Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

aseye.asena@gmail.com

Review overview
2 COMMENTS
  • ERITRAWIT July 21, 2014

    Mesinas hawna, eza checheto hantey terekebwa ayfeleten znebera ysnkek enber.
    Hzebey Eritrea tewedewo eu zelo. betey zhabo bret melesew kbzebto nezey shefta ayterateren maletey tray ena zeyfeletnaya zelena!!!!!

  • messinas July 21, 2014

    እርማት

    ብመጀመርያ ንኣሰና ምስታ ኣርእስቲ እትኸይድ ስእሊ ስለ ዝገበሩላ ስለ’ቲ ዕቱብን ውሕሉልን ስራሖም ብልቢ ከመስግኖም እፈቱ፤ ብምቕጻል፥ እዛ ናይ መወዳእታ ስታንዛ ድማ ኣብ ሓንቲ ናዕታ ናይ ሓንቲ ሆሄ (ፊደል) ጉድለት ስለ ዘላታ በዛ እትስዕብ ተኪእኩም ንኸተንብቡዋ ብትሕትና እሓትት። የቐንየለይ።

    ህዝቢ እንተ ሰገደ ብጸሎት ምህለላ
    ብዘይሕግን ፍርድን ይዳጉኖ ኣብ ሸላ
    ኣብዛ ሃገር ሰማእታት ደምና ዝተኸፍላ
    ኣባጊዕ ዘጥፍእ ተፈጢሩ ተዂላ
    ኣብ ውሽጥን ወጻእን ዘየቋርጽ ጓይላ
    ከም ሶዶምን ጎመራን ሓዊ ከይዘርኣላ
    ገለ’ንዶ ኣታ ንግበር ከይጠፍአት ከላ!

    ብሽንሆት ንኽንነብር፡ ዕምሪ ምልኪ ነሕጽር!

    *ነቲ ብጽሑፍን ብቓልን ብኣሰና ዝተመሓላለፈ ቃል “ህዝባዊ ምንቅስቃስ ንሓርነት” ኣብ መርበብ ሓበሬታ ኣሰና ደጊምኩም ከተንብቡዎን ክትሰምዑዎን ደጊመ እላቦ። እቲ ኪብሃል ዘለዎ ኩሉ ኣብኡ ተባሂሉ ስለ ዘሎ። የቐንየለይ።

    ዝተፈተኺ ክብርቲ ሓብቲ ኤርትራዊት፡ ከም ወትሩ ስለ’ቲ ዘይሕለል ሞራልክን ደገፍክን እናኣመስገንኩ ብርግጽ ከምቲ ዝበልክዮ፡ ህግደፍ ንህዝቢ ኤርትራ ብሓባር ሕሰም መከራኡ መታን ከይዛረብ፡ ሓንቲ ዓባይ ችቸቶ ኣብ ፎርቶ ተኺሉ’ዩ ኣፉIዓቢሱዎ ዝርከብ ዘሎ! ህጻንውን እንተ ኾነ ካብ ችቸቶ እንትርፎ ምሕሳኽ ስኒ ካልእ ዚኾነ ይኹን ረብሓ ኣይረኽበላን’ዩ። ህዝቢ ኤርትራውን ከምኡ ካብ ጉጅለ ህግደፍን ማዕከናት ዜናታቱን ብዘይካ ሕሰምን መከራን ካልእ ዝረኸቡዎ ቁውም ነገር የለን።

POST A COMMENT