Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኢሳያሳዊ ምንቃጽ/ምድራቕ ፍልፍል ኤርትራውነት፡ ውዲት ንትግባረ ኢትዮጵያዊ ኢስትራተጂ “ኤርትራ መሬታ’ምበር ህዝባ ኣይድልየናን ኢዩ” – ቀዳማይ ክፋል

ኣብቲ ንናጽነት ዝተገብረ ነዊሕን ጽንኩሩን ተጋድሎ፡ ኣብ ገጠር ይኹን ኣብ ከተማ ዝነብር ዝነበረ ሓፋሽ ህዝቢ ኤርትራ ዝተጻወቶ ተራ መዋዳድርቲ ኣይርከቦን ኢዩ እንተተባህለ ምግናን ኣይኮነን። ቑልዒ ሓዊ ገድሊ ከይጠፍእ ደጒሉ ዘሕደረ፣ ሰውራ ዘዕቖበ፣ ተጋዳላይ ዘዐንገለ፣ ምስጢር

ኣብቲ ንናጽነት ዝተገብረ ነዊሕን ጽንኩሩን ተጋድሎ፡ ኣብ ገጠር ይኹን ኣብ ከተማ ዝነብር ዝነበረ ሓፋሽ ህዝቢ ኤርትራ ዝተጻወቶ ተራ መዋዳድርቲ ኣይርከቦን ኢዩ እንተተባህለ ምግናን ኣይኮነን። ቑልዒ ሓዊ ገድሊ ከይጠፍእ ደጒሉ ዘሕደረ፣ ሰውራ ዘዕቖበ፣ ተጋዳላይ ዘዐንገለ፣ ምስጢር ሰውራ ዝዓቀበ፣ ሂወት ደቁን ሂወቱን ንሰውራ ዝለገሰ፣ ንጸላኢ ብዘይዕጥቂ፡ ብጥበብን ብልቦናን ዝመከተን ዝሳዓረን፣ ኮታ ብሓፈሽኡ፡ ንሰውራ ኣብ ማእገሩ ሓንጊሩ ናጽነት ኤርትራ ክውን ዝገበረ ህዝቢ ኢዩ። ኣብዚ ጽንኩሩን ነዊሕን ጉዕዞ ሰውራ እዚ፡ ህዝቢ ኤርትራ ኩሉ-መዳያዊ ከቢድ ዋጋ ኢዩ ከፊሉ። መንእሰይ ኤርትራ፡ ካብ ጻት ንጻት፡ ዝሸምገሉ/ዝዓበዩ ወለዱ ጠዋሪ ዘይብሎም ራሕሪሑ፣ ወላዲ፡ ትሕቲ-ዕድመ ደቁ ኣለይቲ ዘይብሎም ገዲፉ፣ ተማሃራይ ትምህርቱ ገዲፉ፣ ጓሳ መጋስኡ ጠንጢኑ፣ ሸቃላይ ስርሑ ሓዲጉ፣ ናጽነት ኤርትራ ክውን ንምግባር ናብ ሰውራ ብቐጻሊ ን30 ዓመታት ወፊሩ። ብዓሰርተታት ኣሻሓት ዝቑጸሩ ኤርትራውያን ሂወቶም በጃ ናጽነት ከፊሎም፣ ብዓሰርተታት ኣሻሓት ዝቑጸሩ ሰንኪሎም፣ ካልኦት ብዓሰርተታት ኣሻሓት ዝቑጸሩ’ውን ተመቍሖም። ኤርትራዊ ንብረት በሪሱ (ዓድታት ነዲዱን ባዲሙን፣ ከተማታት ዓንየን፣ ትሕተ-ቅርጽታት ፈሪሱን ዓንዩን፣ ጥሪትን ኣግራብን ኤርትራ በሪሱ)። ስለዚ፡ ናጽነት ኤርትራ፡ እዚ ኹሉ ኩቡር ዋጋ ዝተኸፍሎ ዓወት ኢዩ ነይሩ። ስለዝኾነ፡ ናጽነት ኤርትራ ኣብ 1991 ብግብሪ፡ ኣብ 1993 ካኣ ብሕጊ ምስተረጋገጸ፡ ህዝቢ ኤርትራ ናይቲ ኩሉ ዝኸፈሎ መስዋእቲ፡ ደበስ ዝድበሰሉ መድረኽ/መዋእል ተፈጢሩ ኣሎ ዝብል ተስፋ ነይሩ ኢዩ።

 

 

aseye.asena@gmail.com

Review overview
17 COMMENTS
  • ዝበረቐ ጽሓየይ February 22, 2019

    ነዊሑስ ኣንቢበ ክውድኦ ኣይክኣልኩን፠ እንታይ እዩ proximamente/coming soon ድዩ ?

    • Haregot February 22, 2019

      ZibereQe/Tsehayey, I love your “Asmarino” sense of humor, Preximamente/coming soon to cinema Dante, Asmar Impero, Capitol, Roma and Croche rosa, indeed. You are a real warmth and light to assenna.

      • Haregot February 22, 2019

        correction: please read as cinem Asmara, Impero and so on…………. many thanks.

        • Haregot February 22, 2019

          Sorry I also forgot cinema Odeon which is presently closed I believe! There was nothing preximamente/coming soon to cinema Hamassien though, was there?

  • ዝበረቐ ጽሓየይ February 22, 2019

    ክቡር Haregot
    እቲ ጸገም እንታይ ድዩ እመስለካ , እቲ humor & culture ናይ ህዝብና ናብ “ኣብ ሳሕል ክንድዚ ጦር ቀቲልና” ስለዝተቐየረ ብጀካ ከምዚ ከማኻ ዝኣመሰለ brilliant “እንታይ እዪ ዝብል ዘሎ እዚ ዓጃው?” እዩ ዝብል…By the way ቺነማ croce rosa ኣብ ናይ ላዕሊ ኣቲኻ ዶ ትፈልጥ…ha..ha..ha..ንስኻ ጥራይ ትርድኣ humor.

  • Hagherawi February 22, 2019

    ዝበረቐ ጽሓየይ aka Cow Face ,
    Haregot aka Hargetz Teckay

    ናይ ብሓቂ ጨለታት እኹም።
    ደቂ ኣስመራ ክትመስሉ እትገብሩዎ ዕላል ኣይጣዓምን። እዛ preximamente ሰሚዕናያ ኣይኒፈልጥን። እታ ደቂ ኣስመራ ዝፈልጡዋ Prossimamente ኣያ።
    እይተ ስየ ፥ መምህር ናይ ትግሪኛ እኻ ትመሲል።
    ግን እተን ከም ሓረጎት ዝጻሓፍካየን ጌጋ ቓላት ጥልያን ፥ ምን ሙኻንካ ግምት ይህባ እየን።

    • aditekelezan February 23, 2019

      HAGHERAWI,
      ሓቅኻ prossimamente እዩ ዝብሃል…እቲ ጸገም እንታይ ድዩ መስለካ….መስተውዓልን ወዲ ሃብታምን ምኽዋን ጥዑም እንድዩ ብዙሓት ሃገራትን ቋንቋታትን ስለዝፈልጥ ምስቲ ስፓኒሽ ተሓዋዊሱኒ እዩ . Es que en espanol dicen proximamente y es casi similar con italiano muchas disculpas.
      Tu hermano y paisano
      Aditekelezan
      God I am good..eh..

  • aditekelezan February 23, 2019

    “እታ ዓጋመ ትብል ሽም ኣትሪፎምለይሲ ጉህየ”

    ንዓመታት በቲ brilliant & wise common senseይ ንህዝበይ ከንቅሖ ከም ዝኸረምኩን ዝሓገኹን ናይ ኣደባባይ ምስጢር እዩ. ነቲ ሓቀኛ ታሪኽን ጽውጽዋይ ናይ ገድሊን ዘይተራእዮምን, ገለን ድማ እዚ ኹሉ ህዝቢ ኣጥፊእናስ ዋላ እቲ ብረት ሒዝካ ኾለል ምባል ጌጋ ይንበር እምበር ኢሎም ክዉንነት ክቕበሉ ዘይደልዩ ኣህዛብ ብኢሜይል ይኹን ብቴሌፎን ጌሮም “ኣታ ኸዳዕ ኣታ ዓጋመ” እናበሉ ዉሕ ዉሕ ዝበሉ ብዙሓት ኔሮም…ዳርጋ ክልተ ዓመት ይገብር ግን እቶም exact ሰባት ደዊሎምን ብኢሜይልን ንስኻ ተባዕ ኤርትራዊ ኢኻ ብኸመይ እቲ ኹነታት ኣቐዲምካ ተረዲእካዮ ይብሉኒ.ኣነ ድማ well,ዓሻ ድምበዛናይ ልቡ ከም ሃገሩ እንድዩ እብሎም (እሕሕ),,,, እታ ተባዕ ትብል እኳ እንተተቐበልኩዋስ እታ ዓጋመስ መንነት ኩላትና መመክሒተይ እያ ኔራ ምትራፋ ደስ ኣይበለንን..ምኽንያቱ ንሕና ሓማሴን …ድምበዛን ይኣምን ውን ዓንሰባን ደቂ ንጉስ ደምብያ ካብ ጎንደር ንቱርካውያንን ካልኦት ጅሃድያውያንን ክንምክት ዝኣቶና ኢና, እዚ ወለዶና ከምቲ ናይ ገድሊ ጽውጽዋይ ዘይኮነ ኣበየ ገጠራትና ዘሎ ስኑድ ሓቂ እዩ.!!! ካብ ከረን እውን ኣየሕለፍናዮምን.ኣብ 1800 ሚእትታት ኣቦታትና ካብ ትግራይ ንኸረን ምስ ጉራዴታቶም መጺኦም ንግብጺ ሳላጣ ጌሮሞ…መታን ከይደግምዎ ክምሃሩ ዋላ ነቶም ኢዶም ክህቡ ዝደለዩ ከይትቕበልዎም ተባሂሉ መላስ ኣውያት ዘይብሎም ኣብኣ ረፍሪፎሞም. ነዚ ዝገበሩ እቶም ወናማት ኣቦታትና ዓጋመ እዮም. ትማሊ ትማሊ ብጌሶን ጸዶን ምሻጥ ብድኽነትን ትሑት ስራሕ ብምስራሕን ዝፍለጡ ዝነበሩ ,ሎሚ ኣቦታት ዩኒቨርሲቲ , ኣቦታት ኮምፕዩተርን ኢንዱስትርታት ኮይኖም ተኣምራታት ይሰርሑ ኣለዉ ዓዲ ገሌና ሲንጋፖር ክንከውን ኢልናስ እቶም ዓጋመ ሲንጋፖር ኮይኖም…”ዝተናዕቀ ሰብኣይሲ የጥንስ ” ትብል ነበረት ኣሞይ ጽርሃ…ነዞም twelve kilo metres radius ናይ ኣስመራ ንርከብ ሓማሴን ድማ ኣቦና ኣሉላ ኣባ ነጋ ኣስመራ ክምስርታ ኸሎ ካብ ዓጋመን ተምቤንን እንድርታን ሒዝዎም ዝመጹ ኣቦታትና ጌሩ ዘፋረየና እዩ…እቲ ኣብ ትሕቲ ዓርኮብኮባይ ድሙ ድሙ እንዳሸረብኩም ዝምሃዝኩሞ ታሪኽ ዋላ ፍርቂ ህዝብና ይእመኖ ቀታሊን መጥፍእ ዘርእን ሓሶት እዩ. …ኣብቲ ቴማ ናይ ምዕጋም እንከለና ትፈልጡዶ ኣብዚ ቐረባ ሓደ ወዲ እንድርታ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ናይ መቐለ ፈሳሲ ድኹዒ/liquid fertilizer ከም ዘቀናባበረ (ዝመሃዘ) ,ድሓር ወረ ሰብ ከይከውን እምበር ሓደ ዓጋመታይ እውን ኣብ ላቦራቶሪ ናይ ዩኒቨርስቲ ዓዲ ግራት ሓደ ኤርትራዊ ከምዝሰርሔ ሰሚዔ. ..እቲ ዝተሰርሔ ሰብ ኤርትራዊ ምኽዋኑ ብኸመይ ፈሊጦም.?..ሰሪሑ ምስ ወድኦ “እዋይ ዓጋመ ሓሊፉልክን ኤርትራውያን ክኣ ክትሰርሓ ጀሚርክን ኢልዎ !!! ስለዚ ተባዕ ዓጋመታይ,ተባዕ ድምበዛናይ,ተባዕ ሓማሸን ,ተባዕ ባሕረነጋሽ,ተባዕ ወዲ ምድሪ ባሕሪ ድኣ በሉኒ. ምኽንያቱ ኤርትራዊ ዜግነተይ ትግራዋይ ድማ ዘይቅየር መንነተይ እዩ ሓሻኩም.
    The brilliant aditekelezan

  • Hagherawi February 23, 2019

    “ኣቦና ኣሉላ ኣባ ነጋ ኣስመራ ክምስርታ ኸሎ ካብ ዓጋመን ተምቤንን እንድርታን ሒዝዎም ዝመጹ ኣቦታትና ጌሩ ዘፋረየና እዩ…”
    aditekelezan

    ኣይተ Cow Face

    እዚ ኣብ መዛግብካ ዘሎ ኣፈ ታሪክ ፥ ገለ ሓቂ እኳ ኣይሃልዎ እምበር ፥ ክትሰምዕ ደስ ዝብል ጽዉጹዋይ እዩ።

    ኣሉላ ኣባ ነጋ ፥ ክዘምቱ ቀኒዩም ዕረፍቲ ዝወስዱሉ ቦታ ፥ ኣብዚ ሕጂ ከም ከባቢ ኣስመራ ዝፍለጥ ቦታ ነሩ። ከም ሓደ ሙኩር ሽፍታ ፥ እቲ ቦታ ብቀሊሉ ምስ ኣፍራሶም ፥ ኣብ ካልእ ቦታ ብድድ እሎም ክሃድሙ ዝሕግዝ ነበረ ።
    ሓደ ማዓልቲ ግን ፥ እቶም ከም ሓዳኒ ሸፋቱ ዝፍለጡ ዝነበሩ ፥ ራስ ወልደንኪኤል ሶሎሙን፥
    ነቶም ብራስ ባርያይ ዝፍለጥ ዑሉል ሽፍታ ተመሪሖም ፥ ኣብ ስርቂ ቀንዮም ዝነበሩ ዓሻክር ኣሉላ ፥ መምለሲ ኣውያት ዘይብሎም ኩስትር ኣበሉዎም። ብድሕሪኡ ዘመተ ራስ ኣሉላ ኣብቂዑ።
    እቲ ታሪኻዊ ተረኽቦ ፥ ንራስ ወልደንኪኤል ዓብይ ክብርን ምጎስን ሃቦም።
    ” ዋኻሪያ ዓዲ ሶግዶ ጸጊብኪ ዶ ፥
    እወ ጸጊበ ወልዳይ ዝሓረዶ
    ብእደይ ሓዲገ ብጉማዶ ”
    ዝብል ናይቲ ጊዜ ታሪኽ ኣቦታት ፥ መቃልሑ ገና ኣይሃሰሰን።

    • Danilo February 23, 2019

      እዚ ጥራሕ ማኣስ ኮይኑ።ልጅ እምባየ ንባህታ ሓጎስ ሰገነይቲ ከምበርክኽ ወፍሪ- ጽንታ ምስ ኣካየደ ኣባጥመር ተሳዒሩ ፡ጥርኡ ደጉሉ ክሃድም ፈተነ ግን፡እታ ኣብ ሑቁኡ ዝዓለብት ጥማራ ድፍእ ዳኣ ኣበለቶ።ብድሕሪኡ ፡”ባህታ ቀታል ወዲ ንጉስየ ” ዝብል ደርፊ ተደርፈሉ።በዚ ዘይተሓጎሱ ተጋሩ ድማ ውዲት ኣለሙ’ሞ ዳግማይ ከምዘይ ወሩ መልእኽቲ ንባህታ ሓጎስ ሰደዱ።ብድሕሪኡ ባህታ ሓጎስ ህዝቦም ኣኪቦም ዘተዩ ።ኣብቲ ዘተ ንቀበሎም ተባህለ።እንተ ጠለሙ’ኸ? ነምሕሎም ተባህለ።እዋእ! “ማሕላ’እሞ ከምጥሕሎ ውሕጥ ውሕጥ “ከብልዋ እዮም።end.

      • Danilo February 23, 2019

        እቅሬታ፡እቲ ሱዑር ልጅ እምባየ ጭሪኡ ደጉሉ ምስሃደመ ብጭማራ ድፍእ ከም ዝበለን ክሳብ ሕጂ’ውን መቃቡሩ ህያው ምስክር ኣብቲ ቦታ ኣሎ።

  • aditekelezan February 23, 2019

    HAGHERAWI aka DANILO ,

    ኣብዚኣ ንእሽተይ ክምህረካ ኣፍቅደለይ.. መኳንንቲ ዓጋመ ምስ መኳንንቲ ዓድዋ ይገጥሙ ከም ዝነበሩ ትፈልጥዶ ? ጣልያን ምስ መጸ ግን ፍልልያቶም ገዲፎም ሓቢሮም ገጢሞሞ እቶም መሳፍንቲ ቀዲሞም ኣትዮም ብኹሎም ተሰውኡ ,እዚ ሓይሊ እዚ ምስ ተዳኸመ ንጣልያን ሚኒሊክ ኣብ ግጥሚ ዓድዋ ክስዕሮ ከኣለ ,,,,ራእሲ ወልደሚካኤል ናይ ከባቢ ሃዘጋ ራእሲ ንሰራዊት ኣሉላ ኣብ ግጥማያ (battle) ወድእዎ ማለት ,ሰራዊት ራእሲ ኻርነሽም ንሰራዊት ራእሲ ድምበዛን ኣብ ሓንቲ ግጥምያ ስዓርዎ ከም ማለት እዩ እዚ ናይ ክልተ ተጋሩ ኩናት ከም tigray versuz eritrea ጌርካ ምቕራብካ ወደኮይ ጽልማይ ዝብለካ ኣነ እየ ምኽንያቱ ጽውጽዋይ ተውሪ ዘለኻ ንስኻ ኢኻ….ኣብቲ ጊዜ እቲ እዛ ፋሽሽቲ ጣልያን ኤርትራ ኢሉ ዘጠመቓ ክልል/ቀበሌ/ኣመሓድራ ሽማ መሬት ባሕሪ ነጋሲ,ምድረባሕሪ ነበረ. ራእሲወልደሚካኤል ግጥሚያ ምስ ሰዓረኸ “ንግስነቱ” ክምረቐሉ ናበይ ከደ ????????? .ናብ ትግራይ !!!!!!!እንታይ ኮይኑ ድኣ ባርካ ,ሳሕል ወይ ግብጺ ኸይዱ ዘየመረቖ ??? ምኽንያቱ ምድሪ ባሕሪ ኣካል ትግራይ ስለዝነበረ እሞ እቲ ርእሰ ምሕደራና/our head quarters ትግራይ ስለዝነበረ. ኣካል ትግራይ ስለዝነበርና እዩ !!!!!! BINGO !!!
    ትምህርቲ ክውስኸልካ,,, ,ስድራ ኢሳያስ ብኸመይ ካብ ትግራይ ንሓማሴን ከም ዝኣተዉ ትፈልጥዶ ??? ኣብሓጎ (uncle grandpa) ናይ ኢሳያስ ምስ ራእሲ ኣሉላ ብኣነ እየባ ኣመሓዳሪ ሽረ ኣነባ ብምብሃል ተታኹሶም ራእሲ ኣሉላ ቆሲሎም ምስ ሞቱ ህዝቢ ትግራይ ንራእሲ ኣሉላ ኣዚዪ ይፈትዎም ስለዝነበረ ኣጥፍኣና ኢሎም ስድራ ቤት ኢሳያስ ብለይቲ ንጸሎት መጺኦም ሰፈሩ….እዚኦም እውን ክልተ ተጋሩ እዮም ንስፍራ /territory ዝገጠሙ,ናይ ርሕቀትን ስግር መረብን ምኽዋኑ እንተዘይኮይኑ ፍልልይ የብሉን…..ንዝተፋላለያ ሃገራት ዝተዋድኡ ዝብሃሉ ኢትዮጵያዊት ሻዕብያ ንትግራወይቲ ወያነ ሒዛ ንዓረባዊት ጀብሃ ምስ ኣፈደስኣ እዚ ናይ ሰለስተ ሃገራት/ፍሉያት ideology ዘለዎም ህዝቢ ይብሃል…ኣቦና ራእሲ ወልደሚካኤልን ኣቦና ራእሲ ኣሉላን ክልቲኦም ጀጋኑናን ኣቦታትናን እዮም,,,,ኣብቲ እዋን ብዝነበረ power struggle እቲ ዝኾነ ኾይኑ….ባህታ ሰገነይቲ እውን ሙታንታ ጣልያን ኔሩ ንፋሽሽቲ ብዙሕ ቦታታት ክሕዙ ሓጊዝዎም ድሓር ግን እንተዘይተጋግየ ሓዉ ምስ ኣሰሩሉ ድዩ ቀተሉሉ ኣንጻሮም ተላዒሉ ኣብ ደረቶም ኮፍ ኢሉ va bene ባህታ ሰገነይቲ ዘበሎም ጅግና ተዋግኣይ ኣቦና እዩ ኔሩ….ካብዚ ሓሊፍና ጀብሃ ቦጅቦጅ እናበልዔት ኣብ ትሕቲ ዓርኮብኮባይ ዝምሃዘቶ ጽዋየጽዋይ እንተሃልዩ ታሪኽ ዘይድግፎ እዩ . እዚ ፈንቃል ከውሒ ዝኾነ ዘቕረብኩዎ መርትዖ/evidence ተጠቒምካ ካብ fairytale ታሪኽ ክትድሕን ተስፋ እገብር. ኣብ መጨረሻ ሙዳዳ /ሻዕብያ ነቲ ናይ ሓሶት ነጻነት ምስ ኣምጽኣቶ ፈርሙለይ ኢላ ንዓድዋ (ናብ መለስ ዜናዊ) እያ ዝኸደት ,kind of second ራእሲ ወልደሚካል.,,
    ትግራይ ዘይፈረምዎ ራእስነት ይኹን “ናጽነት’ ኣይጸድቕን እዩ ግዲ !!! Those fantastic Agames !!!!
    The Brilliant Aditekelezan

  • Hagherawi February 24, 2019

    “ራእሲወልደሚካኤል ግጥሚያ ምስ ሰዓረኸ “ንግስነቱ” ክምረቐሉ ናበይ ከደ ????????? .ናብ ትግራይ !!!!!!!እንታይ ኮይኑ ድኣ ባርካ ,ሳሕል ወይ ግብጺ ኸይዱ ዘየመረቖ ??? ምኽንያቱ ምድሪ ባሕሪ ኣካል ትግራይ ስለዝነበረ እሞ እቲ ርእሰ ምሕደራና/our head quarters ትግራይ ስለዝነበረ. ኣካል ትግራይ ስለዝነበርና እዩ !!!!!! BINGO !!!”

    aditekelezan aka Cow Face

    ኡይ ዶ ክብል ፥ ኣንታ ብሓሶት ርእሰይ ኣዚርካልይ።
    ኣቶም ጂግና ራስ ወልደንኪኤል ፥ ክምዚ ናይ ሎሚ ኤሪትራዊ ፥ ገርሂን ሰናይ ድሌት የዐሽዎም፥ ነበረ።
    እቶም ኣብ ዓውደ ዉግእ ዝተሳዕሩ ሸፋቱ ኣይቀሰኑን ፥ ዕርቂ ዲማ ሓተቱ ። ሹዑ ውን ከም ሎሚ ፥ ብሃይማኖት ምትላል ልምዲ ናይ ትግራዎት ነበረ።
    ማርያም ኣክሱም ፥ ታቦታ ኣውጺኣ ንዕርቂ ትጽበየኩም ኣላ እሎምም።
    ዎየም ሰብኣይ ፥ ንወዶም ፥ በል ናዓናይ ዝወደይ ሓጥያት ከይኮነና ቢሎም ፥ ስንቆም ሒዞም ፥ ንቅጽንበት ንትግራይ ገሹ።
    ኣቡኡ እቶም ጎራሓት ተጋሩ ፥ ብሳሓቅ ካዕ ካዕ እሎም ፥ ነዞም ሩጉም ሰባይ ፥ ካብ ሓማሼን ዝሰጎጉና ፥ ኣብ ወህኒ ቤት ኣንብሩዎም በሉ ።
    ከምኡ ድማ ኮነ ፥ ክሳብ ዕለተ ሞቶም ።
    ኣታ ልቢ ትግራይ ፥ ጥውይዋይ ትብል ዘረባ ፥ ናይቲ እዋን እቲ እያ።
    ኣኖሆ ሎሚ ፥ እሰያስ ፥ ታሪክ ጠላማት ኣቦሓጎታቱ ይደግም።

  • aditekelezan February 24, 2019

    Hagherawi ,
    ተጋሩ ንኤርትራ ወሪሮማ ዝብል theory ንኽትድግፍሲ ,You are telling us ራእሲ ወልደሚካኤል was an IDIOT !!! እቲ ዝስዓረ ራእሲ ወ/ሚካኤል ንቓል “ሸፋቱ ” ካብ ምእማን እንተደሊኹም ንስኹም ናብ ማርያም ኣስመረይቲ ንዑ ዘይብሎም…ከምቲ ንስኻ ትብሎ ዘለኻ ሸፋቱ እንድሕር ኔሮም መንዩ ንማርያም ሸፋቱ ዝኣምን ??? ኣብቲ ቐደም, ኣንኳይዶ ራእሲ ናይ ሓንቲ ወረዳስ ንጉስ ናይ ሽዋ,ጎጃም ጎንደር ወዘተ ኽትከውን እውን ኣኽሱም እያ መሪቓ ትኹንካ ትብለካ ኔራ ,ብኡ እዩ ሚኒሊክ ንትግራይ ሓዊሱ ንፋሽሽቲ ዘይሸጣ !!! ምንም እኳ ኣነን ንስኻን ኣብቲ እዋን እንተዘይተወለድና ከምዚ ናትካ ኣጋላልጻ , ኣቦና ራእሲ ወ/ሚካኤል must have been severely retarded , you are re=writing history to fit your agenda. commonsense & history speaks ,di not distort it.
    እወ ቃልሲ ኤርትራ ብሓሶት ተጠኒሱ ብሓሶት ተወሊዱ ልሚ ብምኽንያት ሓቀኛ ምድማር ዝመውት ዘሎ እዩ..
    hagherawiየ ሰብ ለቢሙ ጥቕሙ ምስ ወላዲት ሃገርና ምኽዋኑ ተረዲእዎስ ሕኑን ደራፋይ ጂሃዳዊት ጀብሃ በረከት መንግስትኣብን ሕሉል ኢትዮጵያዊት ሻዕብያ ደራፊ ወዲ ትኹልን ንኤርትራና ብዜማታቶም ይድምርዋ ኣለዉ..
    ጥዕና ጥራይ

  • Hagherawi February 24, 2019

    ተጋሩ ንኤርትራ ወሪሮማ ዝብል theory ንኽትድግፍሲ ,You are telling us ራእሲ ወልደሚካኤል was an IDIOT !!! እቲ ዝስዓረ ራእሲ ወ/ሚካኤል ንቓል “ሸፋቱ ” ካብ ምእማን እንተደሊኹም ንስኹም ናብ ማርያም ኣስመረይቲ ንዑ ዘይብሎም…ከምቲ ንስኻ ትብሎ ዘለኻ ሸፋቱ እንድሕር ኔሮም መንዩ ንማርያም ሸፋቱ ዝኣምን ???
    aditekelezan aka Cow Face

    ከምቲ ኣቀዲመ ዝብልኩዎ ፥ ራስ ወልደንኬል ፥ ገራህ ፥ የዋህ ፥ ኣኽባሪ ታቦት እዮም ነይሮም።
    ማርያም እክሱም ንዕርቂ ትጽዋዓካ ኣላ ፥ ካብ በሉኒ ፥ ክመይ ገይረ ኣይፋለይን ክብል ? እሎም ምስ ወዶም ገይሾም። እዚ ታሪኽ እዩ።
    እቶም ሸፋቱ ፥ እግዚኣቢሔር ዘይፈርሑ ፥ ንሕስያ ዘይብሎም ፥ ሩጉማት ምንባሮም ኣኳ ኣንተ ፈለጡ ፥ ሃይማኖታዊ ፥ ፈሪሃ እግዚኣቢሄር ፥ ብምንባሮም ፥ ክኸዱ እምነቶም ኣገዲዱዎም።
    እዚ ሕጂ ዘሎ ኩነታት ኤሪትራውያን ፥ ቡዙሕ ካብኡ ዝፍለ ኣይኮነን። እኖሆ ፥ ኩሎም እቶም ንእሰያስ ዝኣመኑ ፥ ቡኡ ተጠሊሞም ፥ ኣብ መጨረዳ ድማ ብጃምላ ሃሊቆም።

  • Aba thimmer February 24, 2019

    Aditekelezan,ታሪኽ ኣይትጠማዝዝ።ራእሲ ኣሉላ ንደቂ ፈሰስ ( ዘመቲ ሸፋቱ ) ነበር ገዲፉልና ምኻዱ ንፈልጥ ኢና።ራእሲ ኣሉላ ምስ ምምጻእ ጣልያን ዝተረፈተ ወራሪ ትግራይ እዩ ነይሩ።እዞንም ኣብ ኤርትራ ከም ደቂ ኣርብዓ ዝፍለጡ ራሕሪሑ ዝተመርቀፈ እሞኽኣ እቲ ታሪኽ ፍሽለቱ ውግእ ዶግዓልን ሰገነይትን ዝምስክሮ ሓቂ ህያው ምስክር እዩ።መታን ክትውክስ ነታ ክልተ ጊዝየ ኣብ ሂወተይ ሲሒተ ትብል ንዛዚየ ባህታ ሓጎስ ማለት- ” ንሰንጋል ሓወይ ዝቀተልኩላ ምዓልቲ ሓደ፡እታ ካላይቲ ድማ ደበብ ርእየ ዝሓለፍኩዋ መዓልትን ክልተ “። እቲ ትጥምዝዞን ተማራስሖን ዘለኻ ታሪኽ ግጉይ እዩ።ከምይሲ፡ እቲ ሙታንታ ጣልያን ዝበልካዮ ኣሉላ ብቀንዱ እንከለካ ነቲ ኣዋልድ ዓደይ ኣይህብን ኣየዳቅልን ዝበለ ጅግና ከመይ ገርካ ክትፈልጦ። ንኽትፈልጥ ግን ኩድ ክሳብ ሓባብ ኣርባዕተ ነጥቢ!

POST A COMMENT