Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ነባር ጋዜጠኛን ዲፕሎማትን ዓብዱ ሄጂ ብምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ከምዝተኣስረ ምንጭታት ሓቢሮም።

ካብ ግዜ ሓርነታዊ ቃልሲ ኤርትራ ኣባል ድምጺ ሓፋሽ ፕሮግራም ዓረብ፣ ድሕሪ ናጽነት ‘ውን ኣብ ቴለቭዥን ኤርትራ ብደረጃ ሓላፍነት ዝሰርሐ ነባር ጋዜጠኛ፣ ቀጺሉ ኣብ ደንማርክ ከም ቆንስል፣ ኣብ ፓኪስታን ከኣ ኣምባሳደር ኤርትራን ኮይኑ ዝዓየየ ነባር ጋዜጠኛን

ካብ ግዜ ሓርነታዊ ቃልሲ ኤርትራ ኣባል ድምጺ ሓፋሽ ፕሮግራም ዓረብ፣ ድሕሪ ናጽነት ‘ውን ኣብ ቴለቭዥን ኤርትራ ብደረጃ ሓላፍነት ዝሰርሐ ነባር ጋዜጠኛ፣ ቀጺሉ ኣብ ደንማርክ ከም ቆንስል፣ ኣብ ፓኪስታን ከኣ ኣምባሳደር ኤርትራን ኮይኑ ዝዓየየ ነባር ጋዜጠኛን ዲፕሎማትን ዓብዱ መሓመድ በክሪ ሄጂ (ዓብዱ ሄጂ፣ ዝሓለፈ ሰኑይ ብምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ከምዝተኣስረ ምንጭታት ሓቢሮም።

ምኽንያት መእሰሪኡ ዛጊት ብንጹር ኣይተፈልጠን።

ዓብዱ ሄጂ፣ ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ፓኪስታን ኣብ ዝሓለፈ ዓመታት ድሕሪ ምዕጻው ናብ ኤርትራ ተመሊሱ ኣብቲ ብማእከል ስትራተጂካዊ መጽናዕቲ ዝፍለጥ ኣካል ተመዲቡ ከምዝነበረይ ይፍለጥ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT