Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ እንድያናፖሊስን ከባቢኣን ነቲ ተወንዚፉ ዝጸንሐ ዓመታዊ ጉባኤና ንምስልሳል ንዕለት 07/11/2015 ከነካይድ ስለዝኾንና ደለይቲ ፍትሒ ጻዊዕትናን ዕድሜናን ኣክቢርኩም ብሳዓትኩም ክትርከቡልና ብትሕትና ንምሕጸን፡፡

ብቀዳምነት ሰላምታና ነቐርብ። ቀጺልና ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ እንድያናፖሊስን ከባቤአን ነቲ ተወንዚፉ ዝጸንሐ ዓመታዊ ጉባኤና ንምዝዛምን ንምስልሳልን ንዕለት 07/11/2015 ከነካይድ ስለዝኮንና ኩላትና ደለይቲ ፍትሒ፡ ጉዳይና ስለዝኮነ ጻዊዕትናን ዕድሜናን ኣክቢርኩም ብሳዓትኩም ክትርከቡልና ብትሕትና ንምሕጸን፡፡ ነዚ መደብ’ዚከኣ ንዘይ ሰማዑ ጉድሳት

ብቀዳምነት ሰላምታና ነቐርብ። ቀጺልና ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ እንድያናፖሊስን ከባቤአን ነቲ ተወንዚፉ ዝጸንሐ ዓመታዊ ጉባኤና ንምዝዛምን ንምስልሳልን ንዕለት 07/11/2015 ከነካይድ ስለዝኮንና
ኩላትና ደለይቲ ፍትሒ፡ ጉዳይና ስለዝኮነ ጻዊዕትናን ዕድሜናን ኣክቢርኩም ብሳዓትኩም ክትርከቡልና ብትሕትና ንምሕጸን፡፡
ነዚ መደብ’ዚከኣ ንዘይ ሰማዑ ጉድሳት ሰባት ንምሕባር ኣብ ጎስጎስ ነብሲ ወከፍ ክትተሓባበሩና  ኣሰናዳዊት ሽማግለ ማሕበር ኤርትራውያን ንፍትሒ ኢንዲያናፖሊስን ከባባኣን ደጊማ ብትሕትና ትላቦ፡፡
ቦታ ኦ/ተ/ቤ/ት ኪዳነምህረት 230 W Morris st Indianapolis
ስዓት 3:30 am  ድሕሪ ቀትሪ
ንተወሳኪ ሓበሬታ
1. ገብሪሂወት ፎቶ 3176541487
2. ማሓሪ ባራኪ    3175386378
3. ተስፋስላሴ ወልዱ 3178099394

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT