Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ናቱ ይገብር ኣሎ ናትኩም ግበሩ

ናቱ ይገብር ኣሎ ናትኩም ግበሩ ፡                                                         ዕለት 30 .09.2013 ክቡራት ኣሕዋትን ኣሓትን  እዛ ኣባሃህላ እዚኣ ኣብ 1996 ሓደ ኤዉሮጳዊ ፕሮፈሶር በቲ  ኣብ እዋን ገድሊ  ዝነበረ ኣዚዩ ዘደንቅ ታሪኽ ኤርትራዉያን ተደሪኹ፡ ናብ ኤርትራ በጺሑ ፡  ኩሉ

ናቱ ይገብር ኣሎ ናትኩም ግበሩ ፡  

                                                      ዕለት 30 .09.2013

ክቡራት ኣሕዋትን ኣሓትን  እዛ ኣባሃህላ እዚኣ ኣብ 1996 ሓደ ኤዉሮጳዊ ፕሮፈሶር በቲ  ኣብ እዋን ገድሊ  ዝነበረ ኣዚዩ ዘደንቅ ታሪኽ ኤርትራዉያን ተደሪኹ፡ ናብ ኤርትራ በጺሑ ፡  ኩሉ ቦታታትን ኩነታትናን ታዐዚቡ ዝተመልሰ አብ ሓደ ኣጋጣሚ  ዝበለና እያ ።

ንኹልና ድሕሪ ምልላዩ፡ ብሕቶ ከም’ዚ ዝስዕብ ገሩ ጀሚርዎ።

ኤርትራን ህዝቢ ኤርትራን ከመይ ኣለዉ ፧ ኢሉ ሓተተና ።ንሕና ካኣ ህዝብና ሕጉስ ኣሎ ፡ ገና ታሕጋሱ ኣይወድአን፡፡ ዳሓር ካኣ ሳላ ዉፉይ ጅግና ተጋዳላይን ተባዕ ህዝብናን ከም ባሕርን ዓሳን  ከም ማይን ጸባን ፡ ተዋሃሂድና ነታ ናህና ንብላ ፍትዉቲ ሃገርና ኤርትራ ወኒንናያ ፡፡ደጊምሲ ምሳኻትኩም  ምስ ኣዉሮጳ ክንሰርዓ ኢና  እንበር ምስበልናዮ ፡ ሓቅኹም ይካኣል’ዩ ከመይ ዘይካኣል በለ’ሞ፡ ቀጺሉ አነ ብታሪኽ ኤርትራዉያን ተገሪመ ንዉሕ ዝበለ ግዜ ወሲደ ፡ናብ ኤርትራ ምብጻሕ ፈጺመ ተመሊሰ ። ህዝቢ ኤርትራ ኣጆኻ ዝብሎ ዘይነበሮ፡ ካብ ጸላኢ ብረት እናመንዝዔ ዓጢቑ’ዩ ተዋጊኡ፡፡ ዝናአስኹም  ዝዓበኹም፣   ወድኹም ጓልኩም፣  ኩሉኹም ብጽፍርኹም ሰሪሕኩምላ፣ ርሂጽኹምላ፣ ደሚኹምላ ፣ተሰዊእኩምላ። ንኣብነት ኣብ ማይኣጣል ዝተባህለ ሰጣሕ ጎልጎል ፡ቀተሪ ምድሪ፡ እወ !  ኣብ ትቲ ፀሓይ ተጋደልቲ  ምስ ሓደ ምንግስቲ፡ ታንኪ ብታንኪ ኢድ ብኢድ ተሓናነቕ ነሩ ኢሎምኒ፡፡ ንባጽዕ በታ ቀጣን መንገዲ ጥዋለት  ክንኣትዎም ጥራሕ ዝመሰሎም ገዛእቲ፡  ብድሕሪት ብባሕሪ ብፈጣናት ጀላቡ ተደራቢ ሓይሊ ወሲኽና፡ ብኹሉ  እናተወርወርና ኣጥቕዕና ባጽዕ ተቛጻጺናያ፡፡ መሊሶም ከይምለስዋ ካኣ፡ ኣብ ግንባር ጊንዳዕ ቀዳማይ ካልኣይ ሳልሳይ ክሳብ ራብዓይ ጋንታታት ክሃጅማ ንመስዋእቲ ተሰሪዔን፡ ቀዳሞት ምስተሰዉኡ ካልኦት እናተኻታተሉ ንሞት እናዘሉ ክኣትዉዋ፡ መሬት ቃልቃል እናበለ ፡ኣዝጊቦም ጸኒሖም ከምፍልሖ ክንቓሳቀሱ፡ እናተፋሓኹ ኣብ ዕርዲ ጸላኢ በጺሓም ቦንቢ ኢድ ኩዳራበዩ ክትርኢ ኮሎኻ ፡ ብዘይካ ንዝዋዓለ ንካልእ ከተእምን ኣጸጋሚ ኢዩ ፡፡ ከምኡ’ዉን  ግንባር ደቀምሓረ ካ’ዚ ዘይፍለ ኢዩ ነሩ ፡፡ ዝብል ኣብ ባይታ ኣብኡ ዝዋዓሉ ኣዕሊሎምኒ ዘገርም ኢዩ  ። ኣብ ኣጋ እቶእቶ ጽዕጹዕ ኩናት ተካይዱ  ከቢድ ወስዋእቲ፡  ብዙሕ ሂወት ተኸፊሉ ፡ ጻጸ ንሓርማዝ ሲዒሩ ዝመስል ዘገርም ዓወት ጨቢጥኩም ሃገርኹም ወኒንኩማ ።

ህዝቢ

ኣነ ክገርመኩም ን30 ዓመታት ኣብኩናት ዝጸንሐ ህዝቢ ፡ጨካን ጸዋግ ይኸዉን ዝብል ግምት ነሩኒ ። ግን ብኣንጻሩ ህዝቢ ኤርትራ የዋህ ተቐባሊ ጋሻ ፡ ክምስ እናበለ ኢዱ እናኣዋዛወዘ ፡ ወይ ካኣ ርእሱ ጥቕስ ኣቢሉ ናይ ኣኽብሮት ሰላም ዝብል ሰላማዊ  ህዝቢ ኢዩ ። ከምኡ’ዉን ማእከላይ ቑመቱ፣ ማእከላይ ሕብሩ፣ ምሩጽ  መልክዑ፣ ስሩዕ ህዝቢ ኣሎኩም ።

ሃገር

ሃገርኩም ቆላ፣ ደጋ ፣ወይነደጋ ኮይኑ ፡ ኣብ ሓጺር ግዜ ኣብ ደስ ዝብለካ ኩነታት ኣየር ክትሓድር ትኽእል።ከምኡ ነዊሕ ዘይተበከለ ጽሩይ ናይ ተፎጥራዊ ሃብቲ ዝታዓደለ ገማግም ባሕርኹምን ደሴታትኩምን ፡ ኣብ ኣዉራ ጎደና ባቡራት ባሕሪ፡ ኣብ ኣድላይ ማእከላይ ክሳድ ናይ ዓለም ዝተደኮነት እስትራጅካዊት ሃገር ኢያ ሃገርኩም፡፡ ብዙሕ ጸጋታት ዘሎኩመም ህዝቢ ኢኹም ። ሓቅኹም ኢኹም  ን30 ዓመታት ከይሰልከኹም ፡ ርሃጽኩም ከተፍስሱ፡ ደምኩም ክትክዕዉ፡  ዘይትኣደነ ብዙሕ ሂወት ክትከፍሉላ። ምሰበለና ፡ ከም ኤርትራዉያን ሓበን ኩርዓት ተሰሚዑና  ኣዚና ተሓጎስና ፡ ንነዊሕ ስዓታት ማዐልታት ደጋጊምና ክነዛረበሉ ኣይምጸላእናን።

እንተኾነ ግን እዛ ዓለም መመላእታ የብላን።

ድሕሪ ገለ ደቓይቅ ፡ ፖለቲካ ሃገርኩምከ ከመይ ይመስል ፧ ኢሉ ምስሓተተና ፡ ሃንደበት ኮይኑና ሕቶብሕቶ ከመይ ማለት፧ ኢልና ሓተትናዮ ። ንሱ ካኣ ደሞክራሲ ፣ ዘናባብረኩም ሕገ ህንጻ   ምትካል ፣  ብማሕበራዊ ፍትሒ ማዕርነትካ  ምድልዳል ፣ ህዝቢ ዝዉንኖ መንግሰቲ  ተኺልካ ፡ንመራሕትኻ እንተ ነፊዖም ትደግሞም ትስልሶም፡ እንተ ዘይደሊኻዮም ካኣ ተዉርዶም ማለተይ’የ በለና ። ንሱ ድኣ ጋና ሕጂ ሓዲሽ መንግስቲ እንዲዩ ፧ ቀስ ኢልካ’ዩ በልናዮ።ማኣስ ፧ ኢሉ ሓቲቱ ከብቅዕ፡ መልሲ ካባና ከይተጸበየ ፡ ስምዑ ድልዱል መሰረት ዘይብሉ ነገር ኩሉ  ፈራሲ’ዩ። ንኹሉ ነገራት ካኣ ካብ መጀመርያ ኢኻ ትጅምሮ ፡ እቲ ዝጅምር ካኣ ድሮ ጀሚሩ ኣሎ ።ኣነ ምስ ቡዙሓት ኣዕሊለ ኩሎም ስክፍታታት ነርዎም፡ ግን ቀስ ኢልከ ግዲ ይመጽእ ይኸዉን  ኢሎም አጉል ተስፋ የቐሙጡ ነሮም ።ንስኻትኩም ካኣ ከምኦም ። ናይ 30 ዓመታት  ፍረ ጻማኹም ስለምንታይ ብዋዛ ትርእይዎ ከም ዘለኹም ንኣይ ኣዚዩ ኢዩ ዝርመኒ።

እናበለ ቀጺሉ ኣነ ሓደ ግዜ ኣብ ሓደ ሆቴል ብፕረዝደንቲ ሃገር ዝምራሕ ኣኸባ ኣሎ ኢሎምኒ ፡ተሳቲፈዮ ነረ ። ብዙሕ  ሕቶታት  ክሕተት ፡ መልስታቱ ክዕዘብ  ከይደ ፡ እንተኾነ ግን ፡ ዝውድሱን፣ዝምርቑን ጥራሕ ነሮም ። እዚ ማለትኮ ጽቡቕ ኣሎኻ  ማለት ኢዩእቶም ስክፍታታት ዳኣ አበይ ሃጢሞም ፧ ንሱ ካኣ ኣዋጣሪ ሕቶ ዘይብሉ ተመሪቑን፣ ተወዲሱን ልቡ ነፊሑ ከደ። ንነዊሕ ዓመታት፡አብ እዋን ሰዉራ ክመርሕ ጥራሕ ዝጸንሐ እንበር ፡ ተመሪሑ ዘይፈልጥ ፡ ሕጂ ካኣ ኩሉ ስልጣን ኣብ ኢዱ ጨቢጥዎ እናራኣኹም ፡ ነ’ቲ ኩሉ  ጻዕርኹምን ፣ መስዋእትኹምን፣ ጅንነትኩምን ፣ ሓደ ሰብ  ክምንዝዖ፡ ናብ ዲግታቶር ተቐይሩ ክጭፍልቐኩም  ምስ ጀመረ  ከቢድ ዋጋ መሊስኩም ከትኸፍሉ ኢኹም፡  ናቱ ይገብር ኣሎ ናትኩም ግበሩ ፡ ኢሉ ሕቑኡ ምስ ሀበና ድሕሪኡ ነዛ ዓይኑ ክርእየና እዃ አይደለን ። ነቶም ኣብ ኣስመራ ስክፍትኦም ከዊሎም  ከጣቑዑ ዝዋዐሉ’ዉን ኣይፈተዎምን፡ ሽዑ ገዲፍዎም ንበይኑ ናብ ሆቴሉ ከምዝኸደ  ካአ ሓቢሩና ነሩ እዩ ። ብናተይ ገምጋም እዚ መስተዉዓሊ ምሁር  ኣተናና ታዓዚቡ ሓደጋ ኣንጸላሊዉና ከሎ ገና ንድህል ከምዘለና’ሞ ብሓደሰብ  ከይንባላሾ ስግኣቱ ይገልጽ ነሩ፡፡ ኮይኑ ድኣ።

ኩቡራት ሕዋትን ኣሓትን  አነ ከም ሰብ ኣብ’ቲ እዋን’ቲ ከምዚ ኩፉእ ዝምነየልና ዘሎ ፡ ወይካኣ  ንህ.ግ ኣይፈልጣ’ዩ ፡ ድሓን ክንደይ ግዜ ሰብ ክልተ ግዜ ዘይተዛረበ ብስርሒት ህ.ግ ፡እዚ ካኣ ክልተ ግዜ ክዛረብ’ዩ ኢለ ነረ ፡ ብዘይቃላዓለም ።ሕጂ ግን ድቓስ ለይቲ ይኸልኣኒ።

ስለምንታይ ፧ ንዝብል ለባም ሓታቲ፡ብዙሓት ኣባላት ህ.ግ. መራሕትና እንበር መራሒና ኢልና ከምልማድ ኣይንፈልጥን ነርና።እታ መሪሕነት ህ.ግ ሓንቲ ኣካል ካብ ብጾት ናብ ኣሕዋት ደቂ ሓንቲ ኣደ ክም ምዃን ዝማዕበለ ፍቅሪ ከምዝነበሮም ኢና ንኣምን ነርና። ድሕሪ ብፍሉይ ኮማንዶ ናይ ኢሳያስ  ንኣካለ ስንኩላትና ብጥይት መልዒስዎም  ምስተባህለ ግን ፡ እቶም ካልኦት  መራሕትናኸ እንታይ ይገብሩ ነሮም፧ እንታይከ በሉ፧

ዝብል ግዙፍ ሕቶ ንጹር መልሲ ዘይርከቦ ፡ ኩላ ሰብ ነንሕድሑዱ  ይታሓተት ነሩ ኢዩ።ቀጺሉ’ዉን ከደስክሎም፣ ከዉርዶም፣ ከደይቦም፣ ክቐያይሮም ፡ ወላ እዃ እንተተዓዘብና ፡ ካብኣቶም ምጉርምራማት ስለዘይስማዕ ፡ ኩሉ ሽፉን ከም ዕፉን  ስለ ዝነበረ እታይ’ሞ ንበሎ፧

ኩሎም ምስታአሰሩ ግን ፡ኩሉ  ኣባል ህ.ግ ብዉሽጡ ምስ ጃንዳ ሸፋቱ ተፋቲሑ እዩ ። ኣብ ድግ ዝበለ ተቛዉሞ ግን ኣይኣተወን፡ ሰልኪይዎ፣ ገሪምዎ ፣ ይኸዉን፡ ዝበዝሐ ታዓዛባይ ኮይኑ።

ድሕሪ ገለ አዋን ፡ ኣባላት ጂ15  ኣብደገ እባሳደር ኣድሓኖም ገ/ማርያምን መስፍን ሓጎስን ዉድብ ምስ መስረቱ፡ ኩሉ ሓፋሽ ዉድባት ነበር ዳግማይ ተወዲቡ ክቃለስ  መብጽዕኡ ከሐድስ ኣብ ከከተምኡ ይታሓተት ጀሚሩ ነሩ ኢዩ፡፡ መራሕትና ዓገብ ስለ ዝበሉ ፡ ኣብ ወድሰብ ዘይጻወሮ ዋዒ ፡ኣብ ሰናጭሮ ዒራዒሮ ብሕሱም ተሳቕዮም ክሓቑ  ዝተወጠነ ጥልመትን ግፍዕን ንምግታእ፡ ኩሉ ሰብ ዓገብ ኢሉ፡ ኣብ ደገ  ኣባላት ተቛወምቲ ከይተረፈ  ክሳብ ዉሽጢ ሃገር ዉጹዕ ተጋዳላይ ኩሉ ተናዕዩ  እናተላዓለ ከሎ ፡ ሓሪኖም መዛንኦም ንኸድሕኑ መሪሕ  ዝኾኑ ኢዩ መሲሉና ነሩ ። እንተኮነ ግን ኣይተራዳዳእናን ኢሎም ንኹሉ ሰብ ማይ ኣሕቑኖሞ፡ ኢዶም ኣይስኣኑ። እቲ ንኽልቲኦም ኢዱ ዘርጊሑ ክቅበሎም ዝወሰነ ህዝቢ ናብ ክልተ ተኸፊሉ ። ጸጸኒሑ ካኣ ከም ዝርፍተት ተረፍቲቱ ፡ እቲ  ብዉዕዩ ናይብሓቂ  ለዉጢ ከምጽእ ፡ ብዉሽጥን ብደገን ክፈናጥስ ዝኽል ዝነበረ ምንቕስቓስ ፡ ሕጂ’ዉን ዕድል ኣይገበርናን ፡ሰብሕቡእ ኣጀንዳ ዳኣንበር፡  ንህዝቦምን  ንብጾቶምን ዝተወፈዩ ኣይሓዝዎን።እቲ ዝገርም ግን ብኣንጻሩ ሓደ ኣብ ማእከል ተቛወምቲ ፡ እቲ ሓደ ካኣ ፎንጎል ፎንጎል እናኸደ ፡ ሓቢርና ከይነድምዕ ዝጻዎትዎ ዘሎዉ ኣሉታዊ ስራሕ ፡ እቅረ ዝባሃሎ አይኮነን።

ሓንቲ ነገር ከዕልኹም፡፡ ሓደ ጽሉል  ኣብ 1996 ወርሒ 8 አብ ኣስመራ ኣስካላ ዞፓ ብስም ኣንቶኒዮ ኣምሲሉ ረዘንቲ ናይ ፖለቲካ ቃላት የዝንቦም ነሩ ። ዘዝመጸ ነንሕድሕዱ ከም  ዘዕልል ኣምሲሉ ጠጦዉ  ኢሉ ይሰምዕ ነበረ፡፡ ገለ ካብተ ዝብሎ ዝነበረ ፡እዛ ጽብቕቲ ከተማና አስመራ  ጫካ /ዱር ትኸዉን ኣላ። ሥጋ ሰብ ጊሂጾም ዓጽሚ ሰብ ዝቑርጥሙ፡ ጨካናት አራዊት  ይታኣኻኸቡላ አለዉ። ክገርመኩም እቲ ክመርሓና ዝበልናዮ ኣንቶኒዮ ሓለቃ ናይዞም ዝበልኩኹም ኣራዊት ሸፋቱ እዩ ።ሕጂ እንታይ ንግበር ፧ኢሉ ይሓትት’ሞ  ናብኩሉ ማዝናት ካኣ ጠመተ።ብዙሕ ሰብ ይሰምዖ ከምዘሎ ተገንዚቡ’ዩ ይመስለኒ ፡ ስምዑ ይብለና’ሞ ፡ደስ ኢልኩም ብሳንቡአይ ከተተንፍሱ ጸኒሕኩም፡ሕጂ ግን ብሳንቡእኩም ድኣ ኣተንፍሱ ኢሉና ፡ ጉያ ሓዊሱ ብቅጽበት ተኸወለ።ንዓመታት ብነቲሕ ሳንቡእ ህ.ግ.ዲ.ፍ. ከነተንፈሰ ጸኒሕና ፡ድሕሪ 20 ዓመታት ጥዑያት ክሳብ ማዓስ ክንዕበስ፡ብሳንቡና ከነተንፍስ እንተበሉ ፡ትጋገ’ሎኻ ዝብሉ፡ብኩሉ ኹርናዓት ተላዓሉ።

ንኣብነት ንምጥቃስ እዛ ብሰለማዊ ኣገባብ እትብል ኣባሃህላ  ወይ ጭርሖ  ፡ምስመን፧ ምስ ማዓልመን፧ እዚኣ ልክዕ ከም ናይ  ህ.ግ. ምንቅስቃስ ንደሞ ክራስን  ፍትሕን መታለሊት ፍጮ ህዝቢ እያ ። ከመይሲ  ንሱር ነቀል ለዉጢ ኣይተበገሱን ፡፡ ንኣራሚ ምንቅስቓስ ፣ ጽገናዊ ለዉጢ ፣ ከዉሎ፣ ዕቦጦ፣ ተባሂልካ ገበነኛታት ታኣኻኺቦም ፡  ስልጣን ብዝኾነ መንገዲ ካብ ኢሳያስ ክምንጥልዋ’ሞ ፡ብሰላም፡ ብዘይደም፡ እናበልካ  ዘይታኣደነ ደም ከፍስሱ ኢዩ እቲ ኣተንኦም ። ንሳቶም ናቶም ይግበሩ! እቶም 90 ሚእታዊት ደለይቲ ለዉጢ ኢና ንብል ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ዉሽጢን ኣብደገን ካብ መንም ግዜ ንላዕሊ ኣትሪርና ክንቃለስ የድሊ። ሕጂ’ዉን እንተኾነ ኣብ ጽያፍና ኣይንቛማጣዕ። ኩልና ድሙዕ ሓሲብና ሓላፍነታዉያን እንተድኣ ኮና ፡ሓደ በዘይካ ሓደ ከምዘይነድምዕ ፈሊጥና ፡ብኒሕን ሓቦን እንተድኣ ተገዚእና ታኣሳሲርና ፡ሕጂ’ዉን ንህዝቢ ኤርትራ ዘመርክኽ ሓይሊ የሎን። ንሕና ኤርትራዉያን ኣይንጋባበዝ.፣ ኣይንጋዳዳዕ ናይ ጸላታኢትና ኣእዳዉን፣ ኣጽፋርን ኣይንኹን፡ በዚ ንሓልፎ ዘሎና  ጽንኩር እዋን እኹል ትምህርቲ ኢዩ ንኣና። ሕጂ ግን ይኣኽለና ንምሃር፡ ጸላትና ኣለሊና ንምሓዮም።ንኻላኣይ ግዜ ኣይንዳህልል መሸጣ ናዉቲ ኣካላት፡ ኣብ ምድረበዳን፣ ኣብ ባሕርን ምጥፋእና ጥራሕ ዘይኮነ፡ ምጽናት’ዉን ኣሎ፡፡ ኩቡር ህዝበይ  ኣብ ክንዲ ህኮት ሰላም ፣ ኣብ ክንዲ ጭፍለቃ  ፍትሒ፣ ኣብ ክንዲ ብኽያትን መላትን  ቕሳኔት፣ የምጽኣልካ፣ሽግርና ይኣኽል ይበሎ ፡ ይካኣሎ’ዩ  እቲ ኩሉ ዝኽእል ሓደ ኣምላኽ’ሞ እናተቃለስና ናብኡ ንጸጋዕ።

ዝብል ሓዉኩም  ኢስጢፋኖስ መንግስትኣብ ካባ ጀርመን።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
15 COMMENTS
  • eritrean October 1, 2013

    Eritreans know what will happen if isaias leaves. They know isaias is the lesser of two evils. The greater evil being woyane.

  • COW FACE October 1, 2013

    ANOTHER PROMISE ,

    I promised not to call bandits to the fighters that were under EPLF ,I kept my promise ,since that time I have not used the word bandits.
    To be honest the word bandits was misused by me ,BECAUSE BANDITS ONLY STILL YOUR PROPERTY ,THE EX FIGHTERS WERE STEALING ERITREAN PEASANTS OF THEIR CHILDREN ,GIRLS OF THEIR INNOCENSE & VIRGINITY ,KIDNAPPING ,LOOTING & RAPING.
    However as my intention is not to hit you with the truth,not that it will work ,I PROMISE NOT TO USE SO GRAPHIC WORD TO EXPLAIN THE SODOMIZATION OF ERITREAN MEN BY BEDOUIN & THE GANG RAPE OF OUR GIRLS AT THE HANDS OF LIBYAN PRISON GUARDS ,EPLF EX FIGHTERS (MOSTLY COMANDERS) AND SOME FORCIBLY CONSCRIPTED PRIVATE MILITARY.
    I have gotten lots of emails objecting this ,I guess ,to some it is making them loose their apetite the AUNT JEMIMA injera & beef stew that is prepared by their spouses.
    I APOLOGIZE FOR MAKING YOU LOOSE YOUR APPETITE WHILE A DICK IS STUCK IN ERITREAN ASS (LITTERALLY) BECAUSE OF YOUR UNFEATHERED SUPPORT OF THE CURSED FAKE COUNTRY ..BEING INVADED..YOU SENT OTHER PEOPLES´ KIDS TO FRONT LINE & NOW YOU ARE BLAMING some times ISAIAS ,some times WEYANE ,sometimes EREITREAN MOSLEMS (it would have been better if metahit went to sudan & the rest with Ethiopia )as if Metahit brought this fake identitied Hizbe Tigrinya Eritrea Adey crap.

    You blame everyone but yourselves ,that is difference between some pof us & most of you.
    ቆለውዕ ደቂ ሰብ ከተሕልፉ ፣ማንኪና ብሰለስተ ምዕልቲ ዘይትኣትዎ____ምሽ ነቶም ፈሪሞም ናይ ሓሶት ነጻነት ዝቶኾቡልኩምን___ህዝቢ ትግራይን እቲ ካልእ ህዝቢ ኢትዮጵያን እናተቓወመን ከሎ __ምግብን ጥሪትን ዘሕልፉልኩም ዝነበሩ ¨ወያነ¨ ብወት ሃደራቶም ኣገዲዶም ፣ንህዝቢ ትግራይ ጎኒጾም___ብሳልስቲ ን ኣዲስ ኣበባ ከተእትውዎምን ከምታ ናይ ቀደሞም ¨ጥራምዝ ደለዋ ጠራሙዝ¨ከተሽጥዎም __ኣሽሓት ካብ ሰኸርም ዝተፈግረ ዶላራት ኣዋጺእኩምሲ ኣብ መኻልፍ ዓሪፉ።ንጽልኢ ዝተኸፍተ ማሕፉዳ ባጤራኹም ብሰንክኹም ኣብ ናይ ሲናይ በረኻ ዝዋረዱ ዘለዉ ህዝቢ ግን ሳንቲም ኣይበልኩሞምን ¨ከምቲ ባዕልና ወሪርናስ፣ወያነ ካብ መሬትና ኵወጽእ ኣለዎ ኢልኩም ኣብ ኩሉ ዓለማት ሰላማዊ ሰልፊ ዝገበርኩሞ፣**ሖ በደዊን ካብ መቐመጫ ሰብኡት ኤርትራ ኰወጽእ ኣለዎ ኢልኩም ኣይትፈልጡን። ኣጆኹም ከምዚ ዝ ኣመሰለ ቃላት ድሕሪ ሕጂ ኣይደግሞን እዩ።ሕልና እንተ ኣብቆልኩም ኢለ እየ።
    I was trying to shock you & provoke you into waking your conscience ,what a waste of time !!! You have no conscience ,how could I try to wake it up.I WAS TRYING TO SHOW OUR CULPABILITY ,BUT IN VAIN ,NOBODY IS BLAMING HIM/HERSELF.

    Just blaming Isaias ,Weyane ,Un,..etc..I am not trying to teach politics anyone ,I have no higher education ,.,,I was trying to put us on ¨A ROAD TO HEALING OUR YOUNG¨::THAT WE HAVE RENDERED THEM AS A SACRIFICIAL LAMB.
    Specially we the so called ¨HIZBE TIGRINYA¨,denying them true history & identity.

    But ,I do not want my diasporan brethren to mfeel uncomfortable & uneasy being bombarded by rapes & sodomizatio ,that is happenning to innocent young Eritrean people ,that is not of their vmaking but of slave minded fathers ,mothers ,Grandpas & Grandmas….
    I PROMISE NOT TO BOTHER THE FIFTY SOMETHINGS IN THE DIASPORA BY STATING THE TRUTH OF INVADED SOVEREIGN ERITREAN ASSES ,WHILE WEYANE IS HOLDING SOVEREIGN ,BADME & OTHER 4 VILLAGES !!

    poor young Eritreans ,they have cats as parents ( ድመት ልጆችዋን ትበላለች ታውቁ የለም ፣እኛም ልጆቻችን እንበላለን።ይቕሬታ ቋንቋ ባዕዲ ተጠቒመ__ጣሳ ክብረቱን ቀቅሎ የበላ የሙሶሊኒ ሙታንታ።ይቕሬታ እንደገና ኢደይ ሸታሕ ኢሉኒ)

    • rahwa October 3, 2013

      cow face,
      you are dirty, stupid and dangerous. your stupidity is dangerous. you call yourself cow face? that is an insult on the wise cow! your agendas are too obvious.but wait until the Eritrean people awakens. then i assure you, you will realize there is no place for your divide and rule stupidity. you may think that you are not showing your face. but we see you. and we take you for what you are.

      • Hailom N. October 3, 2013

        Rahwa yes truth HEART SPECIALLY THE NEW COMERS AOON AS THEY GATE OUT FRO THAT CRAP HELL REFUGE’S TO US OR ERO INSTATE OF GETTING ACT TO HELP THSE LEFT BEHIND AUTOMATICALY THEY CANGE THERE REALIGN AND THEY WILL TELL YOU WE PRAY FOR THEM. AND THE OTHERS WHO CAM FROM THE SAME PLACE YOU SEE THEM GO WING TO HIGDEF FESITVAL AND SINUP ( TETAEISE FORM ) TO GO TO ASMERA. AND THEY BECOM NUMBER ONE SUPPORTERS OF HIGDEF. SO WHAT’S SHOW YOU MOST OF THEM THE NEW GENERATION’S ARE SELFISH, LOSERS, JEST ME ME. SO COW FACE WHAT YOU SAY AND WHAT YOU RIGHTIN TOTALY TRUE WE DIVIDED BY AWERAJA WE DIVIDED BY REALIGN IF NO ONE ADMIT THIS MEST BE STUPIT. WE HAVE TO BE CLEAN FRIST TO GO FOR WARD.

  • COW FACE October 1, 2013

    (ውሃ´ነ ፈሽኳል ________ናይ ነጻነት ባርያ
    ዝደለኻዮ ውሰድ ተብሂለስ _ ካብ ገነት እትዮጵያ
    ጥሜትን ሞትን መረጽኩ፣ናይ ሓሶት ሃገር፣ኤረትረያ
    ዘይቲ ብባሊቃ __________ ሑሩጭ ብኹባያ
    ሕስረት ባንዳ ኣቦታተይ ____ ከምኣይለ ወሪሰያ
    ሽግለታ ግዝኡለይ _________ ዘየድልያ ፔዳልያ
    ደይ ንቑልቁለይየ __ ጽኑዕ ፍሬኖ ጥራይ ኣይፈለያ
    መሰለይ ኢለስ፣መሕነቒተይ ገመድ ካብ ወያነ ተቐቢለያ
    ሬፈረንዱም መጥፊኢተይ ___መለስ ብፊርምኡ ዝለኸያ
    ንሶም ሲንጋፖር ይኾኑ፣ኣነን ነታ ዝነበረት እኳ ኣጥፊኤያ
    ብሽምዓ ዓይነይ ሓሚቑ ______ ካብ ጎዳይፍ ነኽርያ
    ባሕረ ነጋሽ _________ከም ትቕየር ናብ ዩጎዝላቭያ
    ክልተ ዓመት ንሃባ _ቀደሙ እውን ናይ ከዛብ መንነት´ያ)

    በጊዕ መሲሉኒ_____ ገዚኤ ዘይትኣደነ ኣንጭዋ
    ንቑጽ ሓርኢ ቆርጢመ___መሲሉኒ ጥብሰ ቅልዋ
    ጸባ ኢሎም ኣስትዮምኒ፣_ድሙ ድሙ፣ብርቱዕ ስዋ
    Vacation መሲሉኒ _______ተቖሪነ ዓዲ ዓሶ፣ሳዋ
    ባርነት መረጽኩ ________ተሓሲመ ኢትዮጵያዊ ራህዋ
    ሰላሳ ዓመት ተዓሽየ________እንተሉኒ ተወርዋሪ ብራዋ
    ጸሊም እስራኤላዊ፣ዳግማይ ቬትናም ንሶቭየት እኳ ዘዕነዋ
    ሓቂ መሲሉኒ፣ኣመንኩዎ ________ ንናይ ሓሶት ረረዋ
    ኣካኪ ዘራፍ፣ባድመ ኣተኹ፣ሓሻካ____ ጎዳጕዲ ኩዓትኩዋ
    ንዝደቀሰት ሓራስ ነብሪ ______ ምስ ደቃ ኣባራበርኩዋ
    ንጣልያን ዘሕነኸት፣ብመስፈን በርበረን ኣብ ውግእ ዓድዋ
    ለሚኖምኒ ምስ ኣበኹዎም፣____ብቆረጣ ምዓንጣይ ዘረውዋ
    CNN ትመስክር,ንመጓሰይ ኣብ ውሽጢ ፍርቂ ሰዓት,በተንዋ
    ከም ኣጣል ኮብኮቡኒ፣_______ኣላ ማዕከን BBC ቀዲሕዋ
    ስድሪ ተሪፍዎም _____ ኣስመራ ክኣትዉ ,ብመገዲ ድባርዋ
    ዘይስርሑ ዝገብር፣መለስ ዜናዊ መሊስዎም____ ዕድልና ሴርዋ
    እታ ከዛብ ሓሞተይን መንነተይን _______ፈኸራ ዝመላእክዋ
    ርጉማት ዓጋመ _______________ ¨ብመኻልፍ¨ቦንቆስዋ
    ከምዘይሓልፍ ተማሂረ ´ልኩ ________ እዝነይ ኣውደቕኩዋ
    ሺመልባ ኣለኹ፣ዝትሓሰምክዋ ጮማስ,ናብ ተካሊት ቅጫ ቀይሮምዋ !!!!!!
    (ሓሻካ)

    ከዛብ ዓዲ________ ኣብ ውዕል ውጫለ፣ምኒሊክ ዘጓነያ
    ንኢትዮጵያ ሃገራ ክወረላ፣ኮንዶም ክትከውን ሙሶሊኒ ዝፈለያ
    ሓውተይ,ወገኔ ,ኣካሌ፣ገዲፋ___ካልቾን ኩርማጅን ዘተምንያ
    ክብረትን ጻዕዳ ጣፍን ጠንጢና፣ ናብ ሕስረትን ዓደስን ዘጕይያ
    ንባዕዲ ተጎምባሒት__ትግራውነታዊ መንነታ ዘሔንገዳ ፣ዘጉሃያ
    ቢሻ ወርቂ እንተውጽኤትሲ _____ መልሻ እምበር ጠምያ
    ኤኮኖሚ ጥራይ ኣይኮነን፣__ሓንጎል ውን ዓስታኽ ድኻ እያ
    ፈሽኳል ኣመንዝራ____________እስከ ክልተ ዓመት ንርኣያ
    ከም ኮረሻ ኣቦይ ኣደም _______ ከም ዕትሮ ኣሞይ ምንያ
    ክትፋናጣሕ፣ ቁልቁል ኣፋ_ነበረ ክትከውንያ,ከም ባልካን ዩጎዝላቭያ
    እታ ዓባይ ባቢሎን _ጋሕባ ናይ እኒ ኢራን ግብጺ ,ስዑዲ ዓረብያ
    ዘሕዝነኒ ____መንእሰያት ኤርትራውያን ለኪማ እያ እትኣቱ ዳህያ
    ካብኡ ሰረረ ግን ክርቢትን በንዚናን ክሰደላ ካብ Wal Martካሊፎርንያ
    ሕነ ኣገዲዳ በረኻ ዘጥፍኣቶም ኣዝማደይ ____ ጓህሪ ሓዋ ይብልዓያ !!!!!

    ብጣዕሚ መስተውዓልን ጥበበኛን፣ብጀካ ፕረሲደንት ኢሳያስ ማንም ኤርትራዊ ዘይበልጾ –

    ሓውኩም ገጽ ላም aka COW FACE ከዛብ ሃገር ንቑልቁላ aka FAKE COUNTRY COLLAPSING

  • marsa October 1, 2013

    Cowface
    You are a real cow (animal) you are insulting us.we all know how you hate Eritreans that is why we do not trust any thing
    That comes south of the border including ur cousin issias.

    • COW FACE October 2, 2013

      So you acceot you are still being ruled by Ethiopians like me & Isaias.
      Well ,it does not surprise me the Banda mentality.
      I am Tigraway of Hamasien ,but not Ethiopian..unless you want to give Dimbezan & GuHchiA to Ethiopia, I wish you do.

      I maybe cow face ,but the mad cow disease does not affect me ,can you guess who ???

  • marsa October 1, 2013

    Assena
    I hat to say that, in the name of free speech you are accommodating all the eenemy of our country.

    • COW FACE October 3, 2013

      Marsa,

      Lesson number one of free speech ..TOLERATE SPEECH THAT YOU FIND OFFENSIVE…if not it is not free speech…Even PFDJ tolerates speech that pleases it.

      You are embarrassing us ,Eritreans ,by not differentiating free speech from controled speech.

      You are my fellow citzen allright ,
      እምባሕ ጥራይ በል ወዲ ኤረይ ፣ብዙሕ ኣይትሕሰብ፣ርእስኻ ከየቐንዝወካ።ምሕሳብ ናይ ዓጋመን ኣምሓሩን እዩ።
      ___ቆልዑ ኤርትራውያን ኣብዚ እናጣቓዕካ ብዶላራትካ ግሃነም እሳት ክት ሰዶም ዘየቐንዘወካስ፣ናተይ ብሩህ ሓቂ ኣቐንዝዩካ፧
      እታ ብዓሰርተ ሓለውቲ ቤት ማእሰርቲ ዝተዓመጸት ጓል ዓሰርተ ሽዱሽተ ዓመት ኤርትራዊት ጓል ለይተ ለይቲ መጺኣ ስለ ተባህርረንስ ሞት ኣይፈርህን እዩ።ንዑ ሳንድያጎ ኣለኹ፣ዕዋላታት ሰዲድኩም ኣቕትሉኒ፣ኣነ ግን መንእሰያት ኤርትራ (ብሕልፊ ኣርባዕተ ኣሓት ስለ ዝነበራኒ ፣ሕጂ ሰለስተ)ጓል ኣንስተይቲ ብሰንኪ እዛ ዘይትረብሕ ዓዲ ኢልኩም ፣ዓመጽትን ፈገረግር ናይ ቆለውዕን፣ሓንቲ ዘይትረብሕ ኩርባ ክሕዙ ሰለስተ ሚእቲ ኤርትራውያን በረኸኛታት ዘጥፍኡ ዘእተኹምላ ዓዲ፣ ህዝበይ ኣጥፊኣቶ እያ።
      እዞም መርዓት ካብ ሕጽኖታ ፣ ግቡእኪ ኢዩ ኢሎም ወሲዶም ፣መጻወቲ ድሙ ድሙ ጌሮም ኣስመራ ምስ ኣተዉ ምስ ሾውዓተ ደቃ ደርብዮም ፍሬሽ ጓል ኣስመራ ክደልዩ ደቆም ዝጥንጥኑ።እዚኦም እዮም ጀጋኑኹም ፧
      እቶም ናተይ መን ምዃኖም ክነግረኩም፣እቶም ጎረባብተይ መታሕት፣ ተፈልዮም ብሃይማኖቶም ዝሕረዱ ዝነበሩ፣ድሓር ድማ ብሻዕብያ ከም መመሰሊ ሕማቕ ሃይማኖትን ሕማቕ ህዝብን ኮይኖም ፣ደቂ ሓሊማ ኣዳግማ ተባሂሉ፣ንዝኾነ ተጋዳላይ ክቐትሉሉ በረኸኛታት ሻዕብያ ዝተጠቕሙሉ እስላማዊ ጽልኢ ዝተመልኦ ገበን።
      እቶም ብሓይሊ ካብ ስድርኦም ተፈጊሮም ገድሊ ኢሎም ኣብ ዘይረብሕ ዕላማ ኣእትዮም ዘወድእዎም ህዝቢ ድምበዛንን ከባቢኡን፣
      እቶም ተጨቍንና መሲልዎም ትምህርቶም ገዲፎም ንብላሽ ቁማል ክብልዑ ዝወጹ ህዝበይ ፣ብኣውራጃ ፈልዮም መንካዕ ኢሎም፣ነቲ መስተውዓሊ ሓንጎሎም ብገለድም ጨጓር ዳንጋ ዘቕዘፍዎም፣ነቶም ወለዶም ይሓዝነሎም።
      ነቶም ብመንግስቲ በረኸኛታት ክቕተሉ ከለዉ (ዳርጋ ኩላትና) ደይ ቀደሞምሲ ኢትዮጵያ ኢዮም ዝፈትዉ ኔሮም ኢልና ንሶም ክቕተሉን መሬቶም ብፈገረግር ደቂ ህዝበ ትግርኛ___ክዝመትን ክሕዛእን ከሎ ዝጠፍኡ ዝነበሩን ዘለዉን ህዝበ ኩናማ፣
      ቀይሕ ባሕሪ ሒዞም ክኸዱ እዮም ተባሂሎም ዝቕዘፉ ዘለዉ ደቂ ዓፋር__ካብ መሬቶም ሲስተማቲካሊ ተሓግሒጎም ንኢትዮጵያ ዝጥረዙ ዘለዉ ዓፋራውያን ደቂ ሃገረይ (ኩሩዓት ህዝቢ ፣ዓፋር ሓደ ህዝቢ እዩ__ ዓፋር ዓፋር እዩ ዓፋር ኤርትራ ፣ዓፋር ኢትዮጵያ ፣ዓፋር ጅቡቲ ዝብሃል የለን ዝብሉ)ጫማ ሙሶሊኒ ኣብ ድሕሪኦም ዘይተቐበሉ ግዲ ኮይኖም ህዝበይ ህዝቢ ዓፋር፣
      እታ ኣብ ድፋዕ ብበረኻውያን ነበር ኮረኔላት ጥራይ ዘይኮነስ ብተራ ወት ሃደራት ኤርትራ ትዕመጽ ዘላ ጓል ኣንስተይቲ ፣ካብኡ ሱዳን ምስ ሰገረት ድማ ብመንግስቲ በረኻውያን ኤርትራ ኣጀንዳ ብራሻይዳ ተሸይጣ ኣጥባታ ብረሲን ማሕረሻ ዝትኮስ ዘሎ ንጽ ህቲ መንእሰይ ኤርትራዊት ፣ካብኡ ድማ በብግደ ዝዕምጽዋ ዘለዉ ኤርትራዊት ጓለይ፣
      እቲ ብዓልቲ ቤቱ ክዕምጹሉ ከለዉ ከናግፋ ኢሉ እንተተኻላኸለላ፣ንዕኡ እውን ዝዕምጽዎ ዘለዉ ኤርትራዊ ሰብኣይ (ብዓል ፍረ ነብሲ)።
      እቲ ትማሊ ክርስትያን ቴሮሪስትታት ወይ ኢትዮጵያ በል ፣ወይ መሬትካ ገዲፍካ ኪድ ዝተባህለ ቶርዓዊ ወዲ ሃገረይ ሎሚ ድማ ንሱን ሃይማኖቱን ክቋሸሹ ከለዉ ብዘይውዓሎ ፣ሙጅሃዲንን ጂሃድን ተባሂሉ ዝግረፍ ዘሎ ወዲ ሃገረይ___
      ክገድፎ ____ ምኽንያቱ ንደቂ ባንዳ ሕልና ከተብቍል ምፍታን ዋጋ የብሉን።
      ድማ ሳላ ማሕበር ፍቕሪ ሃገር ከም ቤተሰበይ__ኢኹም ቅርሺ ካብ ኢድ ጃንሆይ ትቕበሉ ዝነበርኩም፣ሃብቲ ኢትዮጵያ ትውንንዎ ዝነበርኩም ፣ብነጻ ትምሃሩ ዝነበርኩም፣መንግስቱ ንህዝቡ እናጨፍጨፈ ብነፋሪት ምግቢ ዘሕልፈልኩም ዝነበረ።ሳላ ማሕበር ፍቕሪ ሃገር
      እቶም ካብ ሰቦም ንላዕሊ ዝለበሙ ዝመስሎም ተጋሩ (ወያነ)ድማ ሕውነት ከምጽኡ እንድሕር ደልዮም በጥ ኣቢሎም ብጣልያንኛ ኡኖ ፣ድወ ፣ትረ እናበሉ እንተዝገርፉኹም ዴቺ ከይበጽሑ ከለዉ ፣ኣንታ እዘን ዓጋመ እባ ኣሕዋትና እየን ምበልኩም።
      እቲ ካብ ኣፍ ደቂ ሃገሮም ኣሕዲጎም ፣ኣስገንጣይ፣ የኢትዮጵያ ሃብት ዘራፊ እናተባህሉዝሰደዱልኩም ምግብን ንብረትን እንታይ ኣምጺኡሎም ፧ ___እተን ቆለውዕ ዓይደር ዝሓምሸሻ ኣይሮፕላናትና ብድሓን ተመሊሰን ዶ ___ዕልልልል ፧

      እዚኸ ጸርፊ ድዩ ፧ ስለዚ ንስኻትኩም በቶም ቆለውዕ እንዳ ሰብ ፈጊሮምኒ ኣፍጊሮምኒ ደቀንስትዮ እናባላሸዉ ዝጠፍኡ ኩርዑ።ናተይ ንጹሃት ስዉኣት ግ ን እዞም ኣብ ላዕሊ ዝጠቐስኩዎም ህዝበይ እዩ።
      እዞም ኣብ ላዕሊ ዝጠቐስኩዎም ቪክተም ናይዛ ከዛብ ሃገር ዝኾኑ__
      ኩናማ ፣ዓፋር፣ቶርዓ፣ደቂ ኣከለጉዛይ ኣውራጃ፣ኣስላም ኣለውዎም።ንግፉዕ ህዝቢ ተኻላኺሉ ዝምክት ኣየናይ እዩ ወዲ ሃይማኖተይ ኣየናይ ኢዩ ወዲ ኣውራጃይ ኣይብልን እዩ።ኣነ ኣይ ኩናማ ፣ኣይ ዓፋር ኣይ መንካዕ ኔረ (ወይ ኣከለጉዛይ ኣውራጃይ ኮይኑ ኣይኮነን)፣ዝትዓመጸት ጓል ኣንስተይቲ ኮይነ ኣይኮንኩን።ወይ ውን ወዲ መቐለ ኮይነ ኣይኮንኩን ናይ ተምሃሮ ደቂ መቐለ ዘጕህየኒ፣እንታይ ድኣ እ ቶም ወለደይ ከምቶም ዘይረብሑ ዓስታኻት ከምቶም ናትኩም ስለ ዘይነበሩ።ንወዲ ኩናማ ብምክልኻል ንወዲ ድምበዛንንጉሕጭዓን ኣዝማደይ እየ ዝካላኸል።
      ጉሓፋት ወለዲ ዘዕበይዎ ግን_፥_ናይ ዓድኻ ዘይትገብር፣ኣብ ትግራይ ዝግፍዑ ዘለዉ ጀበርቲ__ይብል።

      ካብ ወለድኹም ዝበልጹ ወለዲ ዘዕበይዎ ሓውኩም

      ገጽ ላም

      • COW FACE October 3, 2013

        correction by addition..

        እታ ብዓሰርተ ሓለውቲ ቤት ማእሰርቲ ዝተዓመጸት ጓል ዓሰርተ ሽዱሽተ ዓመት ኤርትራዊት ኣብ ሊብያ እዩ, ሓለውቲ ቤት ማእሰርቲ ሊብያውያን እያ ተዓሚጻ።

        ምስኪነይቲ ጓለይ፣ሂወታ ሙሉእ ብስቓይ ክትነብር እያ ።Girl just wait until “brave” Eritreans dislodge “weyane” from badme & surrounding & then they will get back to you .
        Well ,you could not cxompare yourself with 4 villages that weyane is seizing.
        Tough it up ,the non Agame Eritreans have different logic.Tough it up girl,or kill yourself ,because you are making Eritrean diasporans uncomfortable.

  • Kalighe October 2, 2013

    “.. NOW YOU ARE BLAMING some times ISAIAS ,some times WEYANE ,sometimes EREITREAN MOSLEMS (it would have been better if metahit went to sudan & the rest with Ethiopia )as if Metahit brought this fake identitied Hizbe Tigrinya Eritrea Adey crap.”

    COW FACE

    Ato Baaleghe … You have so many unsolved issues in Tigray … so mind your business.
    You shouldn’t open your stinking mouth, to say any thing on Eritrean issues, because you don’t even have an address in Eritrea. You dare to talk about Metahit, Moslems, Toroa ..etc, shame on you. Look at the situation of Tigrayan Moslems who are not allowed to build even a Mosque, who are absent from government bureaucracy, who have no representatives at any level of the government, who are not allowed to speak about centuries long suffering under different warlords.

  • tesfaldet October 2, 2013

    this man is STUPID DANCONELL so stop telling us that someone els he is the only one who knows the STRAGLE FOR independence

  • መጻኢ ኤርትራ October 2, 2013

    COW FACE

    Sedo Sedo Sedo !!!!

    • COW FACE October 2, 2013

      መጻኢ ኤርትራ,

      Have you read anyone that says ,Cow face ,You are typing lies ,no fellow Eritrean challenging me on the issue .
      They are always worried about image .I am insulting the chauvinism part of Eritrea ,not Eritrean pride.
      One has to be moslem or TorAA in order to feel the pain of moslems.
      And this are the people that feel they are being insulted ?
      Why could not they say ,this part is not true. Except insulting Eritreans ,that for someone to be Wise like me has to be TIGRAWAY.
      Can you see how they insult Eritreans .
      I INSULT ERITREAN STUPIDITY ,FAKE CHAUVINISM ,FAKE HEROISM…and if I am angry at my people ,it is because I expect more from them.
      No,BUT I HAVE TO BE TIGRAWAY TO BE THIS WISE ,WELL FOR YOUR INFORMATION THERE ARE WISE HAMASENS TOO ,I AM EXAMPLE NUMBER ONE.
      STOP THINKING EVERY ERITREAN HAS A LOGIC OF A MAD COW DISEASED COW ;AND NOT MY WISDOM.

      Well ,go hang yourselves.

      your brother that loves you but despises you

  • Meretse Asmelash October 2, 2013

    Dear Estifanos Mengisteab,
    The title itself has said it all. Folks, let us remember at least Michela Wrong’s book title – “I did not do it for you” The most important ingredient in this book is betrayal.
    Isseyas Afeworki had never fought for the people. In this case we were betrayed. If that was then what about now? Simple. Let us all do our part. We have done it before and we can do it again TOGETHER.

POST A COMMENT