Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኣገዳሲ መጸዋዕታ ንኹሎም ኤርትራውያን መንእሰያት

  دعوة  هامة لكل الشباب الإرتري   يدعو المجلس الوطني الإرتري للتغيير الديمقراطي في سكندنافيا وأوروبا كافة الشباب الإرتري في ستوكهولم وضواحيها إلى المشاركة في الاجتماع الهام الذي سيعقد من أجل مناقشة موضوع مهم يخص الشباب الإرتري التاريخ: السبت

 

دعوة  هامة

لكل الشباب الإرتري

 

يدعو المجلس الوطني الإرتري للتغيير الديمقراطي في سكندنافيا وأوروبا كافة الشباب الإرتري في ستوكهولم وضواحيها إلى المشاركة في الاجتماع الهام الذي سيعقد من أجل مناقشة موضوع مهم يخص الشباب الإرتري

التاريخ: السبت 17/3/2012

المكان: ABF Hallonbergen

المكان:    13:00—18:00

 

مع تحيات

لجنة الشباب في المجلس الوطني

ኣገዳሲ መጸዋዕታ

ንኹሎም ኤርትራውያን መንእሰያት

ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራሲያዊ ለውጢ-ሽማግለ መንእሰያት ኣብ ስካንዲናቭያን ኤውሮጳን ንኹሎም ኤርትራውያን መንእሰያት ኣብ ስቶክሆልምን ከባቢኣን ብዛዕባ ኣገዳሲ ጉዳይ ንምዝታይ ኣብ‘ቲ ኣዳሊይዎ ዘሎ ኣገዳሲ ኣኼባ ንክትሳተፉ ብኽብሪ ይዕድም።

ዕለት  ቀዳም 17-03 -2012

ቦታ   ABF Hallonbergen

ሰዓት  13:00—18:00

ብድሓን ምጹ

ሽማግለ መንእሰያት

 

 

 

aseye.asena@gmail.com

Review overview
2 COMMENTS
  • Cambo March 12, 2012

    ኣብ ዝሓለፈ ዓመት፡ ጉባኤ ንኽካየድ ሰሙን ምስ ተረፎ፡ “ፖለቲካዊ ውሳኔ” ብዝብል ምኽንያት፡ ብኮምሽን ኣብ ጉባኤ ንኽይሳተፈ ተገይሩ። ብድሕሪኡ ዝማዕበለ ኩነታት ከመይ ከምዝመስል ንምፍላጥ፡ ምስ ዳኒኤል ተወልደ ዘካየድናዮ ሓጺር ቃለ-መሕትት እዚ ዝስዕብ እዩ።
    ሰላም፡- ንስኻ፡ ሓላፊ ዜናን ወሃቢ ቃልን ናይ’ቲ ኮምሽን ግና ከቢድን ፈታንን ክነስኻ፡ ኰነ ኢልካ ኣብ ጉባኤ ከምዘይትሳተፍ ከምዝተገብረ ኩሉ ሰብ ተኻታቲልዎ እዩ። እታ ኣጻራይት ኰሚተ፡ ብዛዕባ’ቲ ጉዳይ፡ እንታይ ዝብል ጸብጻብ ከምዘቕረበት ዶ ምሓበርካና?
    ዳንኤል፡- ከምዝፍለጥ እታ ኣጻራይት ኰሚተ፡ ኣብቲ ብዕለት 30 ሕዳር 2011 ምሸት፡ ነቲ ጸብጻባ ኣንቢባቶ እያ። እታ ኰሚተ ስርሓ ኣብኡ ዛዚማ
    እያ። ብወገንይ፡ ቕዳሕ ናይቲ ዚተነበ ጸብጻብ እዃ ሓቲት እንትንበርኩ፡ ስጋዕ ሕጂ ኣይተዋሃበንን፡፡

  • Cambo March 12, 2012

    ከምቲ ዝፍለጥ፡ ካብቶም ኣብ ጉባኤ ንኸይሳተፍ ከም መመኽነይታ ዝቀርቡ ገለ ክስታት፡ “ዳንኤል ብዘይ ሕጋዊ መገዲ፡ ተሓቢኡ ክቐድሕ ረኺብናዮ፣ ዳንኤል ንጉባኤ ሓደጋ ስለዝዀነ ኣብ ጉባኤ ንከይሳትፍ ኣጊድናዮ” ዝብሉን ካልእን ዝብሉ እዮም፡፡ እንተዀነ፡ ከምቲ ዘሎኒ ሓበሬታ፡ በታ ኣጻራይት ኰሚተ ዝተነበ ጻብጻብ ነዚኦም ዝጠቀስኩዎም ክስታት፡ መርትዖ ከምዘይረኸበትሎም ኢየ ዝፈልጥ፡፡ ብተወሳኺ፡ እታ ኣጻራይት ኰሚተ ዘንበበቶ ጸብጻብ ነቲ ኮምሽን ኣብልዕለይ ዚወስዶ ናይ ምእጋድ ስጉምቲ ቁኑዑን ቁቡሉን ኮይኑ ከምዘይረኸበቶ እዩ ታሓበሩኒ፡፡
    ሰላም፡- እቲ ባይቶ፡ ብድሕሪኡ ነቲ ጉዳይ ብኸመይ ሒዝዎ? ወይ እቲ ጉዳይ ኣብ ምንታይ በጺሑ ኣሎ?
    ዳኒኤል፡- ብርግጽ ኢቲ ዝተመርጸ ባይቶ ነቲ ጉዳይ ብኸመይ ሒዝዎ ከምዘሎ ሓበሬታ የብለይን። እቲ ጉዳይ ኣብ ምንታይ በጺሑ ከምዘሎ ካብ ባይቶ ዝርኸብክዎ ሓበሬታ’ዉን የለን። ባይቶ ብዛዕባ እዚ ጉዳይ ስጋዕ ሕጂ ኣየዛረበንን ኣይረክብን’ን፡፡

POST A COMMENT