Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ንኣቦ መንበር ተሓኤን ኣቦ መንበር ማእከላይ መሪሕነት ኤዲኪን ተጋ, ሑሴን ከሊፋ ኣብ ርእሰ ከተማ ኢትዮጵያ ኣዲስ ኣባባ ድሙቕ ኣቀባብላ ገይርሉ።

[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2016/02/News-EDA-Tig.pdf"]

aseye.asena@gmail.com

Review overview
7 COMMENTS
  • Gebru Tekhlay February 22, 2016

    ኣየ ወያነ ኣብ ሰማንያን ሓደን ደፊኦም ካብ ሜዳ ኤርትራ ኣውጺኦሞም ኣብ ክልተ ሽሕን ዓሰርተ ሽዱሽተን ኣብ ኢትዮጵያ ተቐቢሎሞም።ወይ ጉድ በለት ኣሞይ ጽርሃ።ኣሞይ ጽርሃ እምን ቀደም ወያነ ትጸልእ ኔራ ድሕሪ “ነጻነት” ምፍራሞም ግን ፈትያቶም።

  • k.tewolde February 23, 2016

    welcome veterans.Redeem yourselves this time around.

  • hp February 23, 2016

    ኢታ ቁልዒ ቃልሲ ኣብ ቦታኣ ኢያዘላ።ንፋስ ኢንተረኺባ ግን ገሃጽ ክትብል ኢያ።ገለ ተዛቀርቲ ኢንታይ ይብሉ ይመስለኩም? “ሓንቲ ኦም ካብቲ ዝሻብብ ሓዊ ስለዘይተኣልየት ፖሊስ ኣሲሮማ”ይብሉ።ኢሞ! ማእሰርቲ ኢሰያስ ኣብ ቅድሚ ሕጊ ናይግድን ኢዩ ።ስለዚ፡ለባም ኢንተኾይኑ ከሎ ገና ኢተኣለ።

  • Tewolde February 24, 2016

    Abulhus:mayekfik haqel abayne wo ayumen? Higi ke Men terifuka?

  • ኣርዓዶም February 24, 2016

    ስራሕ ዝሰኣነት ፈላሲትስ ቆብዓ ቐዲዳ ትሰፊ፡ ይብሉ፡ ሕጂ ድማ ስራሕ ተረኺቡስ፡ ነዞም ንሓይሊ ቓልሲ ክገማምዑ ዘመናት ዘሕለፉ፡ ካብ ህግደፍ ዘይሕሹ፡ ኣብ ምትካል ኢስላምያ እምበር፡ ሓባራዊ ስራሕ ዘይኣምኑ፡ መራሕቲ ተ ሓ ኤ ብሃልቲ፡ ብኸምዚ ተቀቢልናዮም ብኸምዚኣስተ ኣናጊድናዮም፡ ናብ ስርሖም ተመሊሶም፡ ምባልስ እንታይ ዓይነት ስራሕ ኢዮም ተመሊሶም። ምናልባት እታ ርክብ ኣናጹ ተኮይኑ፡ ስርሖም ሎሚ ሳላ ርክብ ኣናጹ ዝገበሩ፡ ድሒኖም እምበር፡ ንህግደፍ ክጥሕሩ፡ ህዝቢ ክእክቡን ተቓወምቲ ኣብ ሓደ ከስርሑን እንተዝርከቡ፡ ህግደፍ ፍጹም ኣይምለቐቖምን። እዚኦም ግን ኣጀንድኦም ህግደፍ ይሃሉ ኣይሃሉ ብዘየገድስ፡ ምስፍሕፋሕ ኢስላምያ ኢዩ ሕልሞም። እምበር ሕልሚ ሓርነት የብሎምን። ተዝህልዎም፡ ንሓይሊ ቓልሲ፡ ዓመታት ክቖጽይዎ ኣይምነበሩን።
    ብዝኾነ ግን እኵዕ ኣንጭዋ ብሰላም ፈነወቶም።

    • AHMED SALEH !!! February 25, 2016

      Dehan tefalitna Alona beal men iyom haki deki Deleyti fithi izi hawna.
      Aslam eba Christian eba zibl shitara temahirnalu Alona bizeyghdes kab
      ayenay shenekh mukhanka .
      Usubat HGDFn usubat hulufat WEYANEn mehazutomn uka bkedemu kem zelewuna aysehatnayon ayte Aradom .

  • rip February 24, 2016

    The Ethiopian government and people are helping Eritreans in time of need, and we must thank them.
    Ethiopia is home to many veteran fighters, artists and politicians.
    The Ethiopian government helped Wedi Ali’s family and now this , and it is great.

POST A COMMENT