Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኤርትራውያን ተቐማጦ ዳርምሽታትን ከባቢኡን ጥርኑፍ ባይቶ ኣቚሞም

ኣብ ኢትዮጵያ ምስ ምምራጽ ሓድሽ ቀዳማይ ሚኒስተርን ስዒቡ ዝተራእየ ናይ ኣልጀርስ ስምምዕ ምሉእ ብምሉእ ምቕባልን፣ ናይ ሰላም ኣዋጅ ምቅልሑን ንህዝብታት ክልቲኡ ሃገራት ዓብዪ ተስፋን ምልክት ሰናይ ጉርብትናን ምፍጣሩ ዝዝከር እዩ። ምኽንያቱ ህዝቢ ካብ ሰላምን ርግኣትን ሰናይ ጉርብትናን

ኣብ ኢትዮጵያ ምስ ምምራጽ ሓድሽ ቀዳማይ ሚኒስተርን ስዒቡ ዝተራእየ ናይ ኣልጀርስ ስምምዕ ምሉእ ብምሉእ ምቕባልን፣ ናይ
ሰላም ኣዋጅ ምቅልሑን ንህዝብታት ክልቲኡ ሃገራት ዓብዪ ተስፋን ምልክት ሰናይ ጉርብትናን ምፍጣሩ ዝዝከር እዩ። ምኽንያቱ
ህዝቢ ካብ ሰላምን ርግኣትን ሰናይ ጉርብትናን ከምዝረብሕ ኣጸቢቑ ስለ ዝፈልጥ። ከድምይዎ ዝጸንሑን ዘለዉን እውን ስርዓታት
እምበር፡ብህዝቢ ዝተላዕለ ውግእ ኣይነበረን። ስለዝኾነ ብናይ ክልቲኤን ጎረባብቲ ሃገራት ናይ ሰላም ኣዋጅ ዘይተሓጎሰ ኣይነበረን፡
ክስተት መንገዲ ፍትሕን ዲሞክራስን ክኸውን እውን ትጽቢት ነይሩ።

 

 

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT