Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኤሪትራውያን ካብ ቃልሲ ናብ ቃልሲ – 3ይ ክፋል

ክብሪ መሰል ነፍስወከፍ ወዲ ሰብ ፡ ምስ ዝኾነ ክብሪ መሰል ወዲ ሰብ ፡ ዘይወዳደር እዩ፡፡ መሰል ወዲ ሰብ ክኸበር፡ ኣብ ውድድር ዝኣቱ ኣይኮነን፡፡ መሰል ናይ ሓደ ሰብ ፡ ኣብ ሓንቲ ሃገር ክቡር እንተ-ኾይኑ ፡ እቲ

ክብሪ መሰል ነፍስወከፍ ወዲ ሰብ ፡ ምስ ዝኾነ ክብሪ መሰል ወዲ ሰብ ፡ ዘይወዳደር እዩ፡፡ መሰል ወዲ ሰብ ክኸበር፡ ኣብ ውድድር ዝኣቱ ኣይኮነን፡፡ መሰል ናይ ሓደ ሰብ ፡ ኣብ ሓንቲ ሃገር ክቡር እንተ-ኾይኑ ፡ እቲ ካልእ ዘጋ ድማ መሰላቱ ሕሉው እዩ፡፡ ኣብዛ ዓለምና ንርከብ ፡ መሰላትና ክኸብር ፡ ጻዕሪ ነፍስወከፍ ይሓተት፡፡ ኣዝዩ ከቢድ ውን እንተኾነ, ከምቲ ኣምላኽ (ረቢ) ነጻ ገሩ ዝፈጠረና ፡ ነጻ ኾንና ክን-ነብርን, በቲ ኣምላኽ ዝሃበና ሕጋጋት ክን-ነብርን ይግባእን ነሩና፡፡ ኮይኑ ግን ፡ ብፍጡር ኣምላኽ ዝፈጠሮ
ሕጋጋት ተቀይድና ንነብር ኣለና፡፡

aseye.asena@gmail.com

Review overview
1 COMMENT
  • Hidat March 27, 2014

    NEZA BKIENDEY MESWAETEN………..ZEMEXET HAGER N´`NAYAZBEE NAM NAM AHLEFENA AYNEHEBAN INA

    KAL PRESIDENT ISEYAS AFEWERKI!!!!!!KITEHALMU ZEKELKELEKUM YELEN

POST A COMMENT