Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ነጋዶ ሰብ ዝኾኑ ራሻይዳ፡ ንጓል ወዲ ለገስ ዝተባህለ ምስ ጀነራላት ህግደፍ ተሓባቢሩ ዝሰርሕ ወናኒ ሰፊሕ ሕርሻታት ነጻ ከምዝለቀቑዋ ምንጭታት ሓቢሮም።

ንኤርትራውያን መንእሰያት ጨውዮም ብምስቓይ ኣሽሓት ዶላራት ዝግሕጡ ዘለዉ ነጋዶ ሰብ ዝኾኑ ኣብ ሱዳን ዝርከቡ ኣባላት ራሻይዳ፡ ንጓል ወዲ ለገስ ዝተባህለ ምስ ጀነራላት ህግደፍ ተሓባቢሩ ኣብ ከባቢ ተሰነይ ሰፋሕቲ ሕርሻታት ዝውንንን ዘካይድን ብዓል ዋኒን፡ ምስ ካልኦት

ንኤርትራውያን መንእሰያት ጨውዮም ብምስቓይ ኣሽሓት ዶላራት ዝግሕጡ ዘለዉ ነጋዶ ሰብ ዝኾኑ ኣብ ሱዳን ዝርከቡ ኣባላት ራሻይዳ፡ ንጓል ወዲ ለገስ ዝተባህለ ምስ ጀነራላት ህግደፍ ተሓባቢሩ ኣብ ከባቢ ተሰነይ ሰፋሕቲ ሕርሻታት ዝውንንን ዘካይድን ብዓል ዋኒን፡ ምስ ካልኦት ኤርትራውያን ጨውዮም ናብ ሲናይ ድሕሪ ምግዓዞም፡ 10 ሽሕ ዶላር ከፊላ ክትወጽእ ኣዚዞማ ኳ እንተነበሩ፡ እታ መንእሰይ ጓልወዲ ለገስ ምዃና ምስ ተነግሮም ግን፡ እቶም ንሽርክነት ወዲ ለገስን ጀነራላት ህግደፍን ዝፈልጡ ራሻይዳ ነጻ ለቒቖም ብፍልይቲ ላንድ ክሮዘር ናብ ተሰነይ ከምዝመለሱዋ ምንጭታት ድንጕዮም ኣብ ዝለኣኹዎ ሓበሬታ ኣገንዚቦም።

እቲ ብነጻ ጉልበት ብስም ሃገራዊ ኣገልግሎት ዝወፈሩ መንእሰያት ሰፋሕቲ ሕርሻታት እናካየደ ገንዘብ ዘኻዕብትን ጁባ ህግደፍ ዘህጥርን ወዲ ለገስ፡ ምስቲ ምስ ኣሰጋገርቲ ራሻይዳ ከምዝተሓባበር ዝጥርጠር፡ ሓላፊ ምክትታል ዶባት ብሪጋደር ጀነራል ተኽለ ማንጁስ፡ ጥቡቕ ርክብ ከምዘለዎ እቶም ምንጭታት የረድኡ።

ቀጺሎም፡ እዛ መንእሰይ እዚኣ፡ ከም ኤርትራዊት መጠን ካብ ኣፍ ጨወይቲ ምውጽኣ ዘሐጕስ ኳ እንተኾነ፡ በቲ ኻልእ ወገን ግን፡ እዚ ገኒኑ ዘሎ ተርእዮ ምጭዋይን መሸጣን ኣካላትን ሰብነትን ኤርትራውያን፡ ብምትሕብባር ጀነራላት ህግደፍ ይካየድ ምህላዉ ከምዝምስክር ኣሚቶም።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
31 COMMENTS
  • SINGAPO-ERITREAN January 31, 2012

    “ርሑስ ሞት፣ ቀዳዊና ይግበሮ”
    ……እንዳ ሓዘን…መልቀስ ይስማዕ…..ብዙሕ ሰብ,እንቋዕ ሞታ ዘይብሃል ኮይኑ እምበር ,ኣብ ገጹስ ናይ ታሕጓስ ምልክት ይርኤ ። እንታይ ዓይነቱ እንዳሓዘንዩ…ኢለ እናደንጸወኒ…ኣብ ዳስ ኣተኹ። እንጀራን ጸብሕን ዶ ትበልዕ እዚ ወደይ ኢለን ሓተታኒ….ኣነ ድማ ከይሓሰብኩ…ድሓን እታ ናተይሲ to go ግበርኣ በልኩወን´ሞ ,….እቲ ህዝቢ መልቀሱ ገዲፉ ስሓቐኒ…ተዳሂለ,ገጸይ ፈሲ መሲሉ…..ነገር ክጠውያ ኢለ…ዓባይ ድየንከ ነይረን..? ኢለ ሓተትክወን እሞ….´ዚ ወደይ ብዙሕ ዓባይ ኣይነበራን ኣብ ሰብዓታት እየን ተወሊደን….ናይቲ ብርቱዕ ስዋ ድኣ ኣረጊት መሲለን እምበር…ሰንከልከል እናበላ ብስኽራን እየን መይተን ። ….ጥቕኤን ዝነበራ ሰበይቲ..ኣይፋልኒ,ከምቲ ዝብሃልሲ ብነገር እየን ሞይተን.ድሃይ ደቀን ከይገብራስ ምስ ኩሉ ፍጡር…ጎረቤት ኣይብላ…ናግራም እየን……..እተን ሓንቲ !!!….ዋይ ጓል ቀሺ,ላዕላይ ገዛ መጻወቲ ምዓስ ኮይኑ….ነዘን ዘርኢ መርገም እዚኤን….continues

    • hggum brhan January 31, 2012

      ezi kem zimesleni ab asmera tzbuq hiwet znebewro ymesleni.dehar gn msgug msmetze ztesoge eyu ezikemzi zegbro zelo.

      • Abnet Tesfai January 31, 2012

        hggum brhan
        kab eritrea zsighog yelen. entirfo zrshen, sieser, zghiref, zdiskil,… misghag/mibirar da beyenay edilka kitrekibo kab Eritrea. hggum brhan fezaz.

      • SINGAPO-ERITREAN January 31, 2012

        Huggum Birhan,
        I left Eritrea on october 16 ,1981. I am not exactly a spring chicken, In february ,I will be 54 .I know Mudada ,in 1978 when I was running away from Asmera ,(due to rumor they were going to take Youngsters ) to where my aunt on my father´s side was ,Dekemhare Dimbezan, I used to be TIFOZO of EPLF until I saw them how they were treating to this brave people. Kidnapping people at night ,because they asked “tough” questions, using women as a sexz slaves ,beating up people that could be their grandfathers . I used to teach children ,how to write & read …until they came terrorizing the children. Off course ,Jebha ,the Idiot kept on saying …unity ,patience ,they are our brothers ,instead of assassinating this bandit motherf%&$#”they used christian chauvinistic poison “Jebha Aslameyti Deqi Halima ,…teleqeyti zeyti….What kind of stupid people expect fairness out of this motherf(/&%$s…….I will tell you more. …

        • SINGAPO-ERITREAN January 31, 2012

          Brother Huggum, if I were one of the “ztesegogu Agame”..I must love the Eritrean people….I am “Bihere Tigrigna ,from Dimbezan”….Did you know this Woyane…Agame ..calling does not hold water. Because ,WOYANE was THE ONE THAT CHASED AWAY JEBHA TO SUDAN.,.If not, those Dimu Dimu bitches could not kill a standing SEsiHa /like dear ,in Me´aldi in Dekemhare, Hamasien.So WHY SHOULD´ NT I BEG MELES TO GIVE THIS COWARD BANDITS ´ PIECE OF THEIR MEDICINE…….I love Eritrean people …& I will shout ..because the tears of mothers ,I see it every night.I DO NOT CARE WHO TAKES AWAY MY GARBAGE …whether it is Woyane, America ,Israel,One thing HGGUM , I have more faith in you that the opposition who like PFDJ to go but ,in a certain way ..DO NOT TOUCH MY GARBAGE,…Ethiopia ????

  • SINGAPO-ERITREAN January 31, 2012

    …….እቲ ጥዑም ኣይወጾ ብዓል ቤተን ድኣ ሽቓቕ ዶ ኣቢሉ ??…ዋይ..ንስኽን ..ኣስቢዳለ ምስ ኣተዋ ሽዑ ንሽዑ ግዲፍወን ንቓጣር ዶ ኢራን ዝብሃል ዓዲ ፈርጢጡ..ዓባይ ሓፍተን ከ መልቀስ ድኣ ኣይትመጽ እን ´ድያ ጓለይ ??….እተን ብርኽቲ…እዘን ምውትቲ እንድየን ባዕለን ኣብ ´81 ሓኒቐን ቀቲለንኣ….እዋይ ስቕ ኢለ እባ እየ ምዉት ኣይክሰስን´ዩ ዝበልኩ…እዚኤንሲ ኣብታ ሓዊ እየን ዝኸዳ…በላ…እተን ኣቐዲመን ምዉት ኣይክሰስን´ዩ ዝበላ ሰበይቲ..ክልተ ዓበይቲ ሰብኡት ኣምሪሮም እናልቀሱኣተዉ……እኒ መንድኣዮም እዞም ክልተ ግሩማት ? በለት ሓንቲ ፍትሕቲ…ብግምት ኣርብዓ ዝኸውን ዕድሚኣ ፍርጥዕ ደለት ወዘሮ…..ካብ washington ኣሜሪካ እዮም…እቲ ሓደ ወደን´ዩ ..እንታይ ድኣ ንብዓት ድ ኣ ዘይወጾ ጓለይ…? ኣምስሉ…እቲ ሰብኣየን ዝልኣኾ እዩ “ተቓዋሚ” ክኸውን…መስፍድኣ ን ሓጎስ እዩ ሽሙ…ኢለን ናይ ኣሽካዕላል ስሓቓ ። continues

  • SINGAPO-ERITREAN January 31, 2012

    ….እቲ ጸጕሩ ዝነጺ ዘሎ ድኣ መን´ዩ ???..ኢላ ..እታ ፍትሕቲ ሰበይቲ ..ሕቶኣ ከይወ ኤት…ኣብ ሞንጎ ኣንስቲ ተቐርቂሩ ዘይሰምዕ ዝመስል ዝነበረ ወዲ…”ወዲ ታ ባዕለን ሓኒቐን ዝቐተልኤን ,ወዲ´ታ ዓባይ ሓፍተን´ዩ” ወልደየሱስ ዓማር እዩ ሽሙ ኢሉ ናይ ምሕጫጭ ኣፉ ጠወየ…ኣንስቲ ደንጽይወን ። ኣብ ሞንጎ ሓደ ሓለንጋይ ጸባ/hamburger ጸገብ, ኣተወ እሞ ከምዚ ኢሉ ከልቅስ ጀመረ,
    ኣደይ ምዳዳ,ኣደይ ምዳዳ
    ሽሕን ትሽዓተ ሚእትን ሰብዓን ተወሊዳ
    ክንደይ ንጹህ ኤርትራዊ ኣጽኒታ cont..

    Reply

  • SINGAPO-ERITREAN January 31, 2012

    ….OLF ሓዚና Alshebab ክዳውንታ ቀዲዳ
    ገዛና ሳንቲም ከይተረፈ ጓሕጕሓታ
    ካዝና ሃገር ባዶ ጌራ ገዲፋቶ
    ንኤረይ ብቑጠባ,ዓዘቕቲ ኣእትያታ
    2013 ዓመተ ምህረት ፈረንጂ መይታ
    ኣይሓዘን ኣይሓጎስ ጌራትና ከይዳ
    ክወግሕ እንተልኩዎስ መልሻ ጸልሚታ
    ሀ..ኢልና ክንጅምር ካብ ታሕቲ ካብ ባይታ !!!!
    ኢሉ ኣልቀሰ እሞ…ኩለን እተን ኣንስቲ ብግርምኡን,ግጥምኡን ተማሪኸን…መን´ዩ ሽምካ በልኦ,ኣነ ብዙሕ እዩ ኣስማተይ…ሕማም ልቢ,SINGAPO-ERITREAN……እቲ ጎይታ ግጥሚ መስሓቕ,ናተይ´ዩ…እምቢ..ናተይ´ዩ ኢለን ክስሕባንን ክባኣሳለይን……ባህሪረ ተሳእኩሞ………………(ባ ዕልኹም መል እዎ ደቂ ወራዙት..)
    SINGAPO-ERITREAN

    • HGDF January 31, 2012

      This is just kindergarten level tsuwutsuway. No more than that. Watch Tom (Meles) and Jerry (Alshebab) to tell better Tsuwutsuway.

      • SINGAPO-ERITREAN January 31, 2012

        HGDF ,
        Come on HGDF ,you got to admit ,it is a master piece.It has humor,poem,and dark truth,…atleast you should give me credit were it is due. Even Papa Isaias must be laughing. I am sure you understood it , because you do not lack intelligence ,just soul.
        Your fellow citzen , Singapo-Eritrean

POST A COMMENT