Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኣብ ኣስመራ ሓደ ብዓል ሓዳር በቲ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ዘዕጠቖ ብረት ብዓልቲ ቤቱ ለኪሙ ነብሰ ቅትለት ፈጺሙ።

ኣብ ኣስመራ፣ ከባቢ እምባጋልያኖ፣ ብ 24 ሕዳር ናብ ሰሉስ ኣብ ዘውግሐ ለይቲ፣ ሓደ ኣቶ ተኽለ በየነ ዝተበህለ ብዓል ሓዳር በቲ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ዘዕጠቖ ብረት ኤሳ ገብራይ ንዝተባህለት ብዓልቲ ቤቱ ለኪሙ ነብሰ ቅትለት ከምዝፈጸመ ምንጭታት

ኣብ ኣስመራ፣ ከባቢ እምባጋልያኖ፣ ብ 24 ሕዳር ናብ ሰሉስ ኣብ ዘውግሐ ለይቲ፣ ሓደ ኣቶ ተኽለ በየነ ዝተበህለ ብዓል ሓዳር በቲ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ዘዕጠቖ ብረት ኤሳ ገብራይ ንዝተባህለት ብዓልቲ ቤቱ ለኪሙ ነብሰ ቅትለት ከምዝፈጸመ ምንጭታት ኣሰና ካብ ኣስመራ ሓቢሮም።

ኣብቲ ‘ቲ ዕለት ‘ቲ ብኡንብኡ ነቶም ግዳያት ኣብ ጎዳይፍ እንዳ ኣቡነ ኣረጋዊ ሓመድ ኣዳም ዘልበሶም ህዝቢ፣ በቲ ሃንደበታዊ ኩነታት ስንባዲኡ ገሊጹ።

እዚ ሓደጋ ‘ዚ ሓደ ኣብነት ናይ ከምዚኦም ዝኣመሰሉ በብግዚኡ ዝፍጸሙ ዘልዉ ትራጀዲታት ምዃኑ ብምጥቃስ፣ ውልቀምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ህዝቢ ነንሕድሕዱ ኣብ ምብላዕ ኣትዩ ንስርዓቱ ክርስዖ ዝኣለሞ ውዲት ይሰርሓሉ ከምዘሎ ኣገንዚቦም።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
21 COMMENTS
  • hara December 6, 2015

    kbur t/medhin
    n mksas aykonen zikone entekone seb miktal AGEB
    maletey iye ewe ab eritra hgi yelen zisemAka akal yelen
    seb miktal gn miknyat zeywahabo bedel iyu hats ilka mtfaE yhaysh
    ms akbrot haftka hara

  • Afom December 6, 2015

    This is What this evil Isaias wanted. So how long do we have to be keep quiet? Eritreans we need to wake up And get United and direct our arms against this evil person.
    Unity is power.
    Enough is enough.

POST A COMMENT