Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ብረት ዓዋተ ሃቡኒ

ከውሊ ተፈጢሩ መሕበኢ ኣግማል: ሚስጢሩ ሚስጢር ፖሎቲካ ነበያት ኣብ  ዘበነ ምድማር: ዘበነ ገዝሚ ብጋቢ: ዘበነ ግቦ ብቡን : ዘበነ ኣበል ብሃገር:ዝተባህለሉ ኡውን ንርከብ ኣለና ከቡራት ድቂ ሃገር::  እዚ ጹሑፍ እምበኣር ንኹሉ ዝትንክፍ ኡኳ ተኾነ: ደፋኢ

ከውሊ ተፈጢሩ መሕበኢ ኣግማል: ሚስጢሩ ሚስጢር ፖሎቲካ ነበያት ኣብ  ዘበነ ምድማር: ዘበነ ገዝሚ ብጋቢ: ዘበነ ግቦ ብቡን : ዘበነ ኣበል ብሃገር:ዝተባህለሉ ኡውን ንርከብ ኣለና ከቡራት ድቂ ሃገር::  እዚ ጹሑፍ እምበኣር ንኹሉ ዝትንክፍ ኡኳ ተኾነ: ደፋኢ ናብ ሰልሚ እንዳ ረኣየት ብሬት ዓዋተ ስቅታ ዶ ምመረጽት ኣብ ቲሕቲ ዝብል ኣርእስቲ ዝተዳለወ ጹሑፍ ኢዩ::እዚ ማለት ንነብስና ክንፍትሽን ኣብቲ ጽቡቅ ኣትኪርና ክንሰርሕን ነቲ ጌጋታትና ክንእርም ክሕግዘና  ይኽእል ኢዩ ኢለ ብዓቅመይ ንዳህሳስ ውልቃዊ ርእቶይ ከማእክል ዘዳለኹዎ ጹሑፍ ኢዩ::
  ኣብዚ ዘለናዮ ኡዋን ዘበነ ስብከተ ሰላም:ቡዙሕ ካብ ትጽቢት ኩሉና ወጻኢ ዝነበረ ገስጋስ ተራኢዩ::ተሓታትነት መንግስቲ ውንዙፍከም ውንዙፍገርካ : ብኣንጻሩ ተቃዋማይ ክሕተትን: ስለምንታይ ተቃወምቲ  ኣንጻር ሰላም ትስራዑ እንዳ ተባህለ: ነቲ ሃዋርያት ሰላም ዝኾነ ልቦና ዝወነነ: ክፈታትኑዎ ንርኢ ኣለና::ነዚ ክምልስ ተኾይነ ተቃዋማይ ኡንቃዕ ተቃዋማይ ኮይንካ ኡንቃዕ ተቃወምቲ ድማ ኮና ውን ይብሎም:: ኢዚ ዘብለኒ ዘሎ ዝኸሰርናዮ የለን ካብ በሉ:: ተቃዋማይ, ህዝቢ ኤርትራ ዝኸሰሮ ዳህሳስ ክገብርን መውዳእታ ክስሓቅ’ዩ መሪጹ::ኣብ ልዕሊ መቃብር ስውኣት ምሽዳን ዘይኮነ ነቲ ንብዓት ወላዲን/ ውላድን ክደርዝ :ፍሽኽቶኦምን ሰሓቀኦምን ምስራኣየ  ኣብ መወዳእታ ክስሕቅ ሰለዝመረጸ ኢዩ:: ምኽንያቱ ወላ ውን እታ ሰሓቅ ቀዳምነት ነቶም ዋጋ ዝኸፈሉ ንዕኦም ሰለ ትግባእ ውን ኢያ::
እዚ ዘኸትሎ ሕቶ እምበኣር ስለምንታይ ተቃዋማይ ሰላም እንዳ ራኣየ  ኣንጻር ሰላም ዝስራዕ ንዝብሉ መብረሂ ክህብ:-
ተቃወምቲ ልዕሊ ማኒም ሰላም ዝደልዩን:ከምቲ ኣብደገ ኮይኖም ብተዛማዲ ዘስተማቁሩዎ ሰላም ኣብ ዓዲ ካብኡ ብዝሓሸ ዓይነት ሰላም ክህሉ ዝምነዩ ፈተውቲ  ጽቡቅ ኢዮም::ፍቅሪ ዝፈልጥ ኢዩ ፍቅሪ ዝምነን ፍቅሪ ዝልግስ:: ኢቲ ዘሕንኽ መብዛሕቲኦም ኢቲ ሓቂ ይፍልጦዎ ክንሶም ንኽፍተው:ወይ ጎቦ ኩን ወይ ናብ ጎቦ ተጸጋዕ ዝብል ምስላ ዝመረጹ ኢዮም ዝመስሉ:: ወዲ ክንስኻ ኺማር ተዓምዒምካ:ድምጺ ኣህጢምካ ምኻድ ናይ ኸስስቲ ብዘይ ክሲ ኮይኑዎም ንናይ ዘበና ፈራዶ::ተቃዋማይ ኣብ ሑቅፎ ህዝቢ ኢትዮጵያ ብ ጋቢ ዘይኮነ ኣብ ቲሕቲ መንግብገቦም’ዮም ማሚቖምን ኣብ ትሕቲ ርሻኖም’ዮም’ዮም ኣጽሊሎምን ::ነቲ ዝነበረ  ቃል ኪዳን ዝኸውን ቀለቤት ብልቢ ውን ኣሐዲሶም ኢዮም::እቲ ዝነበረ ውግእ ኣብ ናይ ክልትኡ መንግስታት ዝነበረ ጽልእን ፍርዐናን ደኣ እምበር ኣብ ህዝቢታት ዝነበረ ጽኪ ከም ዘይነበረ ውን ኣዳዕዲዖም ዝፈልጡዎን ኣብቲ ዝነበረ መሰረት ቀጸላ ዘንበሩ ውን ኢዮም :: ኢቶም መንግስታት ግን ብሕልሚ ንዝተራኣዮም ፈታሒ ከይረከቡሉ ንህዝብታት ገናሽል ገሮሞም በቲ ደሞም ኣግሲዖም ጥራሕ ዘይኮነ ኣይከሰርናን : ይዋእ እዚ ከይራኣየ ዝሓለፈ እንዳበሉ : ክባጭው ተራኢዮም ኢዮም:: ብኻ ኢዚ ከይራእና ሓለፍና ዝብሉ ለባማት ውን ገዲፎም ኣለው::ውህበት ግዜ ምቅናይ ጥራሕ ዝኾኖም ወይ ጉድ ዝብል ግዘዛ; ብኣስራርሓ  ጋቢ ዝግረሙ ካብኡ ብዘይፍለ ውን ኣለው:: ሰብ ዘይ ኣስተውዓሎ እምበኣር ደላይ ፍትሒ ተቃዋሚ ኮነ ኤርትራዊ ብሓፈሻ ጸላኢኡ ህዝቢ ኢትዮጵያ ከምዘይኮነ ኣዳዕዲዑ ይፈልጥ ኢዩ::ኣብነት ክህበኩም ህዝቢ ኢትዮጵያ ጸላኢና እንተዝኸውን ሰለምንታይ’ዩ ኢቲ ካብ ኣፈሙዝ ዝሃደሙ ዑቅባ ኣብ ኢትዮጵያ ዝሓትቱ?::
ኢዚ ኣብ ሞንጎ ህዝቢታት ኮይኑ ምስዚ ዝተኣሳሰር ዛዕባ እቶም ተቃወምቲ ኢና እንዳ በሉ ኣንጻር ረብሐኦም ዝጏዓዙ ከም ዘለው ዘይየስተውዓሉ ክምልሱዎ ዝግብኦም ኡዋናዊ ሑቶ ውን ኣሎ:: ነዚ ሓሳብ ክሰላሰል ዝገበሮ ውን ሰለዝኾነ:: ኢትዮጵያውያን ጸላእቲና ኢዮም ለውጢ ካብ ውሽጢ ደኣ እምበር ካብ ኢትዮጵያ ዝመጽእ ለውጢ ኣየድልየናን ኢዩ ዝብሉ ከም ዝነበሩን ኩሉና ንፈልጦ ሓቂ ኢዩ:: ኢዚ ጌጋታት ምጽብጻብ ተደሊዩ ኮይኑ ዘይኮነ ካብ ጌጋታትና ክንመሃርን ሓባራዊ መኣዲ ምስ ሓባራዊ ሰራሕ ክፍተሽ ሰለዝተደልየ ጥራሕ ኢዩ::እዚዩ ነቲ ሞቁሕ ዘይ የላሕለሖ ንዝብል እምንቶ ከብርህ ሰለዝደለኹ’የ:: ሕጂ ድማ እቲ መልሲ እምበኣር ኢቲ ለውጢ ብ ኢትዮጵያ ኢዩ መጽኡ ተቀቢልናዮ ዲና?ኣብ ዝሓለፈ ኡዋን ኣብ ዘቅረብኩዎ ጹሑፍ “ተስፋና ካብ ሰራዊትና” ኣብ ትሕቲ ዝብል ኣርእስቲ ለውጢ ብዝመጸ ይምጻእ ንሕና ቀየስቱ ሙኻና ክንኣምን ኣለና ዝብል መትከላዊ እምነትይ ነዚ ከም ተቃዋማይ መሊሰዮ ክኸውን ተስፋ ይገብር:: ሕጂ ውን ለውጢ ካብ ዝኾነ ይምጻእ ክንቅበሎን ምስኡ ከመይ ገርና ንወሃሃድን ኣብኡ ንሰርሕን ክንፈልጥ ኣለና::ቀልዓለም ኣብ ቃልሲ ክህሉ ኣይግብኦን:: ሓገዝ ካብ ደገ ኣድላይ ከም ዘይኮነን በዚ ኣይንደልን ምባል ኣብ ነብስኻ ዘይምትእምማን’ዩ ዘርኢ:: ሓቂ ኢዩ ብዙሕ ዘርዚርካ ዘይ ውዳእ ጉድኣት ኣለዎ:: ግን ኣብ ነብሱ ዝተኣማመን እኩብ ተቃዋሚ ሓይሊ እንተዝህሉ ገለ ለውጢ ምገበረ ነይሩ ገለ ምስ ዝኽሰትን : ከምዚ ዓይነት ዕድላት ኣብ ምጥቃምኢዚ ንብሎዘለና ውሳኒ ኢዩ::ኣብነት ከኣ ኣብ ኤርትራ ተቃወምቲ ኢትዮጵያ ኣለው:ኢዚ ዘስገኦ  መንግስቲ ኢትዮጵያ ከይፈተወ ምስኦም ዝርርብ የካይድ ኣሎ::ኢዚ ከኣ ኢዩ ሓገዝን ኣጠቃቅማኡን ማዓለኡን ምፍላጥ የድሊ ነይሩ ዘብለኒ::እዚ ድማ ምርጫ ስለዝተሳእነ ደኣ እምበር ቀዳማይ ምርጫ ከም ዘይኮነ ኩሉና ንሰማማዓሉ ሓቂ ኢዩ::
    ንሙኻኑ እስከ ንበል ሕጂ መንግስቲ ኤስያስ ናብ ልቡ ተመሊሱ ኣነ ምስ ተቃወምቲ ክላዘብ ይደሊ ኢየ እንተዝብል:ምስ ክንደይ ኢዩ ክላዘብ:ተቃወምቲ ልዕሊ 30 ኮይኖምሉ ኣብ ዘለው ኣጋጣሚ እንታይ ኢዩ ክበሃል ዘለዎ?: እዚ ሓድ ኣፍ ሕዝካ ምጽናሕ ኣብ ሓደ ምጥርናፍ ብኣገኡ ወዓል ሕደር ዘይ ግብኦ ዒዮ ክፍሊ ኮይኑ ክስረሓሉ ይግባእ::ኣብ ዝወሓደ ከስማምዕ ዝኽእል ስነ ሓሳብ ምርዓም እምበር ዲሕሪ ድራር ክንገብሮ ኢና ውይ ነርክበሉ ኢና ክንብልን ክንጽበን የብልናን::
 ምስ ኣብላዕሊ ዝጠቅስኩዎ መመላእታ ኮይኑ ዝውሕዝ ገለ ተቃወምቲ ክብሮም እንዳ ተቀንጠጠን ኩሉ እንዳ ነፈጎምን ዘይ እደን ክብሪ ከፊሎም ኢዮም::ምስ ህዝቢ ኢትዮጵያ ማዓት ዳርጋ ጋዓት ዝበሉሉን ዘመስክር ኡዋናት ሓሊፉ ኢዩ:: እዚ ሕጂ ዝጭራሕ ዘሎ ከይ ተራኣየ: ገሊኦም ባሕርና ዝደልዩን ገሊኦም ፍቅርና ዝደልዩን ዝኾኑ መስልቲ ኣዳባባይ: ሓቅነቶም ክንዲኣየናይ ከይፈለጥና ብስሚዒት ምፍራድ ከቢድ ኡኳ ተኾነ:ንዕኦም ክነጻሪ እንተኾይና ብዝወሓደ ዒያር ማለት : ደማውን: ቢሄራዊን :ጉርብትናውን: ከም መለከዒ ሒዝና ደኣ እምበር: ብስድሪ ይቀረቡናን ኢልና ነታ ብርኩታ እምኒ ኣላታን ዘይብላን ክንፈልጣ ኣይ ንኽእልን:: ግን ነቲ ውሑድ ፍርሒ ጎሲኻ ኢቶም ዝበዘሑ ጸገማት ከምዘይ ብሎም ገለ ተቃወምቲ ድሮ ኢዮም ኣሚኖምን ኣስተውዒሎምን::ህዝቢ ኢትዮጵያ ንካብ ውሽጢ ዝሃድም ዝእብድ:ንክመሃር ዝደሊ ቀለም ዘቅስም ን3ይ ሃገር ክኸይድ ዝደሊ ሃሪ ኣንጺፉን ተደፋኒቁ ዘፋኑ: ንክቃለስ ዝበለ ስንቂ ኣስኒቃ ኣጆኻ ዝብል : ህዝቢ  ሙኻኑ ኢቲ ዘስተውዓለ ተቃዋማይ ከኣ ቅድሚ ማኒም ሰላም ዝደሊንን ሓርነት ኣብነብሱ ዝኣወጀ ከም ሙኻኑ መጠን ብብርሃን ወርሒ ዘይዓግብ:ድምቅቲ ብርሃን ጸሓይ ዝኣምን ሃዋርያ ሰላም ሙኻኑ ኢዩ ዝኣምን:: ኢዚ ኩሉ ዕድላት ክንጥቀመሉ ግን ኣይከኣልናን ምልውዋስ በዚሑ እቶም መራሕቶም ዝነበሩ ከኣ ኣብ ፍልልያትናን ሕመቅናን ክነብሩን ናብ ደልየቶም ክዛውሩና ተዓዚብና: እዚ ከኣ ሃሰያ ኢዩ ነይሩ::ኢዚ ናይ ሕጂ ሰላም ንተቃዋማይ እምበኣር
ሰላም ዶ ጸላም
ሰላምዶ ሰልሚ
ሰላምዶ ሰሚር ከም ሕማም ደርሆ ዘዕነኒ:
መን ኢዩ ኢቲ ደላይ ሰላም መን ከ ኢዩ ኣንጻር ሰላም ኣብ ዝብል ክፍተን ጌጋ ፍርዲን ዘብጽሕ ኣይኮነን::
እምበኣር መዐቀኒታት ሰላም ክድህስሶ ተኾይና::
ስላም ንተቃወምቲ ኮነ ንኩሉ ወዲ ሃገር ክኸውን ዝግብኦን እምበኣር:-
ሰላም ንዓና ኤርትራውያን ህወት ሓደ/ ካብ ሞት ከተድሕን ተኺኢላ: ሰላም ህውት ሓደ/ ካብ ስደት:ባሕርን:ሰሃራን: ከተድሕን ውን ተኺኢላ ::
መልስና:-
እእእእእወወወወ ንሰላም::
ዝቅጽል ሕቶ ከኣ ኣብ ሰላም ኮይንካ ትቃለሶን ኣብ ህውከት ኮይንካ ትቃለሶን ኣየናይ ይሓይሽ ተኾይኑ?
-ብርግጽ ኣብ ሰላም ኮይንካ ትቃለሶ ይሓይሽ::ስለዚ ሰላም ናይ መጀመርታን መወዳእታን ምርጫ ተቃዋማይ ሙኻና ነቲ ዘይበራሃሉ ክበርሃሉ ይግባእ::ኩብራት ደቂ ሃገር ከነስተውዕለሉ ዝግበኣናን:ብሲሚዒት ዘይኮነ ብሪዲኢት ክንርኦ ዝግባኦ እምበኣር:ንህዝቢ ማእከል ዘይ ገበረ ሰላም ሙሉእ ሰላም ክኸውን ይኽእልዶ?
ኢቲ ሰላም ቁዋምና ዘይየተግብር:ኡሱራት ፖሎቲከኛታትናን: ኡሱራት ሃይማኖታትናን:ዘይፈትሕ:ን ሃገራዊ ኣገልጉሎት ገደብ ዘይገብር : ወተሃደራት ዘይ የጣየስ :ኣብቲ ዶብ ዝርከብ ህዝብና ሽግሮም ዘይሰምዕ ሰላም:
ሰላም ዲዩ ንዓና: ወላስ ሰልሚ ኣብ ጸላም:: ንሱ ንዓና ሰላም ኣይኮነን:: ሰለዝኾነ ድማ ንሕና ነዘን ሕቶታት ህዝብን ጠለባቱን ግዜ እንተሂብናዮ ኢዚ ስርዓት ምስኡ ብዘሎ ጨቓኒ  ዓቅሊ ክብደሀናን ክስዕረናን ሰለዝኽእል ንሰላምን ትሑዝቶኣን ብደፍደፍ ዕሲ ክሳብ ዘይተዳህሰሰ ኣሪሐ ኡፍታ ዘይሕሰብ ሙኻኑ ኣሚና ሰላም ብቃል ዘይ ኮነ ብተግባር ክኸውን ክጸዓተሉ ይግባእ ኢልና ክንሰርሕ ኣለና:: ሰላም ብዘይ ውሕስነት ለዋህነት :ድልየትን ክውንነትን በበይኑ ከኣ ስለዝኾነ:: ን ሙኻኑ ኢዚ ኩሉ ጥልመት እንዳ ኣሻመወና :ነዚ ስርዓት ደቢት ካርድ ንህበሉ ምኽንያት ኣነ ኣይርደኣንን: እንታይ ኣማራጺ ኣለና ተኾይኑ ክሳብ መወዳእታ ሽጥ መዓንጣ: ጽንዓት ክንውንን ይግባእ::በዚ ግዜ ቅንዕና ሒዝካ ወላውን እንተተሳዒርካ :ካብ ግዜ ዘይኮነ ካብ ታሪኽ’ዩ ሞሳና:: ግልብ ሽልብ ብዘይብሉ ብዝሓየለ ውዳበ ክስራሕ እንተኺኢልና ድማ game over ዘይኮነ ምቁዋም ሰዓቱ ሕጂ ኢዩ::ቃልሲ ከኣ እንሆ ተጅሚሩ::ብ ስንኪ ዶብ ኢና ቦኺርና ዝበሃል መመኽነይታ ደጊም የለን:: ኣብዚ ጉዳይ እጃም ብሬት ዓዋት እምበኣር ህዝቢ ዋና ውራዩ ክኸውን ናይ ኑዛዘ ንስሓ ክህሉ ብብርዓ  ከተገድድ ይግበእ:: ፍትወተ ኢዚ ስርዓት ተሊዩና ድማ ብ ክረዲት ካርድ ደኣ እምበር ብ ደቢት ከርድ ክንቀሳቀስ ክነኽእሎን ንዑ ዘመሻሽእ መድረኽ ምፍጣር ንዑኡን ንሃገርን ሓደጋ ኢዩ::
ሰለዚ እምበእር ውሕስነት ጠለባትና ንጥቅሚ ኩሉ ስለዝኾነ: ቅዋም: ዕርቂ: ምፍታሕ ኡስራት: ገደብ ኣገልጉሎት: ዶብ ምሕንጻጽ: ምጥያስን ካልእን ብዘይ ቅድመ ኩነት ክምለስ ዘለዎ ውልዶን ሑውየት ሰላም ክኽውን ይግባእ::
ናይ ጎሮበትና መራሒ እንተርእናዮ ንሱ ኣብ ውሽጢ 3 ወርሒ ቀዳምነት ሂቡ ዝሰረሓሎም ዛዕባታት ምስ ኢዚ ዝመሳሰል ኢዩ::ነፍሲ ውከፍ ሃገር ናታ ቀዳምነታት ስለ ዘለዋን ንጠለብ ህዝባ ስምዕታ ስለእትህብ እዚ ቀዳማዊ ጠለብ ህዝብና ኢዩ::ብዘይ እዚ ኢቲ ዝድለ ዘሎ ገስጋስ ቱርጉም የብሉን::ኢት መዘነኡ ዝኾነ ናይ ኢትዮጵያ መራሒ እብ ውሽጢ 3 ውርሒ ዘሰላሰሎ ዘሳለጦን ናይ ኤርትራ መራሒ ኣብ ውሽጢ 30ዓመት ክሳልጦ ኣይራእናን::ኢዚ ከኣ ታራ ሓዲሽ ወለዶ ሙኻኑ ኢስያስ ክፈልጥ ይግባእ::ውልቀመላኺ ኤስያስ ኣብ ንኡስ ዕድሚኡ ዘይገበሮ:ሓደ እግሩ ኣብ ጉድጋድ ምስኣተወ ማና ክዝንበልና ምጽባይ የዋህነትን  ንኣንጩዋ ኣብ ሎቆታ ምእሳር ዘምስል ኢዩ::
  ኩብራት ደቂ ሃገር ገለ መአረምታ ዘድልዮ ሓተታ :ነቲ ሓቅን ክውነትን ዝያዳ ከነግልሖ ስለዝግባእ ንሰላም መንግስትና ከም ዘምጾኦ ገርካ ምቅራብ ሓቅነቱ ኣይግድን ኢዩ? እዚ ተኾይኑ ፍርድና ኩናት መን ጀሚሩዎ ምፍላጥ ኣገዳሲ ውን ስለዝኾነ:ኢዚ ማለት ኢቲ ሞትን ዕንወትን መን ኢዩ ሓላፍነት ክስከመሉ ዝብል ሕቶ ኢዩ ዘስዕብ : ኢቲ ውሳኔ ቤትፍርዲ ዝወሰኖ ኩናት ኤርትራ ከም ዝጀመሮን: ባድመ ግን ንኤርትራ ከም ዝተዋህበትን ኢዩ ተወሲኑ:.ነዚ ሰላም ጽንዓት ኢስያስ ኣይኣምጸኦን:: እቲ ዘገርም  ብኻልእ ወገን ንመብዛሕትኡ ዘግሃዮ ተሎ ኢቲ ንዕቀት ኣብ ልዕሊ ስውኣትን :ህልዋት ህዝብን ኢዩ::እዚ ኩሉ ደም ፍሲሱ ዕሸላት በጃ ገሩ ከይ ኣክል ናይ ዶብ ሽግር ኣይ ነበረን ክብል ከሎ ጉድ’ዩ ዘብል:: ኡንቃዕ ጉዱ ከይ ራእና ኣይሞተ::ኢዚ ዘግሃዶ ሓቂ ሕቶታት ምኽታል’ዩ : እምበኣር ስለምንታይ ድቅና ተሰዊኦምን ሰንኪሎምን?: ስለምንታይ’ከ እዚ ኹሉ ዕንወትን ስደትን?ኢዚ ተሓታትነት እምበር ሞሳ ኣይየውህቦን ኢዩ ንጽንዓት ኢስያስ:: ኢቲ ዝዓበየ ስእሊ ክረአ ስለዝግብኦ ግን ሰላም ንመን የርብሕ ክንብል ዩ’ዝግባእ:ሰላም ነቲ ቅድምን ድሕርን ንጹህ ዝኾነ ህዝብን : ቀያሕትን ጸለምትን ደቃ ዝኸፈለት ስድራቤት ኢዩ ዘርብሕ::ኢዚ ውግእ ንኹሉ ስለ ዝኸፋፈሎን:ሰላም ከኣ ንመላእ ህዝቢ ስለዘርብሕ : ብሓደወገን በቲ ካልእ ውገን ደማ ካብ ዕንወትን ኩናትን እንታይ ረብሓ ይርከብ ክንብል ኢዩ ዝምረጽ::
እቲ ዘፍርሕን ዘስግእን ዘሎ ከስተታት ካብ ድሕሪ ናይ ዶብ ውግእ ናይ ህዝቢ ንህዝቢ ውግእ ከይጥጃእ ስግኣት ዘፍጥር ደበና የንጸላሉ ኣሎ::እዚ ማለት ኣዋሳ ከይድካ ዓዲ ግራት ክትበጽሕ ዘይ ምኽኣልካ ሰለምንታይ ? እቶም በዚ ጉዳይ ቀዳሞት ግደያት ዝኮኑ መን ዲዮም? ወላስ ዘይወጽእ ስምብራት ገዲፍካ ምኻድዩ ተደሊዩ?
እዚን ካልእን ዘርዚርካ ዘይውዳእ ሽግራት :ሻማ ኢልካ ንዓመታት  ትዘርኦ ዘርኢ ተመሊስካ ዘርኢ ግራት ዘይትረኽበሉ ሙኻኑ ኢዩ::
ሕጂ ውን እወ ንሙሉእ ሰላም ንድልየታት ህዝቢ ማእከል ዝገበረ ነባሪ ብርሃን::ንኣዋሳ ከይድካ ንመቀለ ምብጻሕ ነዊሑካ: ደረት ልብኻስ ሃሪምካ ምስ መን ዲዩ ነይሩ ኢቲ ናይ ዶብ ምስሕሓብካ: መን ዲዩ ዝተጉድአ:
ምስ መን ዲዩ ክንበር ክዝተ:
ምስታ ትማሊ ዝተደጋገፈትና:
ሎሚ ክትክሕላ ተመሲልካ ዓይና ከተንቁራ: :
ሰላም ጎሮበት ይጾሉ ኢዩ ከምቲ ፍቅሪ ዝጸሉ የሕዋት::ንሕና ሰላም ምስ ኩሉ ኢና ንደሊ:ካብ ክሊ እታ መጉእ ዝወጸት ከምታ ዝቀርጸጽት ክትድርበ ኣይጽቡቁን/ኣይፍትሕን/ኣይሰላምን::ኢዚ ክብል ከለኹ ውን ኢቲ ዝረአ ዘሎ ናይ ሕነ ምፍዳይ: ተዛሪኻ ዝስራሕ ዘሎ ኣካይዳ ዝመስል ከብርህ ሰለዝደለኹ ኢየ::
ህዝብታት ጋህሲ ተፈጢሮም ንመንፈስ ኩሉና ዘበራብር ሞሎኮታዊ ሓይሊ ክፍጠር  ይኽእል ኢዩ:: ኣብ ከምዚ ዓይነት ቁልጡፍ ሱጉምቲ እንተዘይ ተወሲዱ ግና ኢዚ ስርዓት ኣብ ዝተናወሐ ክስዕረና ሙኻኑ ኣሚና:ኣብዚ እዋን ብቁልጡፍ  ጠለባት ተቃወምትን ደገፍትን ክትግበር ጠለባትና ኢዚ ኢዩ ክንብል ይግባእ::
ብሬት ዓዋተ ድማ ብርዒ ኢያ:ብርዒ ጋዘጠኛታት: ልሳን ኡሱራት:ጠላቢት ቁዋምን:ገደብ ንሃገራዊ ኣገልጉሎት:ዕርቂ : ማሕበራዊ ሂወት ምምሕያሽ ወዘተ…ውን ኢያ::እዚ ኩሉ ኣብ ሕጊ ዝጸርር ኡኳ ተኾነ ሰለምንታ ኢዩ ነቲ ሕጊ ዝጸልኦ ኢስያስ እንተኢልና? መልሱ ክሰርቅ ስለዝደሊ: ካብ ተሓታትነት ከምልጥ ስለ ዝፍትን ዘሎ እምበር ሕጊ ንኹሉ ቁኑዕ መራሒ : የድልድሎን ይሑሉዎ እምበር ኣይ’የጸግሞን:: ከምቲ ኣቀዲመ ዝገለጽኩዎ ኢስያስ ኮነ ዝኾነ መራሒ ኣብ ዓለም ክረዲት ካርድ ትራሕ ኢዩ ክውንን ዘለዎ ዕዳኡ ኣብ ግዝይኡ ክኸፍሎ እንተዘይኪኢሉ:ጠጠው ከተብሎ ጥራሕ ኢዩ ዘለካ::ልዕሊ ኢቲ ዝግበኦ ውን ከይዱ ኢሂህ ዝበለ ሰብ ክህሉ ኣይግባእን::ነዚ ድማ ኢና ሕጊ ንብል ዘለና::ቁዋም ማለት ውዕል ኣብ ሞንጎ ህዝቢን መንግስትን ኢዩ::ኢዚ ክህሉ ምስ ዝኽእል ክትብድል ከለኻ  ነቲ በደልካ ተሓታቲ ትኸውን ምስ እተልምዕ ድማ ትምስገን::
  ኣብ መወዳእታ እቲ ዘስግእን ግን ከኣ ክብዳህ ዘለዎ ነገር እዚ ስርዓት ዓቅሚ ኣብ ዘይ ነበረሉ ኡዋን ብሬት ዓዋተ ከተጽድፎ ዘይ ከኣለት ሕጂ እገዳ ምስ ተላዕለ ሽግራቱ ምስ በነነ: ህውከት ኣብ ልዕሊኡ ምስ ጸረረ: ዓቅሚ ምስ ደለበ ናብ ሰልሚ ክትደፍኦ ክብደት ኡኳ ተሃለዎ ንኽጥሕራ ግን ብሬት ዓዋተ ኢዳ ኣይትህብን::ንከላሽንን ታንክን ዝማረኸት ኣቡ ዓሽራ : ልቢ ኣዕቢይ እምበር ተምበርኪኻን ተሳዒራን ተማሪኻን ኣይትፈልጥን:: ምርጫ ብሬት ዓዋተ ብ ይቅረ ውሁድ ሓይሊ እንተ ሰሪዓ ብሓባር ክትስርሕ እንተ ጺዒታ ዓወት ንዑውት ዝኾነ ህዝብና ሙኻኑ ኣይንጠራጠርን::
ስለዚ ድማ ውህደትን ዕርቅን ሙርኩስ ገርካ እጃም ሙሁራት ክዓዝዝ ኣለዎ::ሙሁራት ሒጊ” ን ቁዋም ” ብዝርዝር ኣብ ሚድያ ብኣካል ቀሪቦም በቢቲ ዝከኣል  ንዜጋታት ከንቅሑን ክረድኡን: ነቲ ቁዋም ብዝከኣል ዘርዝርካ ህዝቢ ክመሃረሉ ይግባእ::እዚ ማለት ህዝቢ ሕቶታቱ ክጸፍፍን መሰላቱን ጉቡኡቱን ክፈልጥ:ኢቲ ኩሉ ክሓቶ ዝድለ ሕቶታት ክዳለወሉ ይግባእ::
 ተቃወምቲ ብዘይ ወዓል ሕደር ናይ ዕርቂ መደባት ከተኣታቱው ውን ይግባእ::እዚ ኣብ ሞንጎ መንግስቲ ኢትዮጵያን ኤርትራን ዝተገብረ ሙስሉይ ዕርቂ ከም ኣብነት እንተ ወሲድናዮ:ን ኣስታት 100,000 ህወት ዝበለዐን ኣሽሓት ካብ ቤቶም ዘመዛበለ ኩናት ጎሲዮም ተዓሪቆም::ኢዚ ከም ኣብነት ተወሲዱ ናይ ዕርቂ መስርሕ ክተኣታቶ ኣለዎ::ተቃወምቲ ናይ ሓሳብ ፍሊሊ ደኣ እምበር ናይ ደም ምፍሳስ  ፍሊሊያት የብሎምን:: ኢዚ ከኣ ክእመነሉ ኣለዎ::

*ስለዚ ኣብቲ ዝግበር ናይ ሙሱጋም ድማ ኣጀንዳ ክብቲ ኣኽበኛ ክወጽእን ንዑኡ ንቂድሚት ዘሳልን ዘደንፍዕን ስራሕ ሓዊሱ ክስራሓሉን: :
*ኣብ ክንዲ ሓደሽ ውድብ ን መደብን ኣውጽእካ ዝኸየድ (ግዜ ንሙቁጣብ) ነቲ ዝነበረ መርኩስ ገርካ እቲ ዝሓሸ ዘሰማምዓካ መሪጽካ ምውሳድ::
*ናይ ምልውዋጥ ሓቤሬታ ተአንግድ ናጻ ዝኾነት ኮሚተ መሪጽካ ምስራሕ ::
*ህዝባዊ ኣኸባታት ብ መራኸቢታት ፈይስቡክን ካልእን ብቀጥታ (live ) ክኸውን: እቲ መልእኽቲ መታን ናብ ኩሉ ክበጽሕ::ምኽንያቱ ኢቲ ዝድለ ዘሎ ከመይ ገርካ ህዝቢ ተንቅሕን ሓቤሬታ ናብ ህዝቢ ተብጽሕን: ካብ ህዝቢ ሕቶታት ትቅበልን ትምልስን: ህዝቢ ከመይ ገሩ ኣካል ኢቲ መስርሕ ይኸውንን: እንታይ ኢሉ ክሓትት ከም ዘለዎ ንምፍላጥን ስለ ዝሕግዝን:: እዚን ካልእን ውሲኽካ ምስራሕ::ኢዚ ማለት ኢቲ ዝበዘሐ ቃልስና ብሚድያ ክኸውን ኣለዎም ዝብል ርእቶ ድማ ኣለኒ::
ኣብ መወዳእታ ነዚ ኩሉ ክሳለ ብሬት ዓዋተ ናብ ብርዒ ዓዋተ ተቀይራ : ጩሩሖኣ ድማ ተሰሓሒብካ ካብ ምውዳቅ ተደጋጊፍካ ምትሳእ ኣብትሕቲ ዝብል መስመር ክ’ሳገም ኣለዎ ትብል::

ሓውኹም መሓመድ እስማዒል
ኦክላንድ ካሊፎርኒያ
ነሓሰ 2018

aseye.asena@gmail.com

Review overview
10 COMMENTS
  • Fitsum Arefaine August 9, 2018

    Bita’emi ewanawit zikonet tsihifti Mo hawey, kabkulu eta nay teqawemti zitsehafkaya zeleka over “30 opposition parties” haqi zerebaya. Ab 2-3 kimetsu kifitnu alewom.. Egziabher/Allah neti wutsu’e hizbna yir’ay Amen!

  • Tesfai August 9, 2018

    “ዓዋተ” መን? እስከ ነዞም ብብረትን ስሕለትን ዓዋተ ዝጸነቱን ዝበረሱን ኣህዛብ ከም ብሄረ ኩናማን ጎረባብቶምን ንሕተት። ፍትሕን ታሪኻዊ መሰለን ናይ ካለእት ኤርትራውያን ረጊጽካን ንዕቕ ኣቢልካን ፤ ብዛዕባ ምስሉይነታዊ “ፍትሒ” ኣብ ኢንተርነት ዓጀው ምባል ምልክት ፍሽለትን ድንቁርናን እዩ።

    • Dawit August 10, 2018

      Brother Tesfai the great, you’ve said it all so beautifully and so brilliantly, just keep it up.

  • Mohammed Ismail August 10, 2018

    የቀኒየለይ Dawit and Tesfai

    • Dawit August 10, 2018

      Genzebika Mohammed and Ismail.

  • Delta August 10, 2018

    So called “Tesfai & Dawit” or ‘Tesfa koritse’ and ‘Debtera’.
    You cannot possibly discourage people!
    Jasusat!
    Well done, Mohammed!

  • Mohammed Ismail August 10, 2018

    Thank you brother Delta for yr kind response.jut to let u know that I never get dicourage or dis appointed by their opinion..i totally respect that..It is how democracy work.
    ኩቡራት የሕዋት ኣብቲ ርእቶኹም ስፍሓት ብዘለዎ መልክዕ: ተትህቡኒ ጽቡቅ መመስገንኩኹም ነይረ::

    • Deglel August 10, 2018

      How the fuck do you know savage evil muslim Arab slave dog Delta is actually a brother and not the filthy ugly fat your “sister” Halima?????????
      Savage evil muslim Arab slave dog Delta or Desta binLaden is only trained to bark non-stop by its barbarian Arab slave masters. And don’t you bloody have any shames to expect more opinions?

  • AHMED SALEH !!! August 10, 2018

    First of all , Dr. ABIY visited some countries to inform his willingness to resolve Eri-Ethiopian border conflict.
    Issayas had not choice but to accept
    the offer . I think it will change our regions geopolitics .
    But the question lies on our internal
    affairs that led us into darkness . We
    also need PEACE on Eritreans inside
    the country to feel free from police
    state administrators .
    Ethiopians found the change they seek that gave them HOPE while
    Eritreans knelt down for one man rule for almost 27 years .
    Awate started the struggle with gun
    in hand and we have many tools beside deadly weapon to continue
    the fight . For some reason people surrendered at wrong person authority .
    That is why he says whatever he likes to say and his supporters
    agree without question .

    • Dawit August 10, 2018

      The big question actually lies in how we get rid of the ROOTLESS CANCEROUS Muslim Arab slave dogs like yourself from Eritrea for once and for all. Otherwise, your retarded old savage evil muslim Sudanese bandit Awate asshole was indeed an outlawed criminal shifta/bandit.
      That’s a fact, simple! The savage evil muslim bandit was rightfully called a shifta/bandit. Just because you and a few other opportunists and losers HADEMTI TSAHITSAHITI see him as a fake hero doesn’t make him a real hero. Furthermore, he was bloody a trigger happy fascist Italian loyalist who fucking worked against the interest of the Eritrean (the genuine dekebat) people in particular and colonized Africans in general, who continued to fight the British forces. He bloody fought (ignorantly and opportunistly) to bring back fascist Italian rule to Eritrea even after Mussolini’s army had surrendered in East Africa to the allied forces. Your major problem is you continue to suffer from severe inferiority complex of not knowing your own supposedly “Eritrean Muslim” history, in other word, not knowing your own language, history, culture, identity, where you actually came from in the first place and so on poor lifelong Arab slave dog.

POST A COMMENT