Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ናይ ሰብ ፍትሒ ኩቢ!

ኣቱም መጣቓዕቲ *ኣተና ዘይብልኩም   *ሓሳብ፡ ዕላማ ነዚ ውፉይ ዜጋ ኮማንዶ ሓርነትኩም በታ ክንቲት ደርሆ መሽረፈት ኣቢልኩም ምስራሕ ክትከልኡዎ ስሙ እናኣጸለምኩም ሰላም ዘይትቡዎ እንታይ እዩ ጌሩኩም!? [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/07/Mesinas_Asena_14.pdf"]  

ኣቱም መጣቓዕቲ *ኣተና ዘይብልኩም   *ሓሳብ፡ ዕላማ

ነዚ ውፉይ ዜጋ ኮማንዶ ሓርነትኩም

በታ ክንቲት ደርሆ መሽረፈት ኣቢልኩም

ምስራሕ ክትከልኡዎ ስሙ እናኣጸለምኩም

ሰላም ዘይትቡዎ እንታይ እዩ ጌሩኩም!?

 

aseye.asena@gmail.com

Review overview
81 COMMENTS
  • መድሃኔ July 16, 2014

    Alem Wedi General doesn’t have any shame flip flop he needs to ask hard questions? what happened to his Jebha warlords he used to serve who defected to isayas where are his comrades? I bet he is planing to join his comrades in Asmara no guts.Hiding his sorry behind in Washington DC

  • Meretse Asmelash July 16, 2014

    ክቡር መሲናስ፡
    ሕልፍ ሕልፍ ኢልካ ዝሃብካዮ መልሲ ናይ ዝወረዱ ሪእቶታት ሰናይ ሓሳብ እዩ። ካብ ኣብዞም ተጻሒፎም ዝነበሩ ሪእቶት ሓደ ነገር ዝገረመኒ እንተሃልዩ ናይ ወ/ሮ ዲያና ጽሑፍ እዩ። ንምንታይ? እቲ ዘገርም ትግሪኛ ኣጸሓሕፋ ጠፊእዋ’ዩ ዝብል ግምት ከቶ ኣይቀርቦን። ንዓይ ከም ዝመስለኒ፣ ዝኣክል ግዜ ወሲዳ ኮነ ኢላ ከምዝጸሓፈቶ’ዩ። በዚ ምክንያት ሓንቲ ካልኢት’ውን ትኹን ክጠፍኣ እይነበሮን በሃላይ እየ። ግን ኣነ ንስካ ኣይኮንኩን ፡ንሰናይ መልስካ ከኣ ኣይቛወምን።
    ብዝተረፈ ኣብ ዝመጽእ ጽሑፋ፡ በዡ፡ መጨ፡ ኡእ፡ …ዝብሉ ቃላት ሒዛ ከይትመጽእ ይፈርሓላ።

  • deranto July 16, 2014

    tsbuk gitmi Mesinas kemaka ybzuho nsle haki zmiskiru ember nay beal meshrefets terayou.egziabher edmen tienan yhabka.Amanuel hawna kea ABATMIR EKA EMO agoka ketselo bertie.Milki yfres Fithi ynges

  • rahwa July 16, 2014

    by now we know all of esyas’s tactics.
    1.if desperate attack people who cause you headache.
    2.when justice seekers have done something that showed you are defeated, that people power will kick you out of Eritrea soon, use your yes men to undermine their achievement.
    3.if Amanuel Eyasu happened to be on site, come up with lies to undermine his efforts for unity, democracy and rule of law by going back to 2001 and digging up an article he wrote as a government journalist. drop names of people who had/have a problem with him just to appear to care about justice seekers.
    4. when you have no hope call alem goitom who always knows how to falsely accuse justice seekers.
    i would say many people know Amanuel Eyasu. he is courageous, humble, hard working, smart, articulate, vocal, a nationalist and honest human being. of course there are people who can not stand him. but these people have always hated him because he always does his best everywhere he goes and they would just say anything to tarnish his name. i would urge him to just go on doing what he was doing the way he was doing it, because it is paying off. very soon now eseyas and his yes men will be blacklisted in our history books. bye bye eseyas. what alem goitom will do then is be the first to oppose a free and democratic Eritrea which is ruled by rule of law. mark my words

    • Nemeramer July 16, 2014

      rahwa, I was working at the ministry of information while g15 were arrested. amaniel was not even in eritrea at that time. He was in England. Challenge the lairs to bring the article as an evidence, with the date on it.

  • nati July 17, 2014

    Ayteabraha,
    you are obviously a new face to Assenna forum which does not necessarily mean anything bad. but your fixation on Amanuel Eyasu’s ‘assumed wrong doings’ and the way you write about them makes it clear that you have a personal mission which wouldn’t be accomplished unless you have retaliated against this individual. for your information though we are well aware of the troubles Assenna had with other websites. going into details wouldn’t even be necessary, however, as those issues were raised and discussed here, he had time and again shown that he is someone who goes his own way until attacked. what does he do when attacked? he does have every right to defend his website when under attack, has he not? and he does that. the question is rather, ayteabraha, why others keep attacking him. this is a question you would never want to answer. but here it is. therefore, your accusation only shows you are a pathetic lair. in fact, there was a media organization he helped out in the beginning of its operation. so here goes your absurdity down the drain. so who are you trying to fool? probably your own sick self my friend.

    • AyteAbrha July 17, 2014

      Dear Nati,
      Thanks 4 reading and commenting. I could have said many about Amanuel as I know a lot. For the sake of many gentle and matured justice seekers, I prefer to refrain for the time being. I would like to take this opportunity to thank messinas for his kind responses.
      Cheers to everybody

      • Merhawi July 17, 2014

        Meron, when did you get baptized as Ayteabraha, You can’t help it at all when you hear about Amanuel eh? you just get mad instantly! What is these negative campaign all about. Don’t be bitter, mind your own business, everybody knows that your mum’s bar was not far from the ministry of information office in Asmara but your were not a journalist there. Don’t believe your ego and a few spoilers. You are nowhere.

      • nati July 17, 2014

        ayteabraha i know “you wish to have said ‘many’ about Amanuel. but remember truth comes out in the end. and for Gods sake remember many Eritreans have worked with Amanuel Eyasu at one or another point in their lives. that means many do actually know what kind of person he is. either way your attempt is futile. also i would gladly say you are indeed hallucinating if you think people would buy your “for the sake of many gentle and matured seekers” line. let go already.

  • ተወልደመድኅን July 17, 2014

    ብዛዕባ ናብ ኣሰና ዝዚንቢ ዘሎ ክሲ ንግደፎ።ናይ ስራህ ዝሰኣኑ ወይ ኣብ ዕላማ ዝከሰሩ ወይ ከኣ ብቀትሪ ናይ ዝሰከሩ ሰባት ክሲ’ዩ።ኣይተ ዓንደብርሃን ዋጋ ዘይብሉ ጠልቆምቆም ካብ ዝብል ጽግዕ ኢሉ ነገራት ምስትውዓል ምሓሾ።ጽቡቕ እንተከደ መሪቑ ተሓጊሹ ናብ ቦታኡ ምምላስ ከኣ ዘንእድ’ምበር ዘዋርድ ኣይኮነን።ከም መኦኣል ኣይተ ዓንደብርሃን ኣብ ዕላማ ዝኸሰሩ ግን ኣብ ክንዲ ኣብ ሓሳብ ኣብ ሰባት’ዮም ዘድህቡ።ኣሰናድዊ ኣሰና ኣማኑኤልን ኣቶ ዓንደብርሃን ክልቲኦም ካብ ማህጸን ህግ ዚወጹ’ዮም።እቲ ሃደ ንህግ’ን ስሮኣት ኢሳያስ ሱር ምልክነቱ ኣብ ኩሉ ውድብ ህግ ከስፋሕፍሕ ዝሰርሓን ንህዝቢ ኣኤርትራ ናብ ምልክነት ክ ኣቱ ብኩሉ ኩለንተኑ ዘሰርሃ’ዩ።( ኣብነት ክኾነና ዝኽእል፡ብኣቶ የማነ ተኽለገርግሽ ስለያ ህግ ነበር ምልክነት ኢሳያስ ኣብታ ካልኣይ ውድባዊ ጉባኤ ቅልቅል ኢሉ ኣብቲ ጉባኤ ከኣ ጸዲቑሉ።ስለዚ ካብታ ዕለት እቲኣ ንነጀው ትኽ ኢልና ኢና ናብ ምልኪ ኣቲና ዝበሎ )ዝበሎ ።ኣቶ ዓንደብርሃን ግን ኣብኡ ብምስታፉን ነቲ ታሪካዊ ዕለት ንኽምፍጸም ካብ ዝሰርሑ ሃደ ብምኳኑ ይኾርዕ ኢሉ።ኣብ ሃደ ቪድዮ ንወጻእተኛታት ኣኪቡ ዝሃቦ ቃል።ቀጺሉ ኢሳያስ ምልክነቱ ኣረጋጊጹ ክቃወመኒ ይኽእል ዝበሎ ሰብ ኣጻፊፉ ኣሲሩ ኩሉ ንዓይ ይስማዕ፡ኖኣይ ይረኣ፡ኣነ ብዝበልኩዎ ይኽድ።ብዘይካይ ዝኾነ ይኹን ተንከስ ከይብል ዝብል ደፋር መልእኽቲ ክሳብ ዝሕብር ስቕ ኢሉ ይጓዓዝ ኔሩ።ስለዚ ንምልክነት ክውለድን ተወሊዱ ክሳብ ዝዓኩኽ ጽቡቕ ገይሩ ሰሪሑ’ዩ።ኣብ መወዳእታ መለኽቲ ተተቂሞም ከምዝድርብዩ ድሕሪ ተረዲኡ፡ምድርባዩ ከምዘይተርፎ ፈሊጡ።ብዘይካኡ እቲ ንሱ ክሕዞ ዝግበኦ ብደቂ ዒይስራ ይተሓዝ ምስረኣየ ከምዘይረኽቦን ውዒሉ ሃዲሩ ግዳይ’ቲ ክፍ ኣት ከምዝከውን ተረዲኡ፡ክንደይ ነገራት ምስተበላሽወ ህድማ መሪጹ።……..ኣማኑኤል ኣብ ህግ ዝዓበይ፡ነቲ ምልኪ ትንፋስ ክህብ ባገባብ ዝሰልጠነ እንተኾነ፡ኣብቲ ኩነታት ናብዝከፍ አ ዝከደሉ እዋን ግን ተቐላጢፉ ነቲ ስሮኣት ጠንጢኑ፡ኣዛ ኩሉ ዜጋ ብናጻ ዝረከበላ ዌብ ሳይት መስሪቱ፡ንብዙሓት ሰባት ቃለመጠይቕ ገይሩ፡ተሎጊሙ ዚነበር ተመኩሮኡ ዝዛረበሉ፡ተጠሚሩ ዚነበረ ኣኣዳው ዝጽሕፈሉ ኩነታት ፈጢሩ ክንደይ ታሪኽን ጉድን ኣንቢብና።ካብቲ ዝበለጸ ከኣ ነቲ ውዱቕ ዚነበር ቋንቋና ናብ ክመሓየሸሉ ዝክእል፡ማለት ኩሉ በብዓቕሙ ምስጸሃፈ፡ኩሉ በብዓቕሙ ምስ’ንበበ ሓደ ስጉምቲ ንቕድሚት ክኸይድ ኪኢሉ ቋንቋና።ስለዚ ኣብዚ ንለውጢ ዝድለ ዘሎ ቃልሲ ቀዳመይቲ ቦታ ዝሓዘት ዌብ ሳይትን ኣሰናዳኢን ምጽራፍ ዑረት ወይ ባሃይነት’ዩ።…….ኣቶ ዓንደብረሃን ግን ምሁር’ዩ።ምሁር ከኣ ናይ ረብሃን ሃቅን ፡ሕማቕን ዘይጠቅምን ናይ ምፍልላይ ካለት ዘጥረየ’ዩ።ናይ ተበላጺ መርገጽ ዝሓዘ ኣቶ ኦኣንደብርሃን ግን፡ድሕሪቲ ንህግደፍ ምርሕራሑ ስቕ ኢሉ ኣበይ ከምዘሎ ኣይተፈልጠን።ልክዕ መጽሃፈ ጽሒፉ።ኣብቲ መጽሃፍ ከኣ፡ኢሳያስ ምስሰተየ ” ከምታ ዘምጻእኩዋ ከጥፈኣ’የ ኤርትራ ኢሉኒ ” ይብል።እዚ ቃልዚ ተዛሪቡዎ ዘይኮነስ ካብ ግብሩ ቀደም ኣቶ ዓንደብርሃን ኣብ ትሕቲ ኢሳያስ እናሰርሀን፡ኩናት ባድመ ምስወለኦአን ኩሉ’ዩ ፈሊጡዎ።ግን ግብሪ ኢሳይስ ዘይፈለጡ ድቁሳት ስለዘለው ንሳቶም ምእንቲክበራበሩ ነዚ ሚስጢር’ዚ ብቋንቋታት ሃገር ዝጽሕፎ፡ምሁር ተበላጺ ምዃኑ ክሕብር ብእንግሊዝ ጽሒፉዎ።ክንደይ ኤርትራዊ ኣንቢቡዎ ኢልካ ሃቲትካ ዝርከብ ምላሽ ፍሉጥ’ዩ።ምኽንያቱ ኤርትራዊ ናይ ምንባባ ባህሊ የብሉን።ዝኾነ ኮይኑ ብቋንቋ ሃገር ተጻሒፉ ኔሩ ኣንተዝኸውን ገለ መንበቡዎሞ ንገለ ምስተወከሱ በዚ ከኣ ዘይተረድ ኡ፡ደቂሶም ዘለው ገለ ምተረድ ኡ።ንሱ ግን እቲ ዘለዎ ክእለትን ፍልጠት ይኹን ተመኩሮ ንዝዓብዩ ዘለው ወለዶ ኣብ ክንዲ ዝምህር ነጢሩ፡ነቲ ንኸብዱ ዘርብሖ ወይ ምሁርዩ ዘብል ቋንቋ መሪጹ።ብሓጺሩ ብጸገም ህዝቢ ኤርትራ ጁባኡ ከህጥር መሪጹ።ኣብዚ እዋንዚ ዝጸሃፊ መጻሕፍቲ ይኹን ጽሑፋት ንረብሃ ዘይኮነ ቁምነገሮም እቲ ሰኣን ኣፍልጦ ኣብ ገሀንም ንዝነብር ዘሎ ህዝብን፡ነቲ ንምልኪ ከም መልኣኽ ቆጺሩ ዝኸይድ ኣካል መነቓቕሒ’ዩ ክከውን ዘለዎ።ስ…..ስለዚ ኣቶ ዓንደብርሃን በየናይ ሕጋዊ ኣገባብ ይኹን ሞራላዊ’ዩ ን ኣሰና ይኹን ኣስናዳዊኣ ዝዘልፍ።እወ ምሁር ተበላጺ እንድዩ ናቱ ረብሃታት ስለዘይሃለወት ግድን’ዩ ከቆናጽብ።መንከ ክሰምዕ’ዩ።ፍሉጥዩ ኣብዝኾነ ውዕሎ ሃሳብ፡ንረብሃ ኢሉ ዝቐያይር ኣሎ።ኩሎም ኤርትራውያን ከኣ ዝተፈላለ ኣረኣኣያ ሂዞም’ዮም ተበጊሶም።እቲ ፍልልይ’ቲ ከኣ ክሳብ ሎሚ ካብ ምልክነት ናጻ ከንከውን ዝጸገመና።ስለዚ ኣቶ ዓንደብርሃን ኣብ ኣኤርትራ ለውጢ ክርከብ ዘይደሊ ምኳኑ ዘረጋግጾ እንተሎ ነቲ ተቛዋማይ ንምፍልላይ ታርጌት ምውጻእ’ዩ።ንሱ ለውጢ ክመጽእ እንተኾይኑ በቲ ንሱ ዝደልዮን፡በቲ ንሱ ከም ምሁር ኮይኑ ክረኣየሉ ዝደለየ ኣገባብ’ዩ።ከምቲ ኣቐዲመ ዝገለጽኩዎ ኣቶ ዓንደብርሃን ኣብ ቦሎኛ ዚረኣዮ ጽቡቕ ን ኢዱ፡ነቲ ሕማቕ ጎስዩ ክሓልፎ ይግበኦ።ንሕና ደቂ ሰባት ኩሉ ግዜ ጸልማትን ብርሃንን ዝተፈራረቖ’ዩ ልብና፡ኣሰራርሃና ፍትሃውን ዘይፍትሃውን፡ጌጋን ቅኑዕን’ዩ።ኣብዚ ከኣ መብዛሕቱ ነቲ ጽቡቕ ርእዩ በቲ ጽቡቕ ቀሲኑ ነቲ ዝተራእያ ሕማቕ ባገባብን ኣብ መኦኣልቱን እናኣረመ’ዩ ዝጓዓዝ።ኣቶ ዓንደብርሃን ግን፡ኣብቲ ደላይ ለውጢ ተዓዊተ ጽቡቕ ስራሕ ተሰሪሑ ኣብዝበለሉ ዱበላ ብምውዳቑ፡ናብ ዚነበርናዮ ንምምላስ’ዩ ዒላማኡ።ኣብ ሕንፍሽፍሽ ናይ ምእታው ዒላማ ዘለዎም ንሱ ጥራሕ ኣይኮነን፡ኩሎም ኣብ ህግ ዚነበሩን ዝለኦኣለ ሃላፍነት ዝሒዞም ዚነበሩ ዚጥቀምሉ ዘለው ኣገባብ’ዩ።ኣዚ ኣገባብዚ ኣነ ዘይረብሃሉ እንተኾይኑ ኣይረከብ፡ወይ ብድሕረይ ሳዕሪ ኣይብቆላ ኣረኣእያ እንስሳ’ዩ።እዚ ምስረኣየ’ዩ ከኣ፡ወልዱ ተኽለ ተስቶት ዝበሎም።ኣዚ ማለት ነቲ ንኸብዶም ንስልጣኖም፡ንረብሓኦም ብምሕሳብ።ተስታይ፡ኣብ ፍቕሪ ኣየስተባህልን፡ኣብ ጽባሕ ኣይጥምትን።ኣብ ብጾቱ ኣየድህብን፡ነታ ናቱ እለቱ ረብሃ ክረክብ ጥራሕ ኣብቲ ኣብዚ ይብል፡ኣብ ምብላዕ ሓሰር ንብጾቱ ይምንጥል የህድግ፡ንዚነኣሱ ዓሚጹ ባዕሉ ይግብት።ንተስታይ ትህዞ ኣርዑት ጥራሕ’ያ።ነዞም ኣብ ትሕቲ ኢሳያስ ብዘይሕግን ኣገባብን ክሰርሑ ዝጸንሑ ሎሚ ሕጊ ኣምር ዝገብረ ለውጢ’ዩ ዝህዞም።ብዘይካዚ ፍጹም ናይ ጥፍኣት ሃዋርያ ኢዮም።ሃገርና ኣኤርትራ ኣብዚ በጺሓቶ ዘላ ከኣ ኢሳያስ ብዝፈጸሞ ጥራሕ ኣይኮነን።ነቲ ሕማቕ ግብርን፡ተንኮላትን ክፍጽም ስቕ ኢሎም ዝረኣዩን ዚተሃባበሩን ስለዘልው’ያ።ስለዚ ኣቶ ዓንድብርሃን ንሳትኩም ዘይሓተትኩምሉ ፍትሒ ዝሃቱ ዜጋታት።ንሳትኩም ዘይፈሃርኩምዎ ዝፍሕራ ዌብ ሳይታት ተፈጢሮም ስለዘለው፡ነዚ ጽቡቕ ግብሪ ኣብ ሃደ ኩርናዕ ኮፍ ኢልኩም ምምራቕ ዳርጋ ክብረት’ዩ።……ንሳትኩም ብደለይቲ ፍትሒ ተሳዒርኩም ኢኹም፡ብክብረት ስዕረትኩም ምቕባል ከኣ ናይ ወራዙት’ዩ።ንስዕረትኩም ክትክውሉን ዘለኹም ክትመስሉ ኣብቲ ኣብዚ እንተበልኩም ከኣ ኦሮማይ መርከብ ገዲፋትኩም ክትውንጨፍ’ያሞ ብዙሕ ኣይትድከሙ።

    • Selamawi' July 18, 2014

      ኣቶ ተወልደመድኅን ተገዲስኩም እተበርክትዎ ሥራሕ ዝምስገን እዩ፥ ቀጽሉ። ኣብ ናይ ሎሚ ዘረባኹም ግን ሓደ ጉዳም ዝኾነ ዘረባ ጽሒፍኩም። ካብ ጽሑፍኩም ክጠቅስ “እወ ምሁር ተበላጺ እንድዩ ናቱ ረብሃታት ስለዘይሃለወት ግድን’ዩ ከቆናጽብ።መንከ ክሰምዕ’ዩ።ፍሉጥዩ ኣብዝኾነ ውዕሎ ሃሳብ፡ንረብሃ ኢሉ ዝቐያይር ኣሎ” ትብሉ።

      ቀዳሞት ከምስሉ፥ “ዘይተማህረ ኣየድሕን፥ ዘይተወቕረ ኣየጥሕን” ኢሎም ጽቡቕ ምኽሪ መኺሮና። ዝበዝሔ ኤርትራዊ ከኣ ዓቕሚ እንተ ረኺቡ ክመሃር ይጽዕር ኢዩ። ውሻጠ ሕግደፍ (ናይ ቀደም ሓለዋ ሰውራ)”ምሁር ተበላጺ ኢዩ” ክትብል ከላ፥ ካብ ዝተማህሩ ንዝምጽእ ተቓውሞ ክትቆጺ ኢላ ዝመሃዘቶ ሓሶት ኢዩ። እቲ ዜሕዘነኒ ግን፥ ንስኹም ነዚ እትጽሕፉዎ ነገር ክትጽሕፉልና ከለኹም፥ ምሁር ክንዲ ዝኾንኩም ዶኣይኮነ፧ እሞ ንምንታይ ትምህርቲ ምስ በለጽ ኣተሓሒዝኩምዎ፧ ሕግደፍ ንኸይንመሃር ኢላ እትህበና መደንዘዚ፥ ከም ቅቡል ጌርኩም ኣይትውሰዱዎ፥ ሃሳዪ ኢዩ፤
      ኣምሓሩውን፥ የተማረ ይግደለኝ፥ ኢዮም ዝብሉ።

      ዶር ዓንደብርሃን እቲ ኩሉ ብዛዕባኦም ዝበሃል ነገራት (ንኣብነት፥ ዩኒቨርሲቲ ኣሥመራ ኣብ ምፍራስ)ዝፈጸሙኮ ምሁር ስልዝኾኑ ዘይኮነ፥ ናይ ምሁራን ሥራሕ ስለ ዜጕደሉ ኢዮም። ንስኹም ግና፥ ሓደ ኣብነት ምስ ረኸብኩም ንኹሉ በልማማ ትልምጹዎ ኣሎኹም እሞ፤ ገለ ሜማ ምግባር ክትላመዱ ኬድልየኩም ኢዩ እመስለኒ።

      ጸኒሕኩም ዝበልኩምዎ ድማ ስምዑ ክጠቕሰልኩም፥ “ኩሎም ኣብ ህግ ዚነበሩን ዝለኦኣለ ሃላፍነት ዝሒዞም ዚነበሩ ዚጥቀምሉ ዘለው ኣገባብ’ዩ።ኣዚ ኣገባብዚ ኣነ ዘይረብሃሉ እንተኾይኑ ኣይረከብ፡ወይ ብድሕረይ ሳዕሪ ኣይብቆላ ኣረኣእያ እንስሳ’ዩ”

      ኣብዚ ነዊሕ ዓንቀጽኩም፥ ንምሁራንን፥ ንመራሕቲ ሕግ ዝነበሩን በልማማ ዝነቅፍ ርእይቶ ሂብኩም ኣሎኹም። ጌጋ ደኣ ይኽልኣለይ እምበር፤ ተጋጊኹም እብለ።

      ሰላማታ

      • ተወልደመድኅን July 19, 2014

        ዝኸበርካ ሰላማዊ፡
        ቅድሚ ኩሉ፡ኣብ ዕለታዊ ስራሕካ ኣሳልጦን ዓወትን እምነየልካ።
        ብዛዕባ’ቲ ምሁር ተበላጺ ዚበልካዮ ጽሑፍ ኣይክህዶን’የ።ጽሒፈዮ’የ ከኣ።እቲ ቃል’ቲ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ሰራም ስራሁ ንምስላጥ፡ብዘይካ ኡ ዓለም ክረኣየላ ስለዘይደሊ ምስቶም ትምህርቲ ዘይረከቡ ጨጓር ዳንጋ ዝብሎም ኮይኑ ነታ ቃል’ቲኣ ተጠቂሙላስ ብዙሃት በራውር ደቂ ሃገር ኣጥፊኡ’ዩ።ኣነ ግን ነቲ ኣረኣኣያቲ መሰረት ገይረ ኣይጸሃፍኩን።
        ኣነ ዝጸሃፍኩዎ ነቲ ኣረኣእያ ኣቶ ዓንደብርሃን መሰረት ገይረ’የ።ርግጽ’ዩ፡ምሁር ገለ ዝንባሌታት ኣለዎ።እቲ ዝንባሌታት ከኣ ኩሉ ግዜ ከም ሰብ መጠን ናብ ረብሓ ኣቢሉ’ዩ ዝወስዶ።ኩሎም ምሁራት ማህበራዊ ኣረኣእያ የብሎምን።ኩሎም ምሁራት ንረብሃ ኩሉ ዝከውን ሓሳብ የብሎምን።በቲ ዚተመሃሩዎ ጉዳይ ጥራሕ’ዮም ዝግደሱ።ኣብዚ ከኣ እቲ ትምህርቲ ኅልና እንተዘይተሐዊሱዎ ዘበርክቶ ውጺኢት ቅሩብ’ዩ።ብዙሕ ግዜ ትምህርትን ኅልናን እንተተሳንዮም ነቲ ሰብ ሰብ ይገብሩዎ’ዮም።ትምህርቲ በይኑ ወይ ኣቲ ኅሊና በይኑ ኣብዝከደሉ ኣዋን ግን ነቲ ሰብ ካብቲ ክገብሮ ዝግበኦ ንታሕቲ’ዮም ዘውርድዎ።ምኽንያቱ ገለ ርኡያት ጌጋታ ስለዝፍጽም።
        ምሁር ተበላጺ ምባለይ፡ኣብቲ ንሱ ክሳብ ትማሊ ዝሰርሃሉ ዚነበረሉን ኣገባብ ተመርኩሸ’ምበር ኣብ ምሁር ብዘለኒ ጽልኢ ኣይኮነን።እቲ ስራሕ ኣቶ ዓንደብርሃን፡ህዝቡን ካብ ኡ ትምህርቲ ክረኽቡ ዝግበኦም ወይ ተመኩሮኡ ክቀስሙ ዝግበኦም ትግርኛ ናይ ምንባብ ክእለት ጥራህ ዘለዎም ኣንቢቦም ክርድኡዎ ተመኩሮኡን ኣፍልጦኡን ክንዲ ብትግርና ዝትርኽ ነጢሩ፡ነቲ ን ኤርትራዊ ሚስጢር ዝኾነ ጉዳይ ንእንግሊዝ ዝዛረቡ ኣፍሊጡ።ሕጂ ኣብ ኤሜሪካ ወይ ኣብ ኤውሮፓ ዘለው ንፍትሕን መሰልን ዚተሃባበሩዎ እንተኾይኖም ወይ ብ ኣታቶም እቲ ዝድለ ለውጢ ዚመጽእ እንተኾይኑ ክንርኢ ኢና።ቀጺለ፡ንሱ ሚዛን ማለት ናይቲ ተቃዋምን ደጋፍን ክሳብ ጽቡቕ ገይሩ ዚንጸረሉ ውራይ ጉዳዩ’ዩ ክገብር ጸኒሑ፡(ጉዳይ ብእንግሊዝ ዝተጻሕፈ መጽሃፉ )።ሚዛን ተቃዋሚ ደንፊዑ፡ስርዓት ህግደፍ ነቕነቕ ኣብዝበለሉ ኩነታት ከኣ ቅልቅል ኢሉ።
        ስለዚ እዘን ክልተ ኣብነት ብምግባር’የ ነታ ዘይፈትዋ ይኹን ዘይቅበላ፡ኣብ ትሕቲኣ ኮይኑ ኣቶ ዓንደብርሃን ንነዊህ ዝሰርሃላ ጭርሖ ዝደጋገምኩዋ።
        ደሃር ከኣ ቃላት ዝሰማዕናዮም ይኹን ኣብዘይተረደኣና ኣዋን ዚደጋገምናዮም ፍጹም ካብ ኅሊናና ስለዘይርሕቑ ኣብ ገለ እዋናት ንገለ ሰባት ትወቅሰሎም።
        ዝኸበርካ ሰላማዊ፡ኣነ መጻህፍቲ ኣንቢበ ዶክቶራት ዚሃቡኒ ምስ ምሁራት ዘስርዕ ትምህርቲ የብለይን።እቲ ዝረከብኩዎ ትምህርቲ ናይ 12 ክፍሊ ጥራሕ’ዩ።ኣዚ’ውን ነታት ስለዘይጠዓመ ናይ 12 ክፍሊ መልቀቒ ፈተና ኣይተካፈልኩዎን።ግን እቲ ኣብ ሃገረይን ኅብረተሰብ ኣኤርትራ ዝጠቀመሉ ይኹን ኣብ ኣኤርትራ ዘሎ ኩሉ ሚሁሩኒ’ዩ።ተማሃራይ ምኳን፡ምጉሳይ፡ምሕራስ፡ምንጋድ።ምግዳል፡ኣኣዱግ ጽዒንካ ምትባዕ፡ኣባቕል ጽዒንካ ምኩኳብ፡ገመል ምስሓብ፡መሸላ ምሕላው፡ዓጺድ፡መኼዳ፡ምውራድ መርዓ፡ኣብ ጎሎጎዛ ምስ ዓርኪ መሓዛ ምስሃቕን ምጽዋትን ምስ ኦኣበይቲ ምዕላልን ዚብሉዎ ጽን ኢልካ ምስማዕን ካልእን ዚኣመሰሉ ብግቡእ ተጠቂመሉ’የ።ኤርትራ ካብ ባዳ ክሳብ ባድመ፡ካብ ሕስመት ክሳብ ኣምበሳ ገለበት ዘሎ መሬት ብእግረይ ዘዊረ ህዝቡን መሬቱን ዚ ኣክል ትምህርቲ ሂቡኒ’ዩ።እዚ ትምህርቲ’ዚ ባጀላ ወይ ሰርቲፊኬት ዘይብሉ እንተኾነ ኅልናይ ናብ ጽቡቕ ከምርሖ ሓጊዙኒ ሚሂሩኒ’ዩ።እዚ ትምህርቲ’ዚ ከኣ ካብ መጽሃፍ ዚወሰድኩዎ’ሞ እቲ ጽሑፍ ኅሊናይ ቀይሩለይ ዘይኮነ ካብቲ ካብ ነዊሕ ዘማዕበኩዎ ኅልናይ ትኽ ኣቢለ ሎሚ ምእንቲ መሰልን ክብሪ ደቂ ሰባትን ምእንቲ ረብሃ ኩሉ ቃላት ከስፍር ሃጊዙኒ’ዩ።
        ወድሃንካ

  • Meretse Asmelash July 18, 2014

    ክቡር ሓው ተወልደመድህን
    ዝጸሓፍካዮ ሪእቶ ኣንቢበ “ግሩም” ዝወጾ ዘይብሉ ጽሑፍ ኢለ ከኣ ክሓልፍ ሓሲበ ኔረ። እንተኮነ ግን፡ ሕልናይ ሓደ-ክልተ ቃል ወስ ከብል ስለ ዝደፍእኒ እንሆ፡
    መጀመርያ– መን’ሞ ከም ኣማኒኤል እያሱ!!!!
    ካልኣይ– ምንቅስቃስ መድረክ ምስ ህሉው ኩነታት ኤረትራ ዘይከይድ ፡ ዘየሳኒ (ዘርኢ ብቝሊ ሓሙሳታት-ሱሳት) ሒዞም ውልቃዊ ረብሓታት ንምዕዋት ንየዎ ነጆው ክብሉ ምስ ፈተኑ ፡ ብደለይቲ ፍትሒ ጕዶም ምስተቀልዔ ፡ ዝሕዝዎን ፣ ዘንብርዎን፣ ዝብልዎን ጠፍእዎም ምህላዉ ንኩሉ እዃ እንተዘይበልና ንመብዛሕትኡ ህዝቢ ግን ዃዕ ኢሉ በሪሁ ዘሎ ሓቒ’ዩ። ስለዚ- እንታይ ደኣ ክብሉ? ገና ፡ እወ ፡ ገና ብመንገዲ መስከረም.ካም ዓረርትኦም ክቅጽሉ ምዃኖም ዘይምዝንጋዕ። ናይ ደገ ኣየር( ካብ ኤረትራ ወጻኢ) ንመን ነጻ ትንፋስ ዘይለገሰ? የዅድዱ ክሳብ ሰባት ሰፍ ዘይብል ገበናት ኣብ ውሽጢ ሃገር ፈጺሞም ከብቕዑ፡ ካብ ኤረትራ ጥራሕ ብምውጽኦም ሓጥያቶም ከምዝተቐንጠጠ ጌርም ዝወስድዎ ብዙሓት እዮም። እንተኮነ ግን ኣብ መጻኢት ኤርትራ ወይልኦም!!!

  • Meretse Asmelash July 18, 2014

    መአረምታ፡
    please read የዅድዱ ክሳብ መዓልቶም።

  • tihisha July 24, 2014

    ዝክበርካ ኣቶ ኣማኑኤል
    እትገብሮ ዘሎካ ናይ ራዲዮ መቃልሕ ክይመሰጠኒ እተረፈን፥ ነቲ ደረት ኣልቦ ስቕያት ኤርትራዊያን ኣብ ሲናይ ንኣእምሮ ብዝርብሽ ዲምጺ ስቕያት ይሰምዖ ኣለኹ፡ ንግዳያት ፍትሒ እናተመነኩ ንዓኻ ንኣዳላዊ ግን ሕቶ ወይ ርኢቶ ኣሎኒ።
    አስኻ ንግዳታት ብኸመይ ብስልኪ ትረኽቦም ኣሎኻ። ቑጽሪ ስልኮም ክ መን ይህበካ። ይቐንየለይ።

1 4 5 6

POST A COMMENT