Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኣብ ሊብያ ኣብ መንጎ ምልሻታት ናይቲ ሃገር ዝካየድ ዘሎ ውግእ ኣዝዩ ጻዕጺዑ ብምህላዉ ብመንገዲ ሊብያ ዝካየድ ዘይሕጋዊ ጉዕዞ ስደተኛታት ካብ መጠን ንላዕሊ ሓደጋኛ ኮይኑ ከምዘሎ ተፈሊጡ።

ኣብ ሊብያ ኣብ መንጎ ምልሻታት ናይቲ ሃገር ዝካየድ ዘሎ ውግእ ኣዝዩ ጻዕጺዑ ብምህላዉ፣ እቲ ብመንገዲ ሊብያ ዝካየድ፣ ኣሽሓት ኤርትራውያን ዘዘውትሩዎ ዘይሕጋዊ ጉዕዞ ስደተኛታት ካብ መጠን ንላዕሊ ሓደጋኛ ኮይኑ ከምዘሎ ናይ ዓይኒ መሰኻኽር ካብቲ ሃገር ሓቢሮም። ኣብ

ኣብ ሊብያ ኣብ መንጎ ምልሻታት ናይቲ ሃገር ዝካየድ ዘሎ ውግእ ኣዝዩ ጻዕጺዑ ብምህላዉ፣ እቲ ብመንገዲ ሊብያ ዝካየድ፣ ኣሽሓት ኤርትራውያን ዘዘውትሩዎ ዘይሕጋዊ ጉዕዞ ስደተኛታት ካብ መጠን ንላዕሊ ሓደጋኛ ኮይኑ ከምዘሎ ናይ ዓይኒ መሰኻኽር ካብቲ ሃገር ሓቢሮም።

ኣብ ከምዚ ኩነታት እቶም ብመሰጋገርቲ ተመሪሖም፣ ካብ ወግዓዊ ትካላት ይኹን ኣህጉራውያን ማሕበራት እናተሓብኡ ብሊብያ ናብ ዓዲ ጥልያን ክጓዓዙ ዝፍትኑ ስደተኛታት ካብ ማንም ንላዕሊ ንሓደጋ ተቓሊዖም ከምዘለዉ ይፍለጥ።

ኣብታ ዕግርግርን ግጭትን ገኒኑ ሕጊ ኣልቦነት እናሳዕረራ ዝኸይድ ዘሎ ሃገር ዝርከቡ ልዕሊ 60 ሽሕ ግብጻውያን ሰራሕተኛታት ብኣጋር ብመንገዲ ቱኒዝያ ናብ ሃገሮም ክኸዱ ኣብ ዝፈተኑሉ ዶብ ስለዝተዓጸዎም ተሸጊሮም ከምዘለዉን ምስ ሓለዋ ዶብ ቱኒዝያ ከምዝተጋጨዉን ኣህጉራውያን ማዕከናት ዜና ኣቃሊሐን።

ዳርጋ ኹለን ሃገራት ምዕራብ ኤምባሲታተን ክስሕባ ከለዋ ክሳብ ሕጂ ኣብታ ሃገር ዝጸንሐ ኤምባሲ ዓዲ እንግሊዝ ‘ውን ኣስጋእነት ናይቲ ኩነታት ብምዕባዩ ኣባላቱ ስሒቡ ኣሎ።

ኣብ ከምዚ ዝኣመሰለ ኩነታት፣ ነዚ ናይ ሊብያ መንገዲ ዝሓስቡዎ ኤርትራውያን ስደተኛታት፣ ድሮ ተኣፋፊ ኮይኑ ኩሉ ናብ ዝሃድመሉ ዘሎ ናይ ወጥሪ ቦታ ብምኻድ ህይወትካ ኣብ ሓደጋ ምእታው ስለዝኾነ ክጥንቀቑ ይግባእ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
4 COMMENTS
  • 1 step forward 2 steps backward August 2, 2014

    For eritreans who are determined to save their life in europe & north america the danger may seem minor .of course it is not minor ..but when eritreans can save their lives in the west why stay in ethiopia or sudan ???

  • Kidan, Sudan August 3, 2014

    Save your life, Eritreans are open for all risk. No body could leave 1000 years. Save your life.

  • Wadiya August 3, 2014

    It is very sad our great Arab Sawra in Libya was hijacked by the Imperialist West but our heroic Arab Jihadist brothers will soon create a heaven on earth in a land of milk and honey. Everyone will be rewarded with 72 dark eyed virgins.
    We have created great nations before such as Afghanistan, Iraq and Somalia, soon we will create heaven in Libya, Syria and Nigeria.

    al Wadiya, the Arab dreamer

  • brhane August 4, 2014

    eritreawi kab motin wigen ferihu ay feltin. kab ab libia zelo wigei ab eritrea bebgzieu zinebere wigeiat ebrtie. hiji ninwetsie zelena eritreawin zegedisena gin gilawi natsinat eyu. kabti kulu sleyawi tikalat, kabet atsiwar antsar hizubu atiku sltanu kihilu ziwiel srat,hagerawi dihinet zibhal kithadim hasibka elom ziasru hasusat amlitka ab bselamn higin sratin tinbrelu bota mrkab eyu.

POST A COMMENT