Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ንውጽኢት መርማሪ ኮምሽን ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ደገፎም ንምግላጽ ካብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ኤውሮጳ ብመካይንን ነፈርትን ናብ ጀነቫ ዝወሓዙ ልዕሊ 5 ሽሕ ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ ኣብ ጀነቫ ታሪኻዊ ሰላማዊ ሰልፊ ኣካይዶም።

ንውጽኢት መርማሪ ኮምሽን ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ዘለዎም ደገፍ ንምግላጽ ከምኡ ‘ውን ንምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ንምዅናን፣ ካብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ኤውሮጳ ብመካይንን ነፈርትን ናብ ጀነቫ ዝወሓዙ ዕዕሊ 5 ሽሕ  ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ፣ ሎሚ

ንውጽኢት መርማሪ ኮምሽን ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ዘለዎም ደገፍ ንምግላጽ ከምኡ ‘ውን ንምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ንምዅናን፣ ካብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ኤውሮጳ ብመካይንን ነፈርትን ናብ ጀነቫ ዝወሓዙ ዕዕሊ 5 ሽሕ  ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ፣ ሎሚ ዓርቢ  26 ሰነ 2015፣ ኣብ ታሪኽ ተቓወሞ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ብብዝሑን ዓይነቱን ውዕዉዕነቱን ፍሉይ ኣገዳስነት ዘለዎ ዕዉት ሰላማዊ ሰልፊ ኣካይዶም።

ፍርቂ ናይቶም ሰልፈኛታት፣ ካብ መተኣኻኸቢ ቦታ ተበጊሶም ንመርማሪ ኮምሽን ውድብ ሕቡራት ሃገራት ዝድግፍ ንምልካዊስ ስርዓት ኢሳይያስ ዝዅንን ጭርሖ እናስምዑ  ብማእከል ጎደናታት ጀነቫ  ናብ ቤትጽሕፈት ኮምሽን ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣምሪሖም። ኣብቲ ቦታ ምስ ዝጸንሑዎም ካልኦት ኣሽሓት ደለይቲ ፍትሒ ተጸንቢሮም ከኣ ውዕዉዕ ሰላማዊ ሰልፎም ቀጺሎሞ።

ሓደ ነቲ ናይ ሎሚ መዓልቲ ታሪኻዊ  ሰለማዊ አልፊ ፍሉይ ዝገብሮ፣ እቶም ናይ ሎሚ መዓልቲ ተሳተፍቲ ልዕሊ 90 ሚእታዊት ኣብዚ ቐረባ ዓመታት ካብ ኤርትራ ዝተሰደዱ መንእሰያት ክኾኑ ከለዉ፣ እቲ ጸብጻብ መርማሪት ኮምሽን ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣማን ብኣማን ሓቂ ምዃኑ ብኣካል ተረኺቦም ብዘየወላወል መንገዲ ምምስካሮም እዩ።

S1290020

 

 

 

 

 

 

 

 

S1290024
S1290019S1290016S1290018ክቡራት ተኸታተልቲ ኣሰና ሰፊሕ ዜናን ናይ ቪድዮ ምስክርነትን ኣብ ቀጻሊ ከነቕርበልኩም ኢና።

 

aseye.asena@gmail.com

Review overview
82 COMMENTS
  • Reshan June 27, 2015

    እዚ ኣብ እስራአል ኣብ ስዊዘርላንድን ኢትዮጵያን ዝትገብረ ሓያል ሰላማዊ ሰልፍታት ንኹሎም ደለይቲ ፍትሒ ዓቢ ናይ ብርሃን ጩራ ንህግዳፍን ኮራኹሮምን
    ካኣ ዓቢ ናይ ግሃነብን ጭንቐትን ምኾኑ ዘጣራጥር ኣይኮነን፡ እቲ ዓቢ ስጋት ዝፈጥረሎም ግን ካብ ኩሉ ንላዕሊ ከመይ ጊሩ እዚ ኹሉ ሰብ ክጥርነፍ ኪኢሉ?? ዝብል ሕቶ ኮይኑ፡ እቲ ከይደቐሱ ከውጽእዎ ዝኽእሉ መደባት ካኣ፡
    ንምብትታን ተቓወምቲ ክንደይ ገንዘብ ይኣኽለና? ንበዓል መን ኢና ብገንዘብ ኣታዓሻሺና ንኸስቦም? ማለት እዚ ኣብ ዓለም ዝፍጠር ዘሎ ሓድነት ናይ ህዝቢ ንፍትሒ፡ ዘድሊ ገንዘብ ጠፊኡ ፋሕ ጭንግራሕ ክኣትዎ ኣለዎ ወዘተ ኢዩ። too
    Late, ነቶም ኣጋይጾም ዝነብሩ ሰኽራማት ሰበስልጣን ህግደፍ ዳኣ መቓነይ ይኹኖም’ምበር ሕጂስ ባረጊት ሽጣሮኦም ዝታለል ብጣዕሚ ውሑድ ትርጉም ዘይብሉ ምናምን እዩ፡ ግን ኒሕና ኻኣ ነዚኦም ኣለሊና ካብ ምግላጽ ዕጥቕና ኣይንፍታሕ፡ ኣብ ታሪኽ ናይ ክድዓት ማዝገብ ካብ ምምዝጋብ ድሕር ኣይንበል። ምኽንያቱ ኣብ ምጽናሕ ናይ’ዚ ዘስካሕክሕ ጉጅለ ገዛኢ ሓይሊ ዓቢ እጃም የበርክቱ ስለ ዘለው። ኣብዚ ቕልሲ ሓድነትና ወሳኒ ናይ ዓወትና’ዩ።

  • seghid June 27, 2015

    Well done.95% youth.but hgdef are 95% women Who did not expreinced the harish situation in eritrea. so they do not have the right to say eritrea is good.

  • saron Bereket June 27, 2015

    Wow, I am sooooo…proud

    • towedeberhan weldedawit June 27, 2015

      Very good Saron. I am proud of you.

  • Akal June 27, 2015

    Congratulations Justice seekers. Kudos to all those in the peaceful demonstration.
    The world hears clear. The question Does the dictator and his minions hear? I doubt it. The only language they hear is another bigger demonstration in “Godena Harinet” in Asmara Xaeda, probably wit addition of the kind of action done around referendum time. Remember that time where they dragged the lying maestro and dictator Issaias from his office by his collar of his shirt? Lets think of that. With unity and determination and inner organization it can be done and WILL BE DONE, by the will of almighty God.
    Peace.

  • mm June 27, 2015

    Viva Meneseye Medrek nateka eya. Ketewet eka. Fight hard never let up.

  • ERITRAWIT June 27, 2015

    Kemtey Nasnet maltey ztehago-snawo eu ezey maltey zee.Hzbey maltey akelew eu. aynzhalo netey ab weshtey goda-gudey zsake zelo!!!!!!
    Ab Mulu Alem zeleka Delay Fthey Selamtay Ybsahka!!!!!!

  • michael June 27, 2015

    I am so proud of this demonstration! Even if I am Faraway from Geneva spiritually I am with my People I wish Next will be in Our Beautiful City Asmara Soon.

  • Solomon Mengsteab June 27, 2015

    Asey Asey ata wuxue hzbey fthi znegselu diktator srat iseiasn ms korakuru nab hgi kqeribom asbi gebenom zkqbelulu seat ab mkalu sle zkone slezi ata wuxue hzbey ajoka nbat adetatka ktdbs kab vaires hgdefawian tetenkqikqka ab hade hasab semirka kqalska aberte selezi awetka nay gdn eyu awet ndeleyti selam awet ndeleyti fthi awet nztegfea nztechekqone nztebedle hzbi eritrea. !!! Wdkqet nsrat hgdef.

  • joni Jonimo June 27, 2015

    This is just a beginning. We will see the brutal go down to hell

  • ምስግና ክፍላይ June 27, 2015

    ኣጆኹም ደቂ ኤረይ ኢደይ ኢድካ ንበል እዞም በላዕቲ ሰብ ዕምሮም ክሓጽር እዞም ጠላማት ሕድሪ ሰማእታት ካብ ሱሮም ክማሓው ኢዮም ኣጆኹም ኣጆና።

POST A COMMENT