Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ዞባ ሰሜን ኣሜሪካ ኣቦ መንበር ፈ/ቤት ጽሕፈት ኤሃባደለ ካብ ስልጣኑ ምውራድ ብዘርኢ ዘውጽኦ መግለጺ

ኣባላት ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ዞባ ሰሜን ኣሜሪካ ብዛዕባ እቲ ንዶር ዮሱፍ ብርሃኑ ካብ ኣቦ መንበርነት ፈጻሚት ቤት ጽሕፈት ሃገራዊ ባይቶ ካብ ሓላፍነቱ ናይ ምውራድ ብመሪሕነት ባይቶ ብሓፈሻ፣ ብኣቦ መንበር ኣቶ ጸጋይ ዮሃንስ ከኣ ብፍላይ ዝተወስደ

ኣባላት ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ዞባ ሰሜን ኣሜሪካ ብዛዕባ እቲ ንዶር ዮሱፍ ብርሃኑ ካብ ኣቦ መንበርነት ፈጻሚት ቤት ጽሕፈት ሃገራዊ ባይቶ ካብ ሓላፍነቱ ናይ ምውራድ ብመሪሕነት ባይቶ ብሓፈሻ፣ ብኣቦ መንበር ኣቶ ጸጋይ ዮሃንስ ከኣ ብፍላይ ዝተወስደ ሃንደበታዊ ስጉምቲ ንምዝርራብ ዓርቢ ነሓሰ 2, 2013 ህጹጽ ኣኼባ ኣካይድና ነዚ ዝስዕብ ውሳኔታት ከኣ ኣመሓላሊፍና።

  1. እዚ ስጉምትዚ ንሕገ-ህንጻ ባይቶና ስለዝጻረር ዘይሕጋዊ፣ ንኣባላት ባይቶ ብዘይ ምእካብን ብዘይ ምውካስን ስለ ዝተገብረ ዘይደሞክራስያዊ፣ ንሰብኣዊ መሰል ዶር ዮሱፍ ብርሃኑ ስለ ዝግህስ ከኣ ዘይፍትሓዊ፣ ክንብል ነጺግናዮ ኣሎና።
  2. ኣቦ መንበር ባይቶ ከም ኣሰራርሓ ኣብ ውሽጢ ሃገራዊ ባይቶ ኣተኣታትይዎ ዝጸንሐ ምልካዊ መኣዝን ዝሓዘ ባህልን፣ ግዝኣተ ሕጊ ዝጥሕስ፣ ዘይደሞክራስያውን፣ ዘይሕጋውን ኣሰራርሓ ንቃወም።
  3. ኣባላት ባይቶ ሰሜን ኣሜሪካ ሕገ ህንጻ ሃገራዊ ባይቶ ዓንቀጽ 52 ብምምርኳስ ኣብ ልዕሊ ኣቦመንበር ፈጻሚት ቤት ጽሕፈት ብኣቦ መንበርን መሪሕነት ባይቶን ተወሲዱ ዘሎ ስጉምቲ ዘይሕጋዊ ምዃኑን፣ ብዝቐልጠፈ እዋን ከኣ ክሰሓብ ከም ዘለዎን ነማሕጽን። ነዚ ዘይሕጋዊ ውሳኔ’ዚ ዝደገፉ ኣባላት ፈጻሚት ቤት ጽሕፈት ከኣ ብሓልፍነት ተሓተትቲ ምዃኖም ነፍልጥ።
  4. ባይቶ ንህዝቢ ስለ ዝውክልን ብሕጊ ተቐይዱ ዝኸይድ ትካል ከኣ ስለ ዝኾነን፣ ህዝብና ሃገራዊ ባይቶን መሪሕነቱን ንረብሐኡ ክሰርሕ ክቆጻጸሮ ከም ዘለዎ ንጽውዕ።

ዓወት ንህዝቢ ኤርትራ!

ኤሃባደለ ሰሜን ኣሜሪካ

ነሓሰ 2, 2013

aseye.asena@gmail.com

Review overview
29 COMMENTS
  • KFLOM August 8, 2013

    I support the call. This was not what i was waiting from the NC. My expectation was through their unity mass mobilisation. Very sad. !!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!

  • Tekle berhe August 8, 2013

    It is amazing, I heard for the first time to post North America members of Bayto to write collectively against the action taken in Addis Abeba.
    Well this could be their opinion, but it was good to hear from both sides(Mr. Yosif Berhanu and Chair man of Bayto Mr.Tsegai Yohans) to make a clear and success full decision.
    This individuals members of the executive committe(2) and members of Bayot 15 + did nothing in the time of 1.5 year. In stead of contributing for development of Bayto, they were struggling for power and accusing eachother.
    I think in bayto two parties are inside (HEGDEF and EPRDF) This two parties are playing their games to dismantle Eritrean opposition and Eritren people.

    I want to ask for members of Bayto in North America, What is their roll while they be elected as Bayto?

    Tekle Berhe

  • SAM August 20, 2013

    Well said North American members!!! Now let’s focus on recalling Mr. Tsegay for his poor performance. I don’t think Bayto will succeed while this guy is part of it. Let’s review his progress and bring it to the public.

POST A COMMENT