Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ንሕማቕ ዕላማ ዝተሓስበ ‘ልግሲ’ ካብ ‘መደበር ሓሶት’

ኣብዚ ስርዓት ህግደፍ ናይ ወጻኢ ባጤራ ተጸንቂቑዎ ነቀይ-ነቀይ ዝብለሉ ዘሎ ቀውጢ እዋን፡ ኣብ ኤርትራ ካብቲ ዝርካቡ ሕንኳዅ ቆፎ-ባንካ ብዘይተጕላባ ባጀት ዝስልዓሉ ትካል እንተልዩ መረኸቢ ብዙሃን ህግደፍ፡ ብፍላይ ድማ ‘ቲቪ-ኤረ’ እዩ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT