Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኣልኣዛር ብርሃነ ዝተባህለ ወዲ 20 ዓመት ኤርትራዊ ስደተኛ ብኣጠራጣሪ ኩነታት ኣብ ዓዲ ጥልያን ድሕሪ ምማቱ 5 ህዋሳቱ ብኡንብኡ ተወሲዱ መድሕን ኢጣልያውያን ሕሙማት ከምዝኾነ la stampa ዝተባህለ መርበብ ዜና ሓቢሩ።

ኣልኣዛር ብርሃነ ዝተባህለ፣ ኣብ ሊብያ መስቀል ዘለዎ ማዕተብ ገይሩ ክኸይድ ከሎ ብ ኣይሰስ ተታሒዙ ን ሰለስተ ዓመታት ዝተሳቐየ ወዲ 20 ዓመት ኤርትራዊ መንእሰይ ስደተኛ፣ በቲ ሓደገኛ ጉዕዞ ማእከላይ ባሕሪ ናብ ዓዲ ጥልያን ሰጊሩ ኣብ ካግሊ-ያሪ

ኣልኣዛር ብርሃነ ዝተባህለ፣ ኣብ ሊብያ መስቀል ዘለዎ ማዕተብ ገይሩ ክኸይድ ከሎ ብ ኣይሰስ ተታሒዙ ን ሰለስተ ዓመታት ዝተሳቐየ ወዲ 20 ዓመት ኤርትራዊ መንእሰይ ስደተኛ፣ በቲ ሓደገኛ ጉዕዞ ማእከላይ ባሕሪ ናብ ዓዲ ጥልያን ሰጊሩ ኣብ ካግሊ-ያሪ (Cagliari) ዝበሃል ከተማ ብኣጠራጣሪ ኩነታት ድሕሪ ምማቱ፣ 5 ህዋሳቱ ብኡንብኡ ተወሲዱ መድሕን ኢጣልያውያን ሕሙማት ከምዝኾነ la stampa ዝተባህለ መርበብ ሓበሬታ ሓቢሩ።

 

ብመሰረት እቲ ሓበሬታ፣ እቲ ኣብ ወርሒ መጋቢት ናይዚ ዓመት ‘ዚ ሳርዲንያ ብዝተባህለ ከባቢ ዓዲ ጥልያን ዝኣተወ መንእሰይ ካብ መዓታት ኣይሰስን ጉዕዞ ባሕርን ወጺኡ ሓድሽ ህይወት ክጅምር እናብሃገ እዩ፣ ኣብ ንኡስ ዕድሚኡ ካብዛ ዓለም ሃንደበት ተኾሊፉ።

ፖሊስ ዓዲ ጥልያን ኣማውታኡ ንምምርማር ዝኸፈቱዎ ፋይል ኣብ ውሽጢ ሒደት ሰዓታት ከምዝዓጸዉዎ ዝጠቐሰ መርበብ ሓበሬታ ላ ስታምፓ፣ “ሓደ ካብ’ዚ ትራጀዲ ‘ዚ ዝተረኸበ ጽቡቕ ነገር እንተደኣሃልዩ፣ ሓሙሽተ ህዋሳቱ ብምልጋስ ህይወት 5 ሰባት ብምድሓኑ እዩ” ይብል።

ይኹን’ምበር፣ ኣማውትኡ ብዕቱብነትን ጽፈትን ኣብ ልዕሊ ዘይምምርማሩ፣ ህዋሳቱ ክልግስ ፍቓደኛ ምንባሩን ዘይንምንባሩን ‘ውን መረጋገጺ የልቦን።

ኣብቲ ቀደም ሆቴል ዝነበረ ‘ሞ መጽንሒ ስደተኛታት ዝተቐየረ ገዛ ምስኡ ዝቕመጡ ዝነበሩ ኣዕሩኽቱ ‘ውን፣ ኣልኣዛር ሓፋር፣ ዓቃልን ዕቁብን መንእሰይ ከምዝነበረ ብምምስካር፣ ኣብቲ ጎኒ ገዛ ካብ ዝነበረ ገረብ ወይ ፍኒስትራ ወዲቑ ከምዝሞተ ንዝተዋህቦም ግምታዊ ሓበሬታ ብዓይኒ ጥርጠራ ብምርኣይ ሕቶታት ኣልዒሎም።

እቲ ካብ ዓቕሙ ንላዕሊ ከቢድ ስቅያት ዘሕለፈ ሓድሽ ናይ ህይወት ዕድል ዝግብኦ ዝነበረ መንእሰይ፣ ኣብ ከምዚ ኩነታት፣ ኣብቲ ብኣፈርክቡ ዝኣተወሉ ሆስፒታል ዓዲ ጥልያን ልቡ፣ ጸላም ከብዱ፣ ኩሊቱን ሳናብኡን ተመዝሒቑ፣ ኣብ ቦለኛ፣ ሳርዲኒያ ፓድዋን መተካእታ ህዋሳት ንዝጽበዩ ዝነበሩ ኢጣልያውያን ሕሙማት መድሓኒ ከምዝኾነ ይፍለጥ።

ኣብ ዓዲ ጥልያን ዝርከብ ማሕበረሰብ ኤርትራውያን እዚ ኩነታት ዝያዳ ምጽራይ ክግበረሉ ጻዕርታት ከካይድ፣ እቶም ትሕቲ ዕድመ ዝርከቡዎም ኣብ ዓዲ ጥልያን ፋሕ ኢሎም ዘለዉ ሓደሽቲ ኤርትራውያን ስደተኛታት ‘ውን ካብ ከምዚ ዝኣመሰለ ኣጠራጣሪ ሓደጋ ሞትን ሳዕቤናቱን ክጥንቀቑ ይግባእ።

L’eritreo torturato per la croce al collo e morto a Cagliari per un incidente ha donato 5 suoi organi

aseye.asena@gmail.com

Review overview
17 COMMENTS
  • EriConcern November 7, 2016

    ነብሱ ይምሓሮ መንእሰይ ኣማኒኤል። ስድራቤቱ ድሃዩ ካብ ምግባር ከምዘይ ድቅሱ ፍሉጥ’ዩ። ብዓል ኣማኒኤል ዒታ፣ ነንዝረኸብዎ ፖለቲካዊ ትርጉም ኣትሒዞም ማሕበረሰብ ኤርትራውያን ሓድሕደን ከምዘይተኣማመና ከምዘይገበሩ፣ ተገምጢሎም “ኣብ ዓዲ ጥልያን ዝርከብ ማሕበረሰብ ኤርትራውያን እዚ ኩነታት ዝያዳ ምጽራይ ክግበረሉ ጻዕርታት ከካይድ” ይብሉኻ። ኣታ ዒታ፡ ንስኻ’ኸ እንታይ ትሕግዝ፧ ዓዕ ትብል- ተጉርዕ። ኩስቶ ሞይቱ፡ ኩስቶ ሃዲሙ፡ ኩስቶ ከምዚ ኮይኑ። ህዝብና ዝሕግዝ፡ ዘንቅሕ፡ ትምህርታዊ ሓዘል መደብ ዶ ከይ ትሓስብ። ፎእእእእእ። እቲ ዘሐጉስ፡ መጻኢት ኤርትራ ከማኻ ጓሓላሉ ዘይብላ ክትከውን’ያ። ኣታ ፊራ ዒታ!

    • asmerom November 7, 2016

      EriConcern ?
      MadnessConcern ኢልካ ግዳ ንርእስኻ ማይጨሎት ተሓጸብ እምበር ርእስኻ ጭቃ ተደፍዲፉ ከሎ ሰብ ከተደናግር ኣይትፈትን። ማሕበረሰብ ኤርትራ ክብሃል ከሎ ፣ ማሕበረሰብ ህግደፍ ማለት መዓስ ኮይኑ፣ ንኹሉ ኤርትራዊ ዝምልከት መጸውዒ እኮ እዩ። ወዮ ፋንዲያ መሊኡ ዘሎ ሓንጎልካ ደኣ ኣበይ ከይድርኦ እምበር ኣማኑኤል ዝሓገዞ ‘ሞ ደኣ ሞ ጸብጺብካ ኣይውዳእን እዩ። ደንንቆሮ ዋሒድ። ንርእስኻ ክትርዳእ ኣብ ክንዲ ትፍን ጫፍ ዘረባ ሒዝካ ባላብላ ክትብል ጸሓይ ዓሪቡካ ብድሕሪ ኮምፑተር ተሓቢእካ በቃ። ሓላዪ መሲልካ ኸኣ ለለ ይብሃለለይ። ንስኻ ቆለ ኢሳይያስ እምበር ድሕነት ህዝቢ ኤርትራ ዘገድሰካ ሓላዪ ኣይኮነን። ተምላስካ ደኣ ውሓጥ እምበር ብእንቅዓ ጸርፊ ተፍርዮ የብልካን ለመምታ ህግደፍ። መዓንጣ ተለካ፣ ከምቲ ኤማ ተገቲሩ ንህግደፍ ዝተባተቦ ዘሎ፣ ኣብ ቃልዕ ወጽእካ ተጣበቐሉ። ማሕበር ዘይብልካ ደኣ ትረፍ እምበር ማሕበረሰብ ኤርትራ በቲ ንስኻ ትፈልጦ ማሕበረሰብ ህግደፍ ጥራይ ኣይትተርጉሞ፣ ሓንጎልካ ሓጺብካ፣ ሓሲብካ ምጻእ ቅድሚ ሃለውለው ምባልካ።

  • PH November 7, 2016

    ኩቡር Ericoncern,
    ሓደ ጋዘጠኛ ሓበረታ ስለዘመሓላለፈ ጥራይ ወቂስካ።ብዛዕባ ኣማውቱኡን ተራ ማሕበረሰብ ብፍላይ ኢምባሲ ክገብሮ ዝግባኦ ግን ፍጹም ኣየተንፈስካን።

    • yeakel November 7, 2016

      አታ እንታይ ኢኻ ትብል ዘለኻ ስግደስ መንግስቲ ተጥልዎዶ ምተሰደ፣ መንግስቲብ ዘይብሉስ ብዛዕባ ኤምባሲ ትዛረብ።

    • EriConcern November 7, 2016

      ናይ ስልጣን ህርፋን ብዓል’ዚ ዒታ ዒቕ ኢልና’ታ! ህዝቢ ፋሕ ብትን ክኣትዎ፡ ኣብ ሃገር ማእዶ ስኢኑስ ኣብ ግዳም ክኣ ማእዶ ዘይብሉ ኣትሪፎሞ። ተቓወምቲ እንዳበልካ እዝንና ዝጨድድ ወረ- ተምላስ ከምጽኣልና ደልዩ። ብዛዕባ ኣየናይ ማሕበረሰብ’ዩ ዝዛረብ ዘሎ? ነቲ ፌስቲቫሉ እንተ ተሳቲፍኩም ከስጉገኩም’የ ኢሉ ዘፈራርሖ ማሕበረኮም? PH ኣስተውዕል ብዛዕባ’ዚ ወዲ ኣይኮነን እዚ ዒታ ሕልሙ። ኣታ እዚስ እምበር ዛንታ ክፍኡ ነጊርካ ኣይውዳእን’ዩ። ተካል ዳሃዩ-ቁንጪ።

      • ስለፍትሒ November 7, 2016

        EriConcern
        ስድነትካ መጠን ስለዝሓለፎ እትብሎ ኣይትፈልጥን ዘለኻ። ምሕረትየውርደልካ!
        ጠቓሚ ሓሳብ እንተለካ ኣቕርብ፡ ካብኡ ብዝተረፈ ጸርፊ መግለጺ ድንቁርና ኢዩ። ንዘይትሰማምዓሉ ሓሳብ ብኻልእ ዝሓሸ ሓሳብ ኢኻ ተውድቖ። ክትጻረፍ እምበር ዝጠቕም ርእይቶ ክተቕርብ ርእየካ ኣይፈልጥን። ምሕረት የውርደልካ

    • Samson Agazi November 7, 2016

      Husur PH
      Libi Aslamay Tiwiyway, indeed.
      Crocked like a “snake cancerous moslem” heart.
      Anta nay areb tegombahi kem sebeyti (your Halima dog mother) seb’ye elkas nay kelbi afta tiKhefit aleka. Nizeyifelto meyes yeTriTo, indeed.
      What do you know about a journalist or journalism you ignorant moslem peadophile beast.

      • PH November 8, 2016

        Samson, you are ignored. keep on chewing the gum of Tesfatsion.

      • Abdullah Merewri November 10, 2016

        Samson Agazi .Bisenkikhan kemakhan Ertrawi eye ilka mizirab yehfiruna.PH natu rieto hibu .nisikha dima libi aslamay tiwiyway ilka hadash misila deriska .bikha libi aslamay tiwiyway koynu abey emo.Abotatka janhoymexe bisemay semay weylikha aslamay ilom ab tihti megzaeti yetiyomuna eti meskin aslamay dima bi komands dataharde ni naxnet eritrea ilu mienti naxinet biret alelu nay bihaqi naxinet kemixie teqalisu.kemakha resahat libom dima neti haqenga qalsi nay naxnet chewyom ni mesakin nuxuhat tegadelti ni tiyit enda habu selfi naxinet ilom naytonkol awaj awijom kindey jeganu haqenatatt eritrawyan ahliqom.aslamin kistaninn.dahray dima nabakhumawdiqoma adi efli deqalu mexaweti gerkuma ertrea .Agazi enda belkas yiaiie ni hizbi Eritrea kitmagot guhaf fitret

        • PH November 10, 2016

          ኩቡር ሓው Abdullah merewri
          መዓል ሳምሶም ዳሞ መዛርብትና መኣስ ኮይኖም።ግን ንነብሱ ዓስከር ተስፋጽዮን ቁ-ሓደ ብሙኹዋን ዘዕገርግር ዘሎ ኢዩ’ሞ ኢንተዘይተገደስናሉ ይሓይሽ።

          • Abdullah Merewri November 10, 2016

            Tarikhna nab tigray zewdi ketemeriq mikhad kemzeykone .Agonay hibey qetilka michifar kemzeykone .bal weldiab weldemariam kabtigray mexiom zikatieulna sebat kemzeykona.tarikhna tarikh Zemat wed ekud .tarikhna tarikh Abdulqadir kebire tarikhna tarikh Shiekh IBRAHIM SULTAN.Tarikhna tarikha Hamied Edries Awate .tarikhna tatikh Suweue Hamied Fayid tarikhna tarikh moma Zeyneb ade naqfa tarikhna tarikh Karachi bi Ali Seyid Abdella mukhanu welahanti ayfeltun eyom.Ambesa tedeqese zimote yimesil kemzibahal aslamay hiji texeqitu suq ente bele tarikh zeyblu keymeslekum.

  • yeakel November 7, 2016

    ኣገርሩን የለቀቀ ሰው ፣ ብጭኑት ኣህያ፣ ብረግጡት ፈረስ።

  • k.tewolde November 7, 2016

    Two siblings of warsay generation,one wins a marathon and the other one suspiciously dies and is organ harvested immediately.One mother toasts with champagne as you saw the picture in ‘hagerawi filset’ and dances and the other one collapses to the floor and wails with grief.It is a double edged sword.Ericoncern spits venom at his brother for reporting the news and spins the issue out of context, at the end of the day the tyrant wins the contest,because he created a perfect scenario that suits him, the Eritrean who serves him and the ‘non=Eritrean’ Eritrean who doesn’t serve him.As long as this scenario is intact,regardless your loyalty to him,the carnage will continue.For the tyrant,the youngster is less soul he have to worry about.RIP.

    • k.tewolde November 7, 2016

      insert ‘one’ between ‘is’ and ‘less’ in the last sentence..Thanks.

  • ሰመረ November 8, 2016

    ብጣዕሚ ዘገርም ኢዩ !!!! ኮነ ኢልካ ንነገራት ናብ ጓል መገዲ ንምጥምዛዝ መን ተዛሪቡ ወይ ጽሒፉ እንበር እንታይ ተጻሒፉ ከንብብ ዘይክእል ርእሲ ?ከም ሰብ እንታይ ተገበርና እሞ የሓይሽ ኣብ ክንዲ ምባል በቃ ኣብ ገዛኻ ተዘይመጺኣትካ ናይ ካልእ ሰብ ሞት ነዓኻ ኣይንታይካን ኢዩ ጉዳም ዩ ተካል ዘመን ericoncern ከኣ ይበሃለለይ

  • Teclay November 8, 2016

    ሓውና ኣል ኣዛር መንግስተ ሰማያት የዋርሶ።
    ጉድ ተርኺቡ ፣ውርደት ተላማሚድናዮ። ኣልኣዛር ወዲ 20 እንድሕሪ ኮይኑ ኣብ 1996 ድሕሪ ባርነት እዩ ደወሊዱ ማለት እዩ።
    ሕሰብ ኣንባቢ–ኣምልኽ ክንዲ ዱባ ዝኸውን ርእሲ ሂቡካ ዘሎ ክትሓስበሉ እዩ እንበር ,ፓስታ በሊዕካ ክትድቅስ ኣይኮንን።ኣልኣዛር 2 ግዜ ሞይቱ ።ኣብ ትሕቲ ኣዕራብ እስላማዊ ጅሃድን፣ኣብ ትሕቲ ደቄ መሶሊንን።ትዓዘብ ኣንባባይ –ኣል ኣዛር ካብ ገዝኡ ኣይምውጻን… ኣዕራቢና ዝብሉን ፣ብፋሽሽቲ ጣልያን መግዛእና ከም ጽቡቕ ዝወስድዎ ፈኮስቲ ብዓል ‘ኣሎራ ‘እንተዝይህልዉን ።
    ሽንኳይ ን 3 ዓመት ንሓንቲ ስዓት ከማን ኣብ ዓርውባዊ እስላማዊ ጅሀድ ማእሰሪቲ ማልት,1000 ግዜ ሞት ማለት እዩ።ጣልያን እንዳ ሞሶሊኒ ዝኣተወት ትንፋሱ ጥራይ እያ። ….ክምዛ ኩልና ንሪኣ ዘሎና ፣ድሕሪ እዚ ፈሽኮል ገድሊ ፣ርእሰ ተኣማንነት ኣጥፊእና ፣መቃያየሪ ኣካልት ደቂ ሰባት ኮይና።
    እንተተመሰለና-ጓይላ ገዲፍና
    ደቂ ኣንስትዮ —-ተማህለላ፣ዘበን ሕሰረት ወርደት፣ዘበን ገድሊ ኣውጺእካ።ዘበን ክብረት ጅግንነት፣ዘበን ኣብሲንያ ኣምጻኣልና,, በላ።
    ደቂ ተብዕትዮ —- ዘራፍ፣ዘራፍ፣ዘራፍ፣ ኣነ ውዲ ዘር ኣይ ደረስ ፣ወደ ኣንበሳ በሉ.

    • AHMED SALEH !!! November 9, 2016

      zeraf zeraf enabelka eba ab deki seb hiwet mixewat kubul bahli gheyrkumo .
      Ni beal kem ALAZAR mot ziteferdulu ab wishti adom zitejemere guday do aykonen .
      Sire zifetehu ab mengo-mengo ziterefu kem beal Teclay ziameselu ayatatom kem
      nay politica drama gheyrom ajefjef kitblu dekikhum bebihade yihalku alewu .
      AGHEB intebelkayom WEYO suk intebelkayom WEYO uko khoynu iti negher .
      Intekhone ab computer kulu kem wedi hagher mesilu kizareb kelil iyu .

POST A COMMENT