Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኣብ መሰረት ዘየብሉ ጉዳይ ሸንኮለል ብምባል ንህግደፍ ዕድል ኣይንሃቦ፡

ብመጀመርታ ነዞም ናይ ነዊሕ ዓመታት መማህርተይን ኣዕሩኽተይን ሰመረ ከሰተን ተስፋልደት በላይን ድሕሪ ነዊሕ ግዜ ሃለዋትኩም ይረክብ ስለዘለኹ ኣብ ተዛማዲ ሰላም ምህላውኩም ክሰምዕ  ኣዝዩ ደስ ይብለኒ፡፡ ብምቕጻል ኣብዚ ዝሓለፈ ሳምንታት ካባኹም ዘይተጸበኽዎ ኣድላዩ ኮይኑ ዘይተሰመዓኒ ጽሑፋት ስለዘንበብኩ ናይ ኣይፋልኩምን መልእኽተይ ከመሓላልፍ ተገዲደ፡፡

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT