Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ተጠቃምነት ኢንተርነት ኣብ ኤርትራውያን ህቡብነት እናጥረየ ይመጽእ ከምዘሎ ተፈሊጡ።

ኤርትራ ሓንቲ ካብተን ድሒረን ኣገልግሎት ኢንተርነት ዘተኣታተዋ ሃገራት ኣፍሪቃ ‘ኳ እንተኾነት፡ ካብ ድምር ብዝሒ ተጠቃመት ኢንተርነት ኣፍሪቃ፡ ክልተ ሚእታዊት (2%) ሒዛ ከምዘላ እቲ ሓበሬታ የረድእ። እቲ “ኣብ ስደት ንዝነብሩ ኤርትራውያን ኢንተርነት ካልኣይ ቤቶም ኮይኑ ‘ሎ ዝበለ” ጸብጻብ፡

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT