Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኣገዳሲ ሓቤረታ ንኩሉኩም ኣዳለውትን ተሳተፍቲ ሰላማዊሰልፍን ብህግደፍ ኣብ ዝዳሎ ዘሎ ንዕለት 22 ሰነ 2015 ኣብ ጀነቭ ስዊዘርላንድ ።

ኣገዳሲ ሓቤረታ ንኩሉኩም ኣዳለውትን ተሳተፍቲ ሰላማዊሰልፍ ብህግደፍ ኣብ ዝዳሎ ዘሎ ንዕለት 22 ሰነ 2015 ኣብ ጀነቭ ስዊዘርላንድ ። መጠንቀቅታን  ሓቤረታን ንዕቁበኛታትን ንሓተቲ ዕቁባን ኣብ መላእ ኤውሮፓ ዘለኩም ኤረትራዊያን። 1ይ ፣ ነዚ ንዲክታተራዊ ስርዓት ህግደፍ ቀሪቡ ዘሎ ክሲ፣ ሀ፣  ብሰብኣዊ ግህሰት

ኣገዳሲ ሓቤረታ

ንኩሉኩም ኣዳለውትን ተሳተፍቲ ሰላማዊሰልፍ ብህግደፍ ኣብ ዝዳሎ ዘሎ ንዕለት 22 ሰነ 2015 ኣብ ጀነቭ ስዊዘርላንድ ።

መጠንቀቅታን  ሓቤረታን

ንዕቁበኛታትን ንሓተቲ ዕቁባን ኣብ መላእ ኤውሮፓ ዘለኩም ኤረትራዊያን።

1ይ ፣ ነዚ ንዲክታተራዊ ስርዓት ህግደፍ ቀሪቡ ዘሎ ክሲ፣

ሀ፣  ብሰብኣዊ ግህሰት ደቂ ሰባት ምካኑ ክፍለጥ ይግባእ።

ለ፣ ንገበነኛታትን ዓመጽትን ምካኑ።

ሐ፣ ንሰለማዊ ህዝቢ ኤረትራ ከምዘይውኩሎ ክንርዳእ ይግበኣና።

2ይ  ፣ ጽላል ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ህዝቢ ኤረትራ ስዊዘርላንድ ኣብ ዘካዮዶ ርክብ ምስ ፈደራላዊ መንግስት ስዊዘርላንድ ምስ ክፍሊ ኢሚግረስሽን  ምስ ሚኒስትሪ ፍትሒን  ምስ ውሽጣዊ ጉዳያትን ኣብ ዘካየዶ ርክብ ዕቁባ ሓቲቶም ናይ ዕቁባ ተቀባልነት ዝረከቡን ሓተቲ ዕቁባን ዝኮኑ ነዚ ብኮሚሽን መርማሪት ናይ ዉዱብ ሕቡራት ሃገራት ዝቀረበ ጸብጻብ ንምቅዋም ምስ መንግስቲ ኤረትራ ኮይኖም ክቃወሙ ዝተረክቡ ብሕጊ ተሓተቲ ምካኖም  ኣብሪሆምልና፣ ብደኮመንት ዝኮነ ሰነድ ሒዝኩም ኣምጽኡልና ኢሎምዉን ተላቢዮምና ፣ ከምኡውን ክፍሊ ኢሚግረሽን ድማ ምስቲ ኣብ ስዊዘላንድ ሓቲቶምሉ ዘለዉ ናይ ዑቁባ መሰል ዝጻረር ምካኑ ሓቢሮም ፣ ከምኡ ምስ ዝፍጽሙ ናብ ሕጊ ከቅርቡዎም ምካኖም ገሊጾም።

ስለዚ ኩሉኩም ኤረትራዊያን ኣብ መላእ ኤውሮፓ ዘለኩም ኣብዚ ንህዝብናን ሃገርናን ኣብ ሓደጋ ኣውዲቁዋ ዘሎ ፖሊሲ ዲክታቶራዊ ስርዓት ህግደፍ ንምድጋፍ እትገብሩዎ ክትቁጠቡ ነተሓሳስብ። ነዚ ዕሽሽ ኢልኩም ንዲክታቶራዊ ስርዓት ህግደፍ ከተሳሱዩን ክትድግፉን ኣብ ጀነቭ ኣብ ሰለማዊ ሰልፊ ተተሳቲፍኩም ግና ድሕሪ ደጊም ሸለል ኣይንብልን ኢና ሰነዳትኩም ሒዝና ናብ ሕጊ ከነቅርበኩም ምካና ነፍልጥ ከምዘለና ንሕብር።

ጽላል ኤረትራዊያን ንደሞክረስያዊ ለውጢ ኣብ ስዊዘርላንድ

aseye.asena@gmail.com

Review overview
18 COMMENTS
  • aster June 21, 2015

    bekedamnet selam abserahkum asalto ytmne ketele dema antum gena dekeskum zelekum teberaberu hezbeka endatefe hager endabademet shelele elka zehlef aykonen neze amati diktator entay netebe meneseyat hagerkum adhnu langlanga aytekunu heggi ewn viva Genev haki yekale zelni degef kegleti eftu zelalemawi zekri nesewatna

  • ኣርዓዶም June 21, 2015

    ሓደራ ደቒ ህዝቢ፡ ነዞም ጠላማት፡ ኣብ ዝጥዕሞም ሃገር ደቒሶም ሃገር ጽቡቕ ኣላ ኢሎም፡ ንውጽ ኢት ምርመራ ውድብ ሕቡራት ነቲ ብምስክርነት ስቕያት የሕዋትና ዝተረኽበ ሓበሬታ፡ ሓሶት ኢዩ ክብሉ ንጀነቫ ይኸዱ ኣለዉ፡ ሓደራ ተኺ ኢልና ስእልታት ኣቕሪብና፡ ኣብ ዝነብርሉ ሃገራት ፖሊስ ምጽዋዕ ዘድሊ መቅጻዕቲ ክወስዱን፡ ናብ ኤርትራ`ውን ክምለሱ ጸገም ስለዘይብሎም፡ ንሃገር ክምለሱ ክንዛረብ ይግብኣና። እዚ ኦም ሰብ ዘይኮኑስ እንስሳታት ኢዮም ክብሃል ይክ ኣል።
    እዞም ጎሓፋት ሃገርጽ ጽቡቕ ተሃልያ ይመለሱ፡ ኢሮፕ ዘቐምጥ ምኽንያት የብሎምን።

  • yonisweet June 22, 2015

    ezom sebat eti haki tefiwom aykonen ab eritrea zftsem zelo sebawi ghset eritrawi zeykone wedi kali zega keman xubuk geru yfelto. endafelete zdekeses neknikayo keman aysemakan kemzbehal eyu.

  • Mulue June 22, 2015

    ezom ayashu nay higdef atahassiba zelewom, eti eshinetom kan tesebiliwom dyu? wala dihrena saeri ayibkolo eyom ziblu zelewu??? kindey ayashu riemo aykemziomin!!!!!!!

POST A COMMENT