Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

aseye.asena@gmail.com

Review overview
3 COMMENTS
  • Desalegn Berhe August 31, 2016

    ናይ ዝተማህረ መሃይም ኤርትራዊ ሙሁር!

    ዝተማህረ ሰብ ንዝተማህሮ ዓይነት ትምህርቲ ኣብ ግብሪ ምስ ዘየንጸባርቖ ክንየው መሃይም ኣይሰግርን እዩ። ምኽንያቱ ብኣድላይ መዓቀኒ ክንሪኦ ምስ እንፍትን ክመሃር ንዘሕለፎ ግዜ ኣብ ግምት ብምእታዉ ተማሂሩ ዘይኮነስ ዓብይ ክሳራ ኣትዩ ከምዘሎ ክንርዳእ ንኽእል። ንገለ ገለ ኤርትራዊያን ሙሁራት ኢና ዝብሉ ምስ እንርኢ ተማሂሮም ክንሶም ኣብ ዝኾነ ናይ ግብራዊ ስራሕ ዓለም ብዘይምስታፎም ዝገብርዎ ይኹን ዝረግጽዎ ዘይፈልጡ ናይ ሙሁራት መሃይማን ኮይኖም ንርኦም ኣለና።

    እዞም ሙሁራት ኢና በሃልቲ ብኹሉ መዳይ ብቕዓት ዘይብሎም ጥራሕ ዘይኮኑ ዕላማ* ዝባሃል ስለዘይብሎም ኣብ ናይ ሃገሮም ይኹን ኣብ ሕብረተሰቦም ዘለዎም ኣበርክቶ “ትሕቲ ባዶ” እዩ እንተበልና ምግናን ክኸዉን ኣይኽእልን እዩ። ሓደ ሙሁር ክበሃል ዝኽእል ንዝተማህሮ ትምህርቲ ምድጋም ዘይኮነ ንዝተማህሮ ትምህርቲ ከም መወከሲ ብምጥቃምን ንዘሕለፎም ተሞክሮታትን ንህልዉን መጻእን ኣብ ግምት ብምእታዉ ንዝዉስኖ ዉሳኔን ስራሕን ብቕዓቱ ምስ ዘመስክር ጥራሕ እዩ።

    ሓደ ሰብ [ሙሁር] ምስ ዝኸዉን ብሰብ ከም ሓደ [እንስሳ] ዝዝወረሉ ወይ ከም [ተላኣኣኺ] ዝሰርሓሉ ምኽንያት ክህሉ ኣይኽእልን እዩ። ምኽንያቱ ተማሂርዎ ዘሎ ትምህርቲ ይኹን ናይ ስራሕ ተሞክሮ ስለዝደለበ ይንኣስ ይዕበ ንነገራት ኣገናዚቡ ብቑዕ ዝኾነ ዉሳኔ ንኽዉስን ስለዝሕግዞ ካብ ናይ [እንስሳ] ኣተሓሳስብ ንኽወጽእ ከይሓገዞ ኣይተርፍን ይመስለኒ። ይኹን ደኣምበር ናይ ሃገርና ሙሁራት ኢና ዝብሉ ብኣንጻሩ ኮይኖም ኢኻ ትረኽቦም። በሃፈሻ ኣብዝእዋንዚ ዝራኣዩ ዘለዉ ሙሁራት ኤርትራዉያን “ደገፍቲ ይኹኑ ተቓወምቲ” ኣብ ዝገብርዎ ዘለዉ ምንቅስቓሳት [ብስለት] ዝጎደሎን ዘይሓላፍነታዉን ንሃገርን ህዝቢ ኤርትራ ካብ ዕንወት* ዘናግፍ ዘይኮነስ ናብ [ድቕድቕ ጸልማት] ዘእቱ ዉሳኔታትን ስጉምትን ይወስዱ ብምህላዎም ብህዝቢ ኤርትራን ይኹን ብታሪኽ ተሓተቲ* ምኻኖም ክዝንግዕዎ ዘይብሎም ነገራት ምኻኑ እገረመገደይ ከይጠቐስክዎ ክሓልፍ ኣይደልን ብምባል ንናይ ሎሚ ጽሑፈይ በዚ ይድምድም

  • WEDIAMADR September 2, 2016

    Amanuel the pumpkin head how long are you going to swindle the people of eritrea……You are a nonsense person

  • ኣርዓዶም September 2, 2016

    i was one of the most admirer to Amaniel and defended him in a different occasions, i am lucky i did not dead at the hands of HGDF supporters to defend Amaniel Eyasu,

    i am really ashamed now of Amaniel, he made me really sad by supporting the brutal regime of dictator Isaias’s flag and the Bandit Ahmed awate..

    Amaniel must back to your real mind and will be with you as usually.

    Aradom

Post a Reply to ኣርዓዶም Cancel Reply