Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኣብ መላእ ዓለም ዝርከቡ ኤርትራውያን ባሕረኛታት ዘቖሙዎ፣ ‘ማሕበር ባሕረኛታት ኤርትራ’ ዌብሳት ኣውጺኡ

መግለጺ ማሕበር ባሕረኛታት ኤርትራ ኣብ መላእ ዓለም ብዝርከቡ ባሕረኛታት ኤርትራ ዝቆመ ኮይኑ ኣውራ ድማ ኣብ ሃገራት ወሽመጥ ዓረብ ንዝርከቡ ዝሓቆፈ እዩ። እዚ ማሕበር'ዚ ሓድሓድ ተመኩሮን ፍልጠትን ዝልዋወጥ ኣብ ምምዕባል ዓቅሚ ስብ ዝነጥፍ ነጻ ማሕበር እዩ። ማሕበር ባሕረኛታት

መግለጺ

ማሕበር ባሕረኛታት ኤርትራ ኣብ መላእ ዓለም ብዝርከቡ ባሕረኛታት ኤርትራ ዝቆመ ኮይኑ ኣውራ ድማ ኣብ ሃገራት ወሽመጥ ዓረብ ንዝርከቡ ዝሓቆፈ እዩ። እዚ ማሕበር’ዚ ሓድሓድ ተመኩሮን ፍልጠትን ዝልዋወጥ ኣብ ምምዕባል ዓቅሚ ስብ ዝነጥፍ ነጻ ማሕበር እዩ።

ማሕበር ባሕረኛታት ኤርትራ ራእዩ ዘለዎ ኣብ ምፍራይ ብቁዓት ባሕረኛታት ዝቃሳእ፡ ኣብ ዓለም ተወዳደርቲ ዝኾኑ ክኢላታት ባሕረኛታት ኣብ ምፍራይ ዝያዳ ዝጽዕር ማሕበር ከም ዝኾነ ክንሕብር እንከለና ሓጎስ ይስምዓና።

Click on this link to go to Eritrean Seamen Union Website: http://www.eritreanseamanunion.org/

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT