Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ጊሰን፡ `ትንፋስ ናይ ምስኳዕ ሕሱር ፈተነ ስርዓት ህግደፍ ካብ ቃልዕ ኣብ ውሻጠ ምሕባእ`

[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/04/giessen_demo_4_4_15.pdf"]

aseye.asena@gmail.com

Review overview
3 COMMENTS
  • ኣርዓዶም April 5, 2015

    ጀጋኑ ደቒ ህዝቢ ኤርትራ፡ ብጣዕሚ ደስ ኣቢልኩምና፡ ሎሚ ቕነ እዚ ናይ ብሽግለታ ነገር ክሰምዖ ቐንየ፡ ኣዝዩ ኣደናጋሪ ኢዩ ነይሩ፡ ሕልናይ ነጊሩኒ ግን ከመይ ኢሎም ኢዮም ኤርትራውያን ኣብ ኢሮፕ ስፖርት ዝንቐሳቐሱ ዘለዉ ብምባል ነብሰይ ሓቲተ፡ ህግደፍ ምዅኖም ፈሊጠ ነይረ፡ ግን ከም`ዚ ብፍቓድ ናይ ሓባር ቅድድም ኢሮፔን ስፖርት ኢዩ መሲሉኒ ነይሩ።

    ብጣዕሚ ጀጋኑ ነዚ ናትኩም ንጥፈታት ኣብ ኩሉ ከተማታት ዝንብሩ ህዝቢ ኤርትራ ክደግምዎ ይላቦ።
    ምኽንያቱ ተወሲና ክነብር ኣይንኽእልን ኢና፡ ሃገርና ሲ ኢና ኣብ ዘለናዮ ድማ ህዝቢ ክንክሰስር ጽቡቕ ስለዘይኮነ፡ ህግደፍ ብኹሉ ሸነኽ ተጸፊዑ ክሳብ ካብ ሃገርና ዝለቕቕ ቓልስታትና ከነሕይል ይላቦ።

    ዓወት ንኹሉ ደላይ ፍትሒ

    ኣርዓዶም

  • rezen April 6, 2015

    It is an amazing, commendable and DIGNIFIED act of opposition story that every Eritrean community in the Diaspora around the Globe should emulate. Honestly.

    Indeed, as ኣርዓዶም put it elegantly: “ዓወት ንኹሉ ደላይ ፍትሒ”.

  • Keyih Aytihlef April 7, 2015

    ዘሐጉስ ተበግሶ’ዩ። ደሃይ ኣብ ኣፍሪቃ ዝነብሩ ዘለዉ ክትገብሩ ካኣ ተስፋ እገብር። ግዝኣት ህግደፍ ዝሕይለሉ ዘሎ ክፍሊ ዓለም ጥራይ ዘይኮነ እቲ ኣብዚ ዘሎ ትብዓቱ ኣጥፊኡ፡ መንነቱ ረሲዑ፡ ብመንግስቲ ሃገሩ ይፈራራሕ፡ ብዝቕመጦም ሃገራት ካኣ ውሕስነት የብሉን። ስነ ኣእምሮኣዊ ለውጢ ኣብ ምምጻእን ዘለዉወን ሃገራት ብዛዕባ ኤርትራዊ ዘለወን ኣጠማምታ ኣብ ምምዕርራይን ክትጽዕሩ እላቦ።

POST A COMMENT