Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኢሳያስ አፈወርቂ መሬት ኤርትራ ንኢራን የካሪ ኣሎ

ኢሳያስ አፈወርቂ መሬት ኤርትራ ንኢራን የካሪ ኣሎ መሬታት ኤርትራ ንኢራንን እስራኤልን ተኻሪዩ ከምዘሎ ንፈልጥ ዶ? ንምንታይ ንኽራይ ከም ዝዋዓለ ንርዳእ ዶ? ናይዚ ሳዕቤን ከ እንታይ ኢዩ? ብወርሒ ዲሰምበር ዕለታት 16፣ 22ን 29ን 2013 “ኣል-ወጠን” ዝተባህለ ጋዜጣ መንግስቲ

ኢሳያስ አፈወርቂ መሬት ኤርትራ ንኢራን የካሪ ኣሎ

መሬታት ኤርትራ ንኢራንን እስራኤልን ተኻሪዩ ከምዘሎ ንፈልጥ ዶ? ንምንታይ ንኽራይ ከም ዝዋዓለ ንርዳእ ዶ? ናይዚ ሳዕቤን ከ እንታይ ኢዩ?

ብወርሒ ዲሰምበር ዕለታት 16፣ 22ን 29ን 2013 “ኣል-ወጠን” ዝተባህለ ጋዜጣ መንግስቲ ኤርትራ መሬታቱ ንኢራን የካሪ ከምዘሎ ተኻታተልቲ ጹሑፋት ምስ ጭብጥታት የቕርብ እሞ ኣብ ሚንስትሪ ወጻኢ ጉዳያት ኤርትራ  ሓላፊ ጉዳያት ማእከላይ ምብርቕ ኢብራሂም ዑስማን ማሕሙድ ድማ ጭብጢ ዘይብሉን ካብ ንቡር ዲፕሎሚስያዊነት ዝረሓቐ ዓይነት መግለጺ ይህብ።

ሓደ ስሙ ክጠቅስ ዘይደለየ ኣባል ጽሕፈት ቤት ጠቕላሊ ሚንስተሪ የመን ከምኡ ድማ ኣብ ዩኒቨርስቲ ኩዌት ፕሮፈሰር ፓለቲካ ሳይንስ ዶ/ር ዓይድ መናዕ ኤርትራ ኣብ ጥቓ ባጽዕ ዝረከቡ መርሳታት ንኢራን ከምዘካረየት ጭብጢ ኣሎና ይብሉ። የመን ኣብ መሬታ ኣብ መንጎ መንግስቲ የመንን ኣል-ሓውሲ ዝተባሃሉ ወገናት ዘሎ ግጭት ኢራን ብመሬት ኤርትራ ኣቢላ  ተጓሁሮ ኣላ ትብል። ዶ/ር መናዕ ጭብጥታቱ ብኸምዚ መልክዕ የቕርብ።

ጭብጢ ምንጪ ጭብጢ
ኢራን ናብ ኤርትራ ዝርከብ መደበራ ብመርከብን ሳብማሪንን ሚሳይላት ከምዘጓዓዓዘት “ማዓሪፍ” ጋዜጣ እስራኤል 1/4/2004

 

ኢራንን እስራኤልን ኣብ ኤርትራ መደበራት ኣለወን “ሃኣርትስ” ጋዜጣ እስራኤል

12/12/2012

ኣል-ወጠን ኢራን ብ ኤርትራ ኣቢላ ንኣልሓውስይን ከተዕጥቕ ድልየት ከምዘለዋ ዝገልጽ ሓቤረታ ምስ ጭብጢ ኣቕሪቡ። ኣብ 20 ኖቨምበር 2012 ኣብ ዓሰብ “ ሆቴል የመናውያን” ኢራናውያንን ምስ ኣልሓውስይን ርክብ ዘለዎም የመናውያን ኣኼባ ከም ዝገበሩ እውን ኣልወጠን ገሊጹ እዚ ኣኼባ ብድብድቡ ንተጻባእቲ መንግስቲ የመን ዝኾኑ ኣልሓውስይን መሳርሒ ውግእ ዝሰጋገረሉን ኣባላት ዚ ተጻባኢ ወገን ኣብ ኤርትራ ሰልጢኖም ንየመን ዝሾልኹሉን   ዓቕም ከምዝጠመተ ሓቢሩ።
ዛጅል ወኪል ዜና ኤርትራ ብ27/12/2013 መንግስቲ ኤርትራ ወደብ ባጽዕ ካብ ሰራሕተኛታት እቲ ወደብን ዜጋታት ከምዝዓጸዎ ገሊጹ እዚ ድማ ካብ ኢራን ዝመጸት መርከብ ተቐቢሉ ንኸራግፋ ምዃኑ ሓቢሩ። እዛ መርከብ ዝጸዓነቶ ሓገዝ ንመንግስቲ ኤርትራ ድዩ ወይስ ንኣልሓውስይን ኢሉ? ኢሉ ድማ ሓቲቱ።

ህግ(ደፍ) መሬት ኤርትራ ኣካሪዩ ዝረኽቦ ባጤራ ስልጣኑ ንምንዋሕ ኢዩ። ከም ኣመሉ ንጎረቤት ሃገር  ከምኒ የመን ብምስትንዓቕ ብሓዊ ይጻወት ኣሎ። ካብ ኩሉ ንላዕሊ ድማ እዚ ሽፍትነት ዝመለኦ ተግባሩ ካብ ሕዝቢ  ይሰውሮ ደኣ እምበር ነገራት ሓርቢቶም ምስ ዝሓንቅዎ  እግረይ ኣውጽእኒ ኢሉ ምስኪን እቲ ዕዳ ሕዝቢ ዕዳ ይኽፈሎ ክብል ኢዩ። ካብ ባድመ ንምሃር ምስ ህግ(ደፍ) እትሻረኽ ዘላ ኢራን ኢዳ ካብ ሃገርና ክትእክብ ንስራሕ ኢለ ይላቦ።

Reference: http://adoulis.com/entry.php?id=3853

ኢድሪሶም

aseye.asena@gmail.com

Review overview
29 COMMENTS
  • ER ITRAWIT January 14, 2014

    Isaias and his Generals are selling our Kidney, Heart,everything what really needed to get dollar so I’m not surprise at all if he Hire our land.

  • Abraham Haile January 14, 2014

    More or less, it is easier to say that the mighty Issaias bought Iran and Israel to accomodate the fabric of the news to excite your audience. Let us talk about people, bayto adi, law and order in the country, about the victims in Sahara and sea, about the hardship of Eritreans inside and out, about Unity and Solution to our problems instead of searching news to twist facts and exacibate our hardships unless the news accelerated by special agencies aiming to ……..etc.

  • Ghenet January 14, 2014

    Iran is actually burying radio active waste along red sea area and paying DIA a hefty money

  • Bokre January 14, 2014

    ““መሬታት ኤርትራ ንኢራንን እስራኤልን ተኻሪዩ ከምዘሎ ንፈልጥ ዶ? ንምንታይ ንኽራይ ከም ዝዋዓለ ንርዳእ ዶ? ናይዚ ሳዕቤን ከ እንታይ ኢዩ?””

    ገለ ጉድ ክተስምዑና ኢኹም። ዓረብን ጋዜጣ ዓረብን ደኣ እንታይ ዘይብል ብዛዕባ እስራኤልን ኢራንን። ብዛዕባ ኣብ ሃገራት ዓርብ ንባርነት እተሸጡ፣ ካብ ዓዲ ዓረብ ናብ ኤርትራ እትጓሕፉ ኤርትራውያን እሞ ዓረብ ሰራቒ ቃል ኣይሙልቕን እዩ። እስራኤልን ኢራንን ተተባሂሉ እሞ ናይ ሳዑዲ ኩወይት ወይ ግብጺ ሃሶት ብኽሻ እዩ።
    ሕጂ ከኣ ከይሓፈሩስ ኢራንን እስራአልን፣ ኣብ ኤርትራ ኣብ ዓራት ይድቅሳ ኣለዋ ክትብሉና፤ ደናቑር ።
    ንሕና ዲና ዓያሹ ወይስ ቀጣፊ ዓረብ እዩ፧
    ኣብ ኤርትራ፣ ኢራንን እስራኤልን ኣብ ሓደ ይድቅሳ ኣለዋ ማለት፣ ኢሳያስ ኣዝዩ ለባም ኣስተውዓሊ እስትራተጅያዊ መራሒ ማለት እዩ። እዚ ማለት ድማ ደንቆሮ ባርያ ዓረብ ኣይኮነን ማለት እዩ።

    • MAIAYNI January 15, 2014

      መን ለባም ኢሳያስ እዚ ፉልሽ….ዝገርም ሓሳብ ፖለቲካዊ ብስለት የብልካን…

    • Ali-lol January 15, 2014

      Bokre, cant you read the source? its israeli news papers….buthead!

  • issac January 15, 2014

    If EPLF rent ports to anyone and got money, It is good for the country whether or not we support or oppose the government. Any government in this planet tries to maximize its income to balance the import and export differences. Let alone we the poor nation, the wealthy countries like Japan are doing it. Our neighbors Djibouti and Ethiopia are also got money by doing the same sheet. You Hasina.com also blame the Government by loosing money from port of Assab. Whether you got the money from Eth, USA, Israel, Iran, Qatar or someone else at the end it is money. You may say the money you get from Uncle Sam is a blessed money but the money the Government got from Iran have something bad.

    I do not believe it is true and will not happen but if it is true I will appreciate Issayas.

  • Fanko January 15, 2014

    Though I respect freedom of expression at any time … Arabs have no shame to tell us that Eritrea is “hosting a military base for both Iran and Israel” at the same time. Iran and Israel can not co-exist in the same place and time peacefully. Only a retard or an Arab slave will believe such Arab trash or propaganda.

    Ask: Why are Arabs not talking about Eritreans sold to Arab slavery? An Arab can not see beyond his nose.

    A website adoulis in Arabic writes,
    “መሬታት ኤርትራ ንኢራንን እስራኤልን ተኻሪዩ ከምዘሎ ንፈልጥ ዶ? ንምንታይ ንኽራይ ከም ዝዋዓለ ንርዳእ ዶ? ናይዚ ሳዕቤን ከ እንታይ ኢዩ?”

  • nakfa January 16, 2014

    Aye idrisom!!!! typical

  • kidane January 18, 2014

    fack you

POST A COMMENT