Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኣገዳሲ ህዝባዊ ኣኼባ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራስያዊ ለውጢ ዞባ ሰ.ኣመሪካ ኣብ ከተማ ኦታዋን ከባቢኣን

ኣገዳሲ ህዝባዊ ኣኼባ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራስያዊ ለውጢ ዞባ ሰ.ኣመሪካ ኣብ ከተማ ኦታዋን ከባቢኣን ህዝባዊ ሽማግለ ንምቛም ኣኼባ ክካየድ ስለ-ዝዅነ ንኹሉ ብሃገሩን ህዝቡን ዝግደስ ኤርትራዊ ኣካል ናይዚ መስርሕ’ዚ ኰይኑ ህዝብን ሃገርን ንምድሓን ኣብ ምእላይ ኣረሜናዊ ስርዓት

ኣገዳሲ ህዝባዊ ኣኼባ
ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራስያዊ ለውጢ ዞባ ሰ.ኣመሪካ ኣብ ከተማ ኦታዋን ከባቢኣን ህዝባዊ ሽማግለ ንምቛም ኣኼባ ክካየድ ስለ-ዝዅነ ንኹሉ ብሃገሩን ህዝቡን ዝግደስ ኤርትራዊ ኣካል ናይዚ መስርሕ’ዚ ኰይኑ ህዝብን ሃገርን ንምድሓን ኣብ ምእላይ ኣረሜናዊ ስርዓት ህ.ግ.ደ.ፍን ኮራኩሩን እጃሙ ከበርክት ብትሕትና ንጽውዕ።
ዕለት -ቀዳም 21/04/12
ቦታ -Jack Parcel Community Ctr.
320 Jack Parcel lane/Elgin
ሰዓት -3፡30-6።30p.m
ብድሓን ምጹ፡ ሽማግለ ባይቶ
اعلان هام
أجتماع جماهيرى فى مدينة أوتوا وضواحييها,
سوف يعقد أجتماع جماهيرى عام بمدينة أوتاوا فى يوم السبت الموافق 21 أبريل لتكوين لجنة إدارية من الجماهير لتسيير أعمال المجلس الوطنىى فى المدينة. و لمناقشة الاوضاع الحالية فى إرتريا. و ندعو كل المواطنين الارترين القاطنين فى هذه المدينة المذكوره للمشاركة فى هذا الاجتماع.
320 Jack Parcel Lane/ Elgin العنوان:-
21/04/2012 السبت الموافق:-
3:30 pm-6:30 pm الوقت:-

و نتشرف بحضوركم

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT