Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኣገዳሲ መጸዋዕታ ንህዝቢ ዋሽንግተንን ከባቢኣን

ንቐዳም ዕለት 31 መጋቢት 2012 ንህሉው ኩነታት ሃገርናን፡ ሓፈሻዊ ንጥፈታትን ክውንነተን ኣተሃላልዋን ናይ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ንምብራህን፡ ከምኡ እውን ካብ ህዝቢ ንዝመጽእ ኣራምን ሃናጽን ርእይቶታትን ሕቶታትን ንምቕባል፡ ብኣቦ-መንበር ሃገራዊ ባይቶ ዞባ ሰሜን ኣሜሪካን ካናዳን፡

ንቐዳም ዕለት 31 መጋቢት 2012 ንህሉው ኩነታት ሃገርናን፡ ሓፈሻዊ ንጥፈታትን ክውንነተን ኣተሃላልዋን ናይ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ንምብራህን፡ ከምኡ እውን ካብ ህዝቢ ንዝመጽእ ኣራምን ሃናጽን ርእይቶታትን ሕቶታትን ንምቕባል፡ ብኣቦ-መንበር ሃገራዊ ባይቶ ዞባ ሰሜን ኣሜሪካን ካናዳን፡ ዶር ኣፍወርቂ ጳውሎስን ካልኦት ኣባላት ባይቶን ዝምራሕ ህዝባዊ ኣኼባ ክካየድ እዩ። ንኹሉ ደላይ ለውጥን ፍትሕን ኣብዚ ኣገዳሲ ኣኼባ እዚ ንኽሳተፍ ብኽብሪ ንዕድም።

ዕለት፡ ቀዳም መጋቢት 03.31. 2012
ሰዓት፡ ካብ ስዓት 2፡00 ድ.ቀ. ክሳብ 7፡00 ድ.ቀ.
ቦታ ኣኼባ፡ 44 Third street Washington DC
ኣዳላውቲ ኣባላት ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ
ዞባ ሰሜን ኣሜርካ ዋሽንግተን ዲሲን ከባቢኣን።
ብድሓን ምጽኡ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT