Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኣብ ስዊዘርላንድ ድምጻዊት ሄለን መለስ ምርኢት ኣብ ዘቕረበትሉ ኣጋጣሚ ቶኽሲ ከምዝተሰምዐ ማዕከናት ዜና ስዊዝ ሓቢረን።

ዝሓለፈ ቐዳም ኣጋ ወጋሕታ፣ ድምጻዊት ሄለን መለስ፣ ኣብ ስዊዘርላንድ ከተማ ዙሪክ ምርኢት ኣብ ዘቕረበትሉ ኣጋጣሚ፣ ናይ ጠያይቲ ቶኽሲ ከምዝተሰምዐ ማዕከናት ዜና ስዊዝ ሓቢረን። እቲ ቶኽሲ፣ ሓደ ሰብኣይ ናብቲ መሳዕስዒ ኣዳራሽ ክኣቱ ደልዩ ፖሊስ ምስ ከልከሉዎ ድሕሪ

ዝሓለፈ ቐዳም ኣጋ ወጋሕታ፣ ድምጻዊት ሄለን መለስ፣ ኣብ ስዊዘርላንድ ከተማ ዙሪክ ምርኢት ኣብ ዘቕረበትሉ ኣጋጣሚ፣ ናይ ጠያይቲ ቶኽሲ ከምዝተሰምዐ ማዕከናት ዜና ስዊዝ ሓቢረን።

እቲ ቶኽሲ፣ ሓደ ሰብኣይ ናብቲ መሳዕስዒ ኣዳራሽ ክኣቱ ደልዩ ፖሊስ ምስ ከልከሉዎ ድሕሪ ዝተፈጥረ ምስሕሓብ እዩ ኣጋጢሙ። እቲ ብዓል ጠበንጃ ናብቲ ሰብ መሊኡ ዝነበረ ኣዳራሽ ገጹ ‘ኳ እንተተኮሰ ብዛዕባ ዝወረደ ጉድኣት ግን ዛጊት ጭቡጥ ሓበሬታ የልቦን።

ኣብዚ ቐረባ እዋናት ኣብ መንጎ ደገፍትን ተቓወምትን ስርዓት ኢሳይያስ ዘሎ ፖለቲካዊ ምትፍናን እናብኣሰ ይኸይድ ከምዘሎ ማዕከናት ዜና ስዊዘርላንድ የዘኻኽራ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
45 COMMENTS
  • Sina December 3, 2013

    ANXO ANXO NIMAEXO

  • Negga Yosif December 3, 2013

    Please correct the word grains for fesima.

  • Negga Yosif December 3, 2013

    Please correct grains for fesima.

  • Negga Yosif December 3, 2013

    Please correct grains for fesima

  • windshield December 3, 2013

    the opposition hooligans who do not respect the law are back again….

  • windshield December 3, 2013

    the opposition hooligans who do not respect the law are back again…. cowards the pistol was an air gun!!!! you intentionally excluded the type of gun to create havoc to sensationalize the news…shame on you!!!!!

  • Rora December 3, 2013

    GENA GENA ALO BIDHRIT,WEILEKIN HIGDEF WEKARU.

  • Mesinas December 3, 2013

    ካብ ሓደጋ ጥሜት ከድሕና ንነብሲ
    ንቑጽ ባኒ ኣብ *ውጩ ጠሚዑ ኪዃሲ *ብማይን ብበርበረን ጥራይ ዝስራሕ ጸብሒ ድኻታት
    ኣብታ መረበቱ ኣብ ጸላም ከምሲ
    ጐርዞ ግን ኣብ መድረኽ ምልኪ ክትውድሲ
    ሓሊፉሉ ኢልክዮ ሽሻይ ኮይኑ ራሕሲ!

    ነዚ ሰታዪ ደም ናይ ሃገርና መስፍለስ
    ኣድሃ እንተ በልክዮ ብናእዳ ኪሕጐስ
    ኣብ መድረኽ ደይብኪ ተበልኪ ፈኾስኰስ
    ዝናኽን ታሪኽክን ምሳኡ ከም ዝድምሰስ
    ከመይ ዘይትፈልጢ ጐርዞ ሄለን መለስ!?

    ወድኺ ሞይቱ ኢሎም ክሳዕ ዘርድእዋ
    ኣደ ኣብ ስቓይ ከላ ዓቕላ ጸቢቡዋ
    ብዓልቲ ግዜ ግን ከተምልኺ *ባልዋ *ኣርሓ መፍለስ
    ኣብ ጓይላ ሓዲርኪ ኣብ መዓስከር ሳዋ!

    መስጣ ኣለዎ ጽጋብ ግዝያዊ ዕንደራ
    ኣብ ጥፍኣት እንከላ ሃገርና ኤርትራ
    ህዝቢ እናነብዐ ገንዘብ ክትምእርራ
    ፍቐዶ ዓድታት ናብ ጓይላ እትዞራ
    ነብሲ ሓላፊት’ያ ሓመድ ተቐቢራ
    ኣውያት ህዝቢ ስምዓ ስቓይ ምስ መከራ
    ጽቡቕ ታሪኽክን’ዩ ህይወትክን ዘንብራ!

    ድምጻውያን ኤርትራ ዓቢ ንእሽቶኹም
    ንስኻትኩም እኮ ጓሶት ህዝቢ ኢኹም
    ብምልኪ ክሳቐ ኣብ ማሕዩር ህዝብኹም
    ፍንጭራዕ ክትብሉ ልግዐኡ ሰቲኹም
    ብጓይላን ደበላን ተጥፍእዎ ኣለኹም!

    ድምጻውያን ሃገርና ሓቂታት ንገሩ
    ንውልቀ መላኺ ኣይትቀባጥሩ
    ደጊም ነቒሉ እዩ ናብታ መቓብሩ
    ብኣረጊት *ባልዋ ኣብ ራዕዲ ኣይትንበሩ *ኣርሓ መፍለስ
    ከምቶም ሓርበኛታት ወትሩ ክትዝከሩ
    ህዝቢ’ዩ ነባሪ ምስ ህዝብኹም ሕበሩ!

    ስቓይና ንኺድምደም፡ ውድቀት ንጉጅለ ሕሰም!

    ሓው መሲናስ 03-12-2013

  • geto December 3, 2013

    mesinas hasawi you should say ageb, you are just IDIOT one. ketefi nay men tehalaki ekake niske, go to Eritrea and help your people instead of blaming here.

  • tesfaldet December 3, 2013

    what do you expect from the garbege oppostion the only thing left for the left to do is go fight women & children because they dont have the gutts to faice the lion if evry one remeber after the FORTO INCIDENT when the ERITREAN gov put bullet in WEDI ALI ass they vandelaize eritrean EMMBASSY SO THIS IS NOT NEW THEY ARE DESPRATE

POST A COMMENT