላዕቲ ክልተ ስጋ ኤርትራውያን፡ ኣብ 2000 ዓመተ ምህረት’ውን፡ ኣብቲ ሓደ ሲሶ ካብ መሬት ኤርትራ ኣብ ትሕቲ ጎበጣ ሰራዊት ኢትዮጵያ ወዲቑሉ ዝነበረ እዋን ከምዚ ሕጂ ዘርእይዎ ዘለዎ ባህሪ ብዝመሳሰል ኣገባብ ነናብ እተን ዝነብሩለን ሃገራት ክም ዝተዓዝሩ ዝዝከር እዩ። ብኣንጻሩ ኩሉ ኣብ ካልይ ደራጃ ኣብያተ ትምህርቲ ኤርትራን ኣስመራ ዮኒቨርሲትን ዝመሃር ዝነበረ ኤርትራዊ መንእሰይ ከኣ ሃገር ንምክልኻል ኢሉ፡ እቲ ዘይትዓለመ መባእታዊ ታዕሊም ንምቕሳም ናብ ጋሕቴላይ፡ እቲ ዝተዓለመ ከኣ ብቐጥታ ናብ ግንባራት ከም ዝተሰለፈ ናይ ቀረባ እዋን ተዠክሮ እዩ።

14 ሰነ 2016

ፕሮጀክት ዓርቢ ሓርነት

aseye.asena@gmail.com

Review overview
33 COMMENTS
  • Gebrat June 16, 2016

    ኣብ ኣስመራ ሰብ ኣርሚምዎ ዘሎ ቀንዲ ብዛዕባ እዞም ጥሒሎም ዘለዉ ሰባት ኢዩ። ኢሚግሬሽን ክሳብ ትማል ወላሓደ ሓድሽ ነገር ናይ ሰብ ብዝሒ ኣይነበረን ከም ቀደሙ ኢዩ ኔሩ። እዞም ካብ ደገ ዝመጹ መብዛሕትኦም 10 ዓመት ዘገልግሎም ቪዛ ኣለዎም ምኻድ ኣየድልዮምን ኢዩ። ምናልባት ትኬት ናይ ነፋሪቶም ከቐይሩ ተሰሪዖም ከይኮነ ኣየስተውዓልኩን እምበር ኢሚግሬሽን ከም ቀደሙ እዩ እዘን ዝሓለፋ 2 መዓልቲ

  • k.tewolde June 16, 2016

    I thought those devout diaspora hgdefites who seem to romanticize and love Eritrea more that we do,who think they are Eritreans more than we are,who celebrated the 25th anniversary with a ‘patriotic zeal’, will be ready to sling AK-47 and head to Tserona front to defend their country,instead they packed the immigration office like sardine ready to haul ass to their respective adopted western nations.Hopefully,the stooges at the immigration office will be closed to play their round of cards ab SEGRETOTAT as usual making it agonizingly long for them to get exit visas. ADNA ADI BETKITAT KOINU.

  • samara June 16, 2016

    “””hager tekelakelu gidekum “” eba beluley … nabey dea hiji

    • Zewdi June 16, 2016

      chirom dogilom mhdam dea men kerkbom ezom lekbatat. They are fake.

  • ዛኣምን June 16, 2016

    ደገፍቲ ንሕና ንሱ መደናገርቲ ንበሎም
    ኤርትራ ሃገርና ካብ ዝሓለፈ እዋናት ንላዕሊ ኣብ ሕማቅ ኩነታት ኣትያን በጺሓን ከምዘላ ነቶም ንፍትሒ ንቃለስ ።ኣጸቢቁ ተረዲኡናስ ሸንኮለል ንብል ኣለና ። እንተኮነ እቲ ዘይተርፍ እንኮ ማዓልቲ እቲ ንደልዮ ዘለና ሓርነት ኩን ክከውን ምካኑ ርዱእ ክንሱ ። ንሕና ንሱ ግን ድሓን ኣብ ናጻ ኤርትራ ኣብ ሕጊ የራክበና ኢና ንብሎም ።እንተኮነ ናብ ልብኩም ተመለሱ ። ገዛ ኣለኒ ፡ ከም ድላየይ ይመላለስ ፡ክልተ ካብ ሚኢቲ ይከፍል እንዳበልኩም ትመላለሱ ዘለኩም የሕዋት ዓገብ ።
    ህዝቢ ኤርትራ ከም ሕሱም እንዳጠፈኤ ከሎ ሃገር ትለምዕን ትምዕብል ኣላ ትብሉ ዘለኩም የሕዋት ዓገብ ንብለኩም ። ኣብ ባሕሪ ድራር ዓሳ ፡ሳህራ፡ሲናይ ዝጠፍኡ ዘለኡ ኩተተንጎራዝትን መንእሰያትን እንዳራኣኩም እንዳሰማዕኩም ከም ዘይሰማዕኩም ኮንኩም ትከዱ ኣለኩም ጽባሕ ኣብታ ናጻ ኤርትራ ትሕተትሉ ግዘ ክመጽእ ምካኑ እይትዘንግዑ ።

    ራዲዮ ኣሰና ኣዳለውታን ነመስግን።
    ክወግሕ ኢዩ ።
    ሕጊ ይንገስ ፡ ፍትሒ ይንገስ
    ተሸፊኑ ዝነብር ሓፋሽ ህዝቢ የልቦን ።
    ግዘ እንተነውሔ ዓወትና ናይ ግድን ኢዩ ።
    ን የ ኣ

  • Bisha WeQi June 16, 2016

    Kulukhum teQamerti deAa entay Hizukum kem sebUt ktwagUu zeytftnu. Hiwetkum zeyemaHaderkum hiwet kalE knedHn mbalkum NAY HANGOL HIMAM IYU “Maj chelot teHatsebu”

  • Bisha WeQi June 16, 2016

    Wey-Ane (weyane) Andnet… Awet nHafash

  • zena June 16, 2016

    Ab hdma dea men kerkbom ezom guhilatat nay afn zereban geganu kkk.

  • ali June 16, 2016

    ኣምሰሉታት እዮም እዞም ሃሱሳት።ነዚኦም ተጠቂምናኮ ንህግደፍ ክንኣልዮ ንኽእል ኢና።

  • Mose June 16, 2016

    Oh my goodness this people are really seek
    They are selfish they don’t care about the country they just care about them selefe
    They are tereters

  • wedi sebera June 16, 2016

    I would close the office for unknown days/months.

    • viva June 16, 2016

      Kkk ab sriom do kshenu elkayom.

POST A COMMENT