Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኣምባሳደር ውልቀመላኺ ስርዓት ኢሳይያስ ኣብ ዓዲ ጥልያን፡ ኣብ ሮማን ሚላኖን ኣብ ዘካየዶ ኣኼባታት ካብ ተደናገጽቲ ናይቲ ስርዓት ኮይኖም ዝጸንሑ ኤርትራውያን እዋናዊ ሕቶታት ቀሪቡዎ።

ኣምባሳደር ውልቀመላኺ ስርዓት ኢሳይያስ ኣብ ዓዲ ጥልያን፡ ዶር ፍጽሓጼን ጴጥሮስ ብ 20 ጥሪ ኣብ ሮማ ብ 27 ጥሪ ድማ ኣብ ሚላኖ  ኣብ ዘካየዶ ኣኼባታት ካብ ተደናገጽቲ ናይቲ ስርዓት ኮይኖም ዝጸንሑ `ሞ በቲ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ

ኣምባሳደር ውልቀመላኺ ስርዓት ኢሳይያስ ኣብ ዓዲ ጥልያን፡ ዶር ፍጽሓጼን ጴጥሮስ ብ 20 ጥሪ ኣብ ሮማ ብ 27 ጥሪ ድማ ኣብ ሚላኖ  ኣብ ዘካየዶ ኣኼባታት ካብ ተደናገጽቲ ናይቲ ስርዓት ኮይኖም ዝጸንሑ `ሞ በቲ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ምስ ኢትዮጵያ ዝገብሮ ርክብ ኣብ ስግኣትን ምጥርጣርን ዝወደቑ ኤርትራውያን  እዋናዊ ሕቶታት ከምዝቐረበሉ ካብቲ ቦታ ዝበጽሓና ሓበሬታ ኣረዲኡ።

እቶም ርእሰ ምትእምማን ኣጥፊኦም ዘለዉ ልኡኻት ስርዓት ኢሳይያስ፡ ብፈለምኡ፡  ሓቂ መታን ንደገ ከይወጽእ ንኣኼበኛታት ፈትሾም፡ ሞባይሎም ኣጥፊኦም ክኣትዉ ብምእዛዝ፡ ከምኡ ድማ ንገለ ተቓወምቲ ኤርትራውያን መንእሰያት ናብቲ ኣኼባ ከይኣትዉ ብምኽልካል ኣኼባኦም ኣካይዶም።

 

ብመሰረት `ቲ ሓበሬታ፡ ንሱ፡ እቲ ኣብ ስደት ዝነበር ኤርትራዊ፡ ደጋፊ ዝነበረን ተቓዋምን ብተመሳሳሊ ቓና ብዛዕባ ልኡላውነት ሃገሩ ብዝተፈላለየ መልክዕ ዘቕርቦ ዘሎ ሕቶታት ተገንዚቡ፡ ሕቶ መታን ከይቀርበሉ ታህዲድን ምጒብዕባዕን ኣሰንዩ ኣቐዲሙ ሓደ ብሓደ ብስልቲ ንምምላሱ ኳ እንተፈተነ፡ መግለጺኡ ምስ ወድአ ግን፡ ካብ ሕቶታት ኣይተናገፈን።

 

ንኣምባሳደር ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ኣብቲ ኣጋጣሚ ካብ ዝቐረቡሉ ሕቶታት እቶም ኣገደስቲ እዞም ዝስዕቡ እዮም፡

  • ብሓደ መንእሰይ – 1ይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣቢይ፡ ኣብ ውሽጢ ኢትዮጵያ ጥራይ ዘይኮነ ኣብ ወጻኢ ተኣሲሮም ዝነበሩ ዜጋታቱ እናፈተሐ፡ ስለምንታይ ንሕና ካብ ጎሬቤትና ዘይንምሃር ክብል ሓቲቱዎ። – ንሱ ድማ፡ ንሕና ናትና መስርሕ ኣለና፡ ተቓሊስና ኣብ ዘምጻእናያ ሃገር፡ ብናትና መንገዲ ኢና እንኸይድ ኢሉ።
  1. 1ይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣቢይ ኣብ ሮማ መጺኡ ብዛዕባ መንገዲ ባቡር ባጽዕ ኣዲስ ኣበባ ዘዛርብ እንታይ ኣለዎ? እንታይ ኣእተዎ፡ ብምባል ንዝቐረበሉ ሕቶ ከኣ፡ ንሕና ምስኡ ኣቐዲምና ዘልዓልናዮ ሕቶ እዩ ብምባል፡ ካብ ትዊተር የማነ ቻርሊ ዝቐደሖ መልሲ ክህብ ፈቲኑ። ምስኡ ውስኽ ኣቢሉ፡ ዓሳ ናብ ኢትዮጵያ ንምልኣኽ ክጠቕመና እዩ ምባሉ ድማ፡ እቲ ንህዝቢ ኤርትራ ዓሳ ዘየብልዐ ስርዓት፡ ናብ ኢትዮጵያ ዓሳ ክልእኽ ባህጉ ምግላጹ መሊሱ ሕቶ ዘልዕል ኮይኑ ተረኺቡ።
  2. ዝቐረበሉ ሕቶ ንማህረምቲ ጀነራል ስብሓት ኤፍሬም ዝምልከት ክኸውን ከሎ፡ ብዛዕብኡ ዝፈልጦ ነገር ከምዘይብሉ `ኳ እንተሓበረ፡ ብሰላም ዓዱ ክምለስ ተስፍኡ ገሊጹ።
  3. ነቲ ዘይስገር ዶብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ስለምንታይ ዘይሕንጸጽ ዝብል ሕቶ፡ ንሰርሓሉ ኣለና ክብል – ብምምላስ ክዓጽዎ ፈቲኑ።

 

  1. `እዚ ምድማር ዝብሉዎ ዘረባ ኸ እንታይ ጣቊኡ ብምባል ንዝቐረበሉ ሕቶ `ውን፡ ኤርትራ ርእሳ ዝኸኣለት ሃገር ክብል መሊሱዎ።
  2. ሓንቲ ዓባይ ኣደ ኣብ መወዳእታ፡ ኩሉ ሓበሬታ ብኢትዮጵያ ጥራይ ኢና ንሰምዖ፡ ድቃስ ለይቲ ስኢና፡ ኢላ ምስ ሓተተቶ ድማ፡ – ኣይትሻቐሊ፡ ኤርትራ ናብ ትኸዶ የብላን፡ ደቅሲ ክብል መሊሱላ።

 

ብመሰረት እቲ ሓበሬታ፡ እቲ ንሻቕሎት ኤርትራውያን ንምትህድዳእ ተባሂሉ፡ ካብቶም ንገዛእ ርእሶም ሓበሬታ ዘይብሎም ከም ብዓል ቻርሊ ዝኣመሰሉ መጋበርያታት ውልቀመላኺ ኢሳይያስን መሓዮታቶምን ኣብ ትዊተርን ማሕበራዊ መራኸቢታትን ዝዘርግሑዎ ቅንጥብጣብ፡ ሳልሳይ ኢድ ሓበሬታ ኮይኑ ዝተኣኻኸበ እዩ። ካብ ዝምልሶ ዘልዕሎ ሕቶ ከምዝበዝሕ ድማ እቲ ሓበሬታ የረድእ።

 

እቲ ጽባሕ ሰንበት 3 ለካቲት ኣብ ቦለኛ ተመሳሳሊ ኣኼባ ከካይድ ተዳልዩ ዘሎ ልኡኽ ውልቀመላኺ ኢሳይያስ፡ ተመሳሳሊ ሕቶታት ክቐርበሉ ምዃኑ ከምዘየጠራጥር ድማ እቶም ምንጭታት ኣሚቶም።

ልኡኽ ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ኣብ ጀነቫ ኣብ ኮምሽን ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ዝተገብረ ገምጋም፡ ከም ኣመሉ ኣብ ኤርትራ ኣብ ምሕላው ሰብኣዊ መሰላት ገስጋስ ይግበር ከምዘሎ፡ ሓሶት ዝመልአ ልቢወለዳዊ ጸብጻብ ኣቕሪቡ።

 

ልኡኽ ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ኣብ ጀነቫ ኣብ ኮምሽን ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ዝተገብረ ገምጋም፡ ከም ኣመሉ ኣብ ኤርትራ ኣብ ምሕላው ሰብኣዊ መሰላት ገስጋስ ይግበር ከምዘሎ፡ ሓሶት ዝመልአ ልቢወለዳዊ ጸብጻብ ኣቕሪቡ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
11 COMMENTS
  • k.tewolde February 3, 2019

    The man looks like he just had a trans ischemic attack,what kind of answer do you expect from such a person,as long as the tyrant is fronting with these type of emissaries and keeps them comfortable in their cocoons they will repeat his rhetoric like paraquat . I remember back then an Italian boutique owner in cambostato shooing kids hanging out in front of his store by calling them,”vatenne via! genti papagalli!” what an omen.

    • ABEL February 4, 2019

      You talk too much nonsense, are you trying to convenience readers you are
      wedi Kombishitato? The diaspora Eritreans are irrelevant to the ambassadors speech as most of them are on long coma but the real and lasting change will come from inside Eritrea. No one trusts you {diaspora actors} to bring positive changes to Eritrea.

      • ስለ ፍትሒ February 4, 2019

        Abel:
        Change can come from both inside and outside, if we work jointly. Everybody should contribute his/her part. No body has moral capacity to blame others. It really hurts when people blame the so called “ተቋወምቲ”. Everybody is “ተቋዋሚ/ት” if he/she is not happy about governance in the country. No body has recriuted others to bring change, it belongs to all of us.

  • Wedi Hagher February 4, 2019

    ABEL

    K. T. is not a rootless like you. He is a proud Wedebat who loves his people and country.

    • Tsehaye February 4, 2019

      Why is the coward Amanuel Eyassu allowing you to insult decent commentators, how much dirty Arab money you paying for this lousy privileges?
      If only character assassination would change the reality on the ground. The reality on the ground is Eritrea is trapped in it’s own making “independence”, with no way forward.
      Incidentally, where is your roots and what is your history fake Wedi Hagher, Sol & Hagherawi?
      Please don’t insult our intelligence and commonsense by claiming to be “Wedebat”!!!!!!!!!

      • Wedi Hagher February 4, 2019

        Tsehaye

        Everyone here, on this forum, knows that you hate to see Eritrea as a sovereign country.
        Some Ethiopianists like you and Yosief G. have made your choice, not to be nationalists long ago. .
        You could be Ethiopian by birth, there is no problem with that, but when you become Ethiopianist by choice and keep insulting my country I will not allow you to play your dirty game here.
        Mind your business.

        • Genet -Original February 5, 2019

          Wedi Hagher
          He is also Asmerom, and some times he is a she/he he post as a girl.
          reading your post, for a second I thought you called him “dirty agame” KKKKK. but you didn’t. You are too kind.

      • Genet -Original February 5, 2019

        Tsehy,
        You are too confused girl, You don’t think DIA is responsible for the destruction of Eritrea? Just watch, DIA is going to destroy Tigray your home and the province of Ethiopia. We Eritrean will blame you 100%

  • ስለ ፍትሒ February 4, 2019

    ካብዚኦም ርጡብ ሓበሬታን ቅኑዕ መልስን ምጽባይ ማለት ካብ ደርሆ ጸባ ክትሓልብ ምፍታን ይቐልል። ምኽንያቱ ህላዌኦም ኣብ ሓሶት ጥራይ ዝተሞርኮሰ እዩ። ሓሶት ኣብ ቅድሚ ሓቂ ከመይ ቢላ ክትቀውም ይከኣላ? ትሕደር ንለይቲ ትውዓል ንመዓልቲ ከምዝበሃል ንጊዜኡ መጻንሒ ዝኸውን፡ ንሓንጎል ህዝቢ መደናገሪ ዝውዕል “ሰሚናር” እናጸዋዕካ ተጸባይ ምግባር እዩ። ወዮ ዳኣ ሞሽሚሽና ስለዝኾነ ምንም ከምዘይገብሮም ስለዝፈለጡ ድኣምበር፡ ደፊሮም ገጽ ህዝቢ ክርእይሉ ዘኽእል ሞራል ኣይመሃለዎምን። ብህዝብን ሃገርን እናሽካዕለልካ ኣብ ቅድሚ ህዝቢ ምቕራብ ሕሉፍ ንዕቀት እዩ።
    እቲ መፍትሒ ኣብ ኢድ ህዝብ ኢዩ ዘሎ። ሓጺር መፍትሒ!

    • Wedi Hagher February 4, 2019

      ህግደፍ ፥ ኩሉ ክህቡዎ ዝጸንሑ ምኽንያታት ተወዲኡ ፥ ዝብሉዎ ጠፊኡዎም።
      ዶብ ምስ ተሓንጸጸ ፥ ህዝቢ ኣብ ኑቡር ናብሩኡ ከይምለስ ፈሪሖም ፥ ብዝተላእለ መጠን ፥ ከምዝዱንግይ ይገብሩ ኣለዉ።
      ህዝቢ ተረዲኡዎ ኣሎ።
      ናይ ዓዋሉ ሽጣራ ኣብቂዑ።
      ህዝበይ ፥ ስመር፥ ተወደብ፥ ተዓጠቅ፥ ጓሓፎም።

  • Genet -Original February 5, 2019

    All Eritreans, talk to each other, even to the one who has been supporting DiA. It is time to come together and welcome our people to the side of their people. DIA has no respect for his supporters. They are finding it out the truth about DIA and his top dogs. It is a rude of awakening.

    We are Eritreans first and most!!!
    ERITREA FIRST !!!!!!!!!!

Post a Reply to Genet -Original Cancel Reply