Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ተበግሶ ግዱሳት ኤርትራውያን

መእተዊ ኣብ ደያስፖራ ዝርከቡ ዜጋታትን ክምኡ እውን ኩሎም ፖለቲካዊ ውድባትን ሰልፍታትን በርጌሳዊ ማሕበራትን ካብቶም ንሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራስያዊ ለውጢ ገጢሞሞ ዘለዉ መዋጥራት ከላቕቑ ጻዕርታት የካይዱ ኣለዉ። እዚ ኣብ ስቶኮሆልም ተጸዊዑ ዘሎ ኣኼባ ሓደ ዕላማ ጥራይ እዩ ዘለዎ

መእተዊ

ኣብ ደያስፖራ ዝርከቡ ዜጋታትን ክምኡ እውን ኩሎም ፖለቲካዊ ውድባትን ሰልፍታትን በርጌሳዊ ማሕበራትን ካብቶም ንሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራስያዊ ለውጢ ገጢሞሞ ዘለዉ መዋጥራት ከላቕቑ ጻዕርታት የካይዱ ኣለዉ። እዚ ኣብ ስቶኮሆልም ተጸዊዑ ዘሎ ኣኼባ ሓደ ዕላማ ጥራይ እዩ ዘለዎ ንሱድማ ፥ “መዋጽእ ካብ ወጥሪ ሃገራዊ ባይቶ” እዩ።

 

aseye.asena@gmail.com

Review overview
43 COMMENTS
  • Suleiman Salim September 6, 2013

    እዚ ብስም ተበግሶ ኤትራውያን ቀሪቡ ዘሎ ጽሑፍ ጅምር ምስ ኣበልክዎ ብኣወዳድቓ ቃላቱ ደራሲኡ ሕሩይ ተድላ ባይሩ ምዃኑ ፈሊጠዮ። ሕሩይ ንቋንቋ ትግርኛ ከም በዓል ትማሊ ትማሊ ዘተወልዱ በዓል ኣማኒኤል እያሱ ኣይመልካን እዩ – ዓቢ ሰብኣይ እንከሎ ማለት እዩ። ንትግርኛ ስለ ዘይመልካ ከም ፈረንጂ ኮይኑ ንህዝቢ ኤርትራ ኣስተምህሮ ክህብ ይህቅን። ከምኡ ኢሉ ድማ ኣብ ብዙሕ ቁም-ነገር ዘይብሉ ሃተፍ-ተፍ ይኣቱ።

    • ዘይስማዕ'ኳ የለን ? September 6, 2013

      ዘገርም ትዕዝብቲ !!

  • Semhar September 6, 2013

    መንእሰይ ወለዶ
    ቢረት ኣብ ኢድካ
    ወዲ መድሂን በራድ ዲኣቢሎስ ኢሳያስ ኣብ መረትካ
    ኢንታይ ቲጽበ ኣለካ ፧
    ማሊሻ ማሊሻ ማሊሻ
    በትሪ ኣብ ኢድካ
    ኢስያስ ተመን ኣብ መረትካ
    ኢንታይ ቲጽበ ኣለካ ፧

  • musela September 6, 2013

    ice cream endalahaska hatefitef ayedliyenan ,viva wedi afom

POST A COMMENT