Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኣይፋልካን ሰለሙን ገ/የሱስ፡ ንተኣራረም ደኣ ንተሃናንጽ

[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/09/AJONA-HIZBEY-2-PDF.pdf"]

aseye.asena@gmail.com

Review overview
21 COMMENTS
  • ኣርዓዶም September 26, 2015

    EYCS እዞም ኣባላት እዚኦም ፡ ብመልሓስ እምበር ብግብሪ ክገጥሙ ዘይደልዩ ተጠራጠርቲ ኣብ ርእሲ ምዅኖም፡ ንቓልሲ ህዝቢ ኤርትራ ማኣዝኑ ክጠውዩ ዝፍትኑ ዘለዉ ኣባላት ኢዮም። ኣብ`ቲ ፈለማ ዝተመስረትሉ እዋን፡ ንኸምስሉ ሓፍ-ሓፍ ኢሎም ህዝቢ ጎስጉሶም ገንዘብን ንዋትን ህዝቢ ዘሪፎም ኣብ ዝብጻሕ ምስ በጽሑ፡ ልኡማት ህግደፍ ብምቕያር ንቓልሲ ዝጎተቱ ኣባላት ወይ ውድብ ኢዮም።

    ኣብ`ቲ ስርዓት ህግደፍ ብኹሉ ዓይነት ቓልሲ ክእለ ኣለዎ ዝብል ጽኑዕ መትከል ደለይቲ ፍትሒ፡ ተቓውሞ ኦም ዘስምዑ፡ ንህግደፍ ብምህለላን ዳንኬራን ጥራይ ካብ ዘለዎ ከልቕቕዎ ዝምነዩ፡ ናይ ዘመና ኣመንዝራታት ፈለስቲ ኢዮም EYCS!። ካብ እዚ ኦም ድማ ህዝቢ ኤርትራ ዝጽበዮ ነገር የለን። ብታሪኽ ካብ ህግደፍ ብዘይፍለ ክሕተቱ ምዅኖም ግን ባዕሎም ይፈልጡን ይርድኡን ኢዮም።

    ዓወት ንቕኑዕ ቓልሲ ደላይቲ ሓርነት፡ ዕንወት ንተጠራጠርቲን ትምክሕተኛታትን ህግደፍ + EYCS.

  • Berhe Tenesea September 27, 2015

    Very interesting article.

  • Fikadu Geregziabher September 27, 2015

    ነገር ሰለሞን ክትዕዘብ ኻ ” እምበር ከ ተቃዋሚ ህግደፍ ድዩ ኢልካ ንኽትሓትት ትግደድ። ከምኣነ ካብ ንዕኡ ነቲ ንሱ ተሓቁፍዎ ዘሎ ውድብ ሓዚነ። ትማሊ ትማሊ ደምሒት የማናይ ኢድ ኢሳያስ ኮይኑ ንህዚ ኣስመራ ” መወሳወሻ” እናበለ የሳቅዮ ኣሎ ከም ዘይተብሃለ ሎሚ ንኢሳያስ ብምኽሓዱ ዕዳ ህዝቢ ኤርትራ ቀለለ እምበር ኣይከበደን። ስለዚ ንሰለሞን ንህግፈድ ዝፀልእ ህግደፍ እንተበልናዮ ልክዑ እምበር ዘለቅለቅ ዝብሎ ነገር ኣይኮነን።

  • AKELE September 29, 2015

    ኣነ ኣብዚ ኡዋን አዚ ደጋፊ ጸርፊ ኮይኑ አዩ ዝስመኣኒ። ኩቡር ህዝቢ አሪትራ ሎሚ ኮለል ከይበልና ጸላኢና ኣብዊሽጥና አዩ ዘሎ፣ ስለዚ ደምሂት ጸረ ህዝቢ አሪትራ አዮም ደሚህት ማለት ከኣ አሰያስ ማለት አዩ ሲለዚ ደምሂት ባአሎም ካብ ወጹ ፣አስያሲን ኮራኩሩን ንኪሰቡ ሃቢርና ኒቃለስ

POST A COMMENT