Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ ኣብ ኮሎራዶ

ህዝባዊ ኣኼባ፡ ሓምለ 3፡ 2016 ሰዓት፡ 4፡00 ድሕሪ ቀትሪ ቦታ፡ ኣዳራሽ ኤርትራዊ ማሕበረ-ሰብ ኣብ ኮሎራዶ። ኣኼባ/ሰሚናር እዋናዊ መኸተና -ኣብ ኤርትራ ፍትሒ ንምርግጋጽ ኣብ ዝግበር ዘሎ ህዝባዊ ቃልሲ ግዴና ንምሕያል፡

ህዝባዊ ኣኼባ፡

ሓምለ 3፡ 2016

ሰዓት፡ 4፡00 ድሕሪ ቀትሪ

ቦታ፡ ኣዳራሽ ኤርትራዊ ማሕበረ-ሰብ ኣብ ኮሎራዶ።

ኣኼባ/ሰሚናር

  1. እዋናዊ መኸተና -ኣብ ኤርትራ ፍትሒ ንምርግጋጽ ኣብ ዝግበር ዘሎ ህዝባዊ ቃልሲ ግዴና ንምሕያል፡

… ብዘድምዕ  ምልዕዓል! ምጥርናፍ = ሓይሊ ህዝቢ ምህናጽ፣

  1. ውሳኔ መርማሪት ኮሚሽን ተግባራውነቱ ኣብ ምርግጋጽ፣
  2. ሰላማዊ ሰልፊ ጀነቫ- ከም መናሃርያ ናብ ዓወት፣

.. ..  ኣብ ዝብሉ እዋናውያን ዛዕባታት ኣተኲሩ ክዝቲ እዩ።

 

ንድምቀት ዓወታት ውሳኔ መርማሪት ኮሚሽንን ሰላማዊ ሰልፊ ጀነቫን ንጥፈታት ዝምልከት ኣስዒብና ክንሕብር ኢና።

ኤርትራውያን ነባሮ ኮሎራዶ ብዝለዓለ ሃገራዊ ወኒ ክትሳተፉን ኣብ ጊዜ ክትርከቡን ብትሕትና ነማሕጽን።

 

ኣወሃሃዲት ሽማግለ።

 

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT