Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኣገዳሲ ሓበሬታ፣ ጽምብል በዓል ነጻነት ኤርትራ ኣብ ሃገር ደንማርክ – ርእሰ ከተማ ኮፐንሃገን

መበል 26 በዓል ነጻነት ኤርትራ ኣብ ሃገር ደንማርክ - ኮፐንሃገን ብዓቢ ድምቐት ኣብ ዕለት 20 ግንቦት 2017 ንምጽንባሉ ልዑል ምድላዋት ይካየድ ምህላዉ ንሕብር። ነዚ ክቡር ሃገራዊ በዓል እዚ ክብ ብዝበለ ድምቐት ንምጽንባሉ ንኹሎም ብጉዳይ ሃገሮምን

መበል 26 በዓል ነጻነት ኤርትራ ኣብ ሃገር ደንማርክ – ኮፐንሃገን ብዓቢ ድምቐት ኣብ ዕለት 20 ግንቦት 2017 ንምጽንባሉ ልዑል ምድላዋት ይካየድ ምህላዉ ንሕብር። ነዚ ክቡር ሃገራዊ በዓል እዚ ክብ ብዝበለ ድምቐት ንምጽንባሉ ንኹሎም ብጉዳይ ሃገሮምን ህዝቦምን ዝግደሱ ዜጋታት ብፍላይ፣ መሓዙትን ፈተውትን ህዝቢ ኤርትራ ድማ ብሓፈሻ ክሳተፍዎ ምስ ኣኽብሮት ንዕድም።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT