Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኣቦይ ቀኛዝማች! …ብ ሓው መሲናስ – 1ይ ክፋል

“ኣንታ እንታይ ደኣ ኣብዚ ንበይንኻ ኮፍ ኢልካ!?” በለኒ’ቲ ንሓደ ሽማግለ ኣቦ መሪሑ ናብ ሳሎንና ዝኣተወ ሳምሶን ዓርከይ፡ ተገሪሙ ዓይኒ ዓይነይ እናጠመተ። ኣብ ነጸላ ገዛና፡ ሕሙም ዘበራብር ጓይላ እናሃመመ ከሎ፡ ኣነ ንበይነይ ኣብ ሳሎን ኮፍ ኢለ

“ኣንታ እንታይ ደኣ ኣብዚ ንበይንኻ ኮፍ ኢልካ!?” በለኒ’ቲ ንሓደ ሽማግለ ኣቦ መሪሑ ናብ ሳሎንና ዝኣተወ ሳምሶን ዓርከይ፡ ተገሪሙ ዓይኒ ዓይነይ እናጠመተ። ኣብ ነጸላ ገዛና፡ ሕሙም ዘበራብር ጓይላ እናሃመመ ከሎ፡ ኣነ ንበይነይ ኣብ ሳሎን ኮፍ ኢለ ቲቪ ክርኢ ምስ ተዓዘበኒ፡ ተገሪሙ ዘቕረበለይ ሕቶ’ዩ ነይሩ። ‘ኣብኡ’ንድየ ጸኒሐ ሳሚ ዓርከይ፡ ዘይሕጂ’የ ክሸይን ኢለ መጺአ’ በልኩዎ ኣነውን ከም ሕፍር ኢለ፡ ሓንሳብ ናብኡ፡ ሓንሳብ ድማ ናብቶም መሪሑዎም ዝኣተወ ብዓል ሻም (ግርማ) ኣቦ እናጠመትኩ።

 

aseye.asena@gmail.com

Review overview
9 COMMENTS
  • wedi Forto April 18, 2014

    Mesinas,

    I enjoyed reading your part one of Aboy Kegnazmatch’s story. Your Tigrina writing skill is second to none. I especially enjoy the many “mslas” that grace the paragraphs.
    I really hope that you will write a book.

    Keep it up!

    Hawka
    Wedi Forto

  • sara gual eritra April 19, 2014

    ABOY (hawi tsedal ) weya mebrahti ISU (NSU) wesidwa
    ABAYEY sedao luci kwesdwa kelewu ehh dea amharu
    tbl neyra ENQAE hiji ayhalewet

  • yonas27g April 19, 2014

    መሲናስ
    ኢሰይያስ ኣረጊት ሽጣራ’ዩ ዝጥቀም፡ሓንቲ ዓይነት ኻምቻ ወይ ድማ ሓንቲ ዓይነት ሚላኖ ኸምኡ ድማ ሓንቲ ዓይነት ባድላ ካብ ሰለስተ ንላዕሊ’ዩ ዘለዎ ማለተይ ሓንቲ ዓይነት ሕብሪ ስለዚ እናቀያየረ ክወዲ’ዮ ኮሎ እቲ ምስኪን ዝኮነ ሕዝቢ ኤረትራ ድማ እዋይ ምስኪናይ ሓንቲ እኮያ ክዳኑ ክብሃለሉ’ዩ ድሌቱ ፡እንታይሞ ምስኪናይ ተገጢሙ። መሲናስ ጽሑፍካ ቀጽሎ ብራቮ።

  • ERITRAWIT April 19, 2014

    Mesinas,
    Very nice I love spending time with our grandfather and mother they are lovely and innocent. My grandfather never use toilet in the house he was saying who is going with me for kelekel. Not much left everyone is dying we miss them very much thank you for sharing your story.

  • Abisho April 19, 2014

    MR.Mesinas
    You are the one who a good writer,and when i was read your story i like that, so keep going and share it for your people.thanks so much

  • Daniel Tewelde April 20, 2014

    Brother Mesinas,
    It was about 2 years ago I wrote to amanuel Iyasu not to fix this photo again in his website and he has already stoped it but now again it come on active to do so.So would you please stop fixing this photo.Otherwise if not so done let me acknowledge you that ,it can happen more negative consiquenses to you.So if you need to do so you can fix your father photo or amanuel Iyasu can fix photo of Iyasu Ghebrekidan not of Abona Teweldebirhan Sibhatu Woldemikael of Adi neamin Anseba

  • Daniel Tewelde April 20, 2014

    HHHHJJJJJJ

  • Yemane Johar April 21, 2014

    Well done

  • Mesinas April 21, 2014

    ዝኸበርካ ሓው ዳኒኤል፡ ሰላምታይ ብምቕዳም፡ እንቋዕ ኣሐጐሰካ ክብለካ ፍቐደለይ? ምኽንያቱ፡ እዞም ግሩም ኣቦኻ፡ ተምሳሌት ናይዞም ንኣይን ንኣኻን ንብዙሓት ከማናን ዓቢ ትምህርቲ እናሃቡ፡ ጥበብ፣ ሓልዮት፣ ድንጋጸ፣ ልውህና፣ ፍቕርን ሃገራውነትን ዝምህሩ ኣቦ ብምዃን ምስ ዓለም ምልላዮም ክትሕበን’ዩ ዝግብኣካ። በዚ ከኣ ነቲ ምስሎም ዝተጠቕመ ሓው ኣማኑኤል እያሱ ከተመስግኖ ይግባእ እብል። እዞም ኣቦ፡ ኣብዚ ማለት፡ ኣብ ኣሰና ኣቦ በይንኻ ኣይኮኑን። ኣቦ ኩሉ ህዝቢ ኤርትራ ኮይኖም’ዮም ወጺኦም ዘለዉ። እዚ ዓቢ ክብሪ’ዚ ኸኣ ከም ታሪኽ ክትስንዶ’ዩ ዚግብኣካ። ኣይፋል! እዚ ብዓል ሻምን ግሩምን ኣቦይ ምስ ሰብ ከላልዮ ኣይደል’የ ትብል እንተ ደኣ ኴንካ ግን ኣፍልጠኒ’ሞ ንሓው ኣማኑኤል እያሱ፡ ስእሊ ናይ ወላዲየይ ወይ ናይ ወላዲኡ ንኺጥቀም ክውከሶ። እዛ ጽሕፍቲ ሓንሳብ ብስእሊ ክቡር ኣቦና፡ ኣቦይ ተ/ወልደ ብርሃን ስብሃቱ ስለ ዝጀመረት ግን ኣብ መንጐ ክትቅየር ንኹልና ማለት፡ ንኣይን ንኣንበብትን ጽቡቕ ስለ ዘይኮነ፡ ነዘን ዝስዕባ ክልተ ክፋላት ክንጥቀመላ ንኸትፍቕደልና ብትሕትና እሓተካ? ንምትሕብባርካ ኣቐዲመ አመስግን።

    ካብ ሓውካ መሲናስ

POST A COMMENT