Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ንውጽኢት መርማሪ ኮምሽን ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ደገፎም ንምግላጽ ካብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ኤውሮጳ ብመካይንን ነፈርትን ናብ ጀነቫ ዝወሓዙ ልዕሊ 5 ሽሕ ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ ኣብ ጀነቫ ታሪኻዊ ሰላማዊ ሰልፊ ኣካይዶም።

ንውጽኢት መርማሪ ኮምሽን ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ዘለዎም ደገፍ ንምግላጽ ከምኡ ‘ውን ንምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ንምዅናን፣ ካብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ኤውሮጳ ብመካይንን ነፈርትን ናብ ጀነቫ ዝወሓዙ ዕዕሊ 5 ሽሕ  ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ፣ ሎሚ

ንውጽኢት መርማሪ ኮምሽን ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ዘለዎም ደገፍ ንምግላጽ ከምኡ ‘ውን ንምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ንምዅናን፣ ካብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ኤውሮጳ ብመካይንን ነፈርትን ናብ ጀነቫ ዝወሓዙ ዕዕሊ 5 ሽሕ  ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ፣ ሎሚ ዓርቢ  26 ሰነ 2015፣ ኣብ ታሪኽ ተቓወሞ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ብብዝሑን ዓይነቱን ውዕዉዕነቱን ፍሉይ ኣገዳስነት ዘለዎ ዕዉት ሰላማዊ ሰልፊ ኣካይዶም።

ፍርቂ ናይቶም ሰልፈኛታት፣ ካብ መተኣኻኸቢ ቦታ ተበጊሶም ንመርማሪ ኮምሽን ውድብ ሕቡራት ሃገራት ዝድግፍ ንምልካዊስ ስርዓት ኢሳይያስ ዝዅንን ጭርሖ እናስምዑ  ብማእከል ጎደናታት ጀነቫ  ናብ ቤትጽሕፈት ኮምሽን ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣምሪሖም። ኣብቲ ቦታ ምስ ዝጸንሑዎም ካልኦት ኣሽሓት ደለይቲ ፍትሒ ተጸንቢሮም ከኣ ውዕዉዕ ሰላማዊ ሰልፎም ቀጺሎሞ።

ሓደ ነቲ ናይ ሎሚ መዓልቲ ታሪኻዊ  ሰለማዊ አልፊ ፍሉይ ዝገብሮ፣ እቶም ናይ ሎሚ መዓልቲ ተሳተፍቲ ልዕሊ 90 ሚእታዊት ኣብዚ ቐረባ ዓመታት ካብ ኤርትራ ዝተሰደዱ መንእሰያት ክኾኑ ከለዉ፣ እቲ ጸብጻብ መርማሪት ኮምሽን ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣማን ብኣማን ሓቂ ምዃኑ ብኣካል ተረኺቦም ብዘየወላወል መንገዲ ምምስካሮም እዩ።

S1290020

 

 

 

 

 

 

 

 

S1290024
S1290019S1290016S1290018ክቡራት ተኸታተልቲ ኣሰና ሰፊሕ ዜናን ናይ ቪድዮ ምስክርነትን ኣብ ቀጻሊ ከነቕርበልኩም ኢና።

 

aseye.asena@gmail.com

Review overview
82 COMMENTS
  • Harnet June 26, 2015

    Egziabher misakum Yikun!!!

  • Harnet June 26, 2015

    Thank you Amanuel for reporting from Geneva!!!

  • Selamawi June 26, 2015

    ሽግ ሓርነትና ክትደምቕ ጀሚራ ክንብል እምበር! ተቓወምቲ ሕግደፍ ብውሑድ ዓቕሞም ከምዚ ካብ ገበሩ፥ መንግስቲ ሸፋቱ ደጊም ብሓሳብ ተሳዒሩ እዩ። እጂ ዝተርፈና ዘሎ፥ ኩላትና ተኣኪብና፥ ብሓደ ተጠሪፍና፥ ንዓድና ገጽና ክንግስግስ ኢዩ።

    ጀነቫ፣ ኣዲስ ኣበባ፥ ምስ እስራኤኡ ኩላተን ሓደ እየን ዝዛረባ። ንጉጅለ ሸፋቱን ነቶም ግጉያት ደገፍቶምን፥ ሪምና ምለሱልና፥ ቤትና ግደፉልና፥ መሰልና ሃቡና፥ ባይቶና ክንተክል፥ ብሕጊ ክንመላለስ፥ ብሰላም ክንነበር፥ ኢድኩምን እግርኹምን ሓዙልና ዝብል ሕዝባዊ ማዕበል ኢዩ።

    ነቶም ኣብ ኣኼባ ሕቡራት ሃገራት ዜሕፈሩና ኣምባሳደርን ነቶም ኣብ ሆቴላትን ኣብ ጸርግያታትን ዜፈራርሑ ናይ ከተማ ሸፋቱን፥ ልቦም ክቕየረኦም፥ ናብ ሰቦም ክሕወሱሞ፥ ኣብዚ ናይ ለውጢ መኣዲ ክሳተፉ ትምህርቲ ዝኸውን ሰፊሕ ሕዝባዊ ማዕበል!

    ነቶም ኣብ ሊብያ ዝተሓርዱን፥ ነቶም ኣብ ኢድ እኩያን ዘለዉን፥ ነቶም ኣብ ቤት ማእሰርቲ ዝሳቐዩ ዘልዉን፥ ነቶም ኣብ ፈቖዶ ምዓስከራት ስደት ዝሳስቐዩ ዘለዉን፥ ነተን ሕሱማት ሰባት ዝዕምጹወን ዘለዉ ኤርትራውያት ኣሓትናን፥ ነቶም ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ዝርከቡ ኣቡነ እንጦንዮስን ካልኦት ዘመደ ክህነትን ብሓዘን ኣንዳዘከርኩ፥ ኣምላኽ መዓልቲ ሕግደፍ የሕጽረልና። ኣሜን!

  • mohammedsiraj Abubeker June 26, 2015

    Good job

  • Kabbire June 26, 2015

    Viva Geneva, job well done.

    • Kabbire June 26, 2015

      ጀጀኔባ፤ ኣኹሪዕኩሙና !!

  • Esur b senselet June 26, 2015

    While this is ongoing, inside Eritrea it has been blackout almost now completing its 3rd week.

    It started a week before the Geneva conference and still continues may be until the decision is to be given.

    However, this seems a deliberate act of the government to block people from observing and interacting the genev Eritrea case through mass media.

    Time will tell when the elctricity comes alive three or four days after this decision which simply adds to its dark acts.

    esurbsenselet

  • Mahmoud June 26, 2015

    Why anyone wants his or her country to be sanctioned ? What about your people so you rather see your people suffer

  • daniel June 26, 2015

    god job guys ,we are proud of you from canada

  • fetsum abraham June 26, 2015

    Fantastic effort at z right time. Thank u very much for this and I hope this effort will be in effect all over the world to enhance the momentum before it dies out. We are close to victory and God will help. would be fantastic to do it in NYC asap and I hope this will be do.

  • daniel June 26, 2015

    i have seen the big demonstration against Eritrean Hitler ,we are very proud of you keep up the good work .all of us from fort Mcmurray Canada.

1 2 3 8

POST A COMMENT