Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ናይ ሕልና ጸሎት ብግዱሳት ኤርትራውያን ተቐማጦ ካስልን ከባቢኣን

ብሰንኪ’ቲ ብዕለት 03/10/13  ኣሰቃቒ ዝኾነ ናይ ብዙሐት ሂወት ዝበልዐ ሕማቕ-ተረኽቦ (ቅዝፈት)  ካብ ልብያ ዝተበገሰት  ልዕሊ 500 ሰባት ዝሓዘት መርከብ  ናብ ላምፕዱዛ -LAMPEDUSA- (ኢጣልያ) ንምስጋር ኣብ ጉዕዞ  ከም ዝጠሐለት: ምሉእ ዓለም ክግንዘብን ክስንብድን ኮይኑ:: ነዚ ብምግንዛብ

ብሰንኪ ብዕለት 03/10/13  ኣሰቃቒ ዝኾነ ናይ ብዙሐት ሂወት ዝበልዐ ሕማቕተረኽቦ (ቅዝፈት)  ካብ ልብያ ዝተበገሰት  ልዕሊ 500 ሰባት ዝሓዘት መርከብ  ናብ ላምፕዱዛ -LAMPEDUSA- (ኢጣልያ) ንምስጋር ኣብ ጉዕዞ  ከም ዝጠሐለት: ምሉእ ዓለም ክግንዘብን ክስንብድን ኮይኑ:: ነዚ ብምግንዛብ ስለ እቶም  ሂወቶም ዝሓላፉ ሰማእታት: ንምዝካር:  ብዕለት  09.10.2013  ኣብ ከተማ ካሰል ጀርመን:

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT