Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

እቲ ኣብ ውሽጢ ሃገር ብህዝብና ተፈንፊኑ ዘሎ ምልካዊ ስርዓት ህግደፍ፡ ኣብ ከተማ ማንቸስተር ዓዲ እንግሊዝ ብጉልባብ ስፖርታዊን ባህላዊን ንጥፈታት ንፖለቲካዊ መናውራ ይሸባሸብ ኣሎ።

እቲ በቲ ኣብ ዉሽጢ ዓዲ ዝነብር ህዝቢ አንዳተፈንፈነ ዝመጸእ ዘሎ ስርዓት ህግደፍ፡  `ኣለኹ ኣይመትኩን` ኢሉ ከም ኣካል ናይ ዲያስፖራ ወፍሩ ኣብ ከተማ ማንቸስተር ዓዲ እንግሊዝ ብጉልባብ ስፖርታዊን ባህላዊን ንጥፈታት ንፖለቲካዊ መናውራ ይሸባሸብ ኣሎ። እዚ ንዕለት 16-17

እቲ በቲ ኣብ ዉሽጢ ዓዲ ዝነብር ህዝቢ አንዳተፈንፈነ ዝመጸእ ዘሎ ስርዓት ህግደፍ፡  `ኣለኹ ኣይመትኩን` ኢሉ ከም ኣካል ናይ ዲያስፖራ ወፍሩ ኣብ ከተማ ማንቸስተር ዓዲ እንግሊዝ ብጉልባብ ስፖርታዊን ባህላዊን ንጥፈታት ንፖለቲካዊ መናውራ ይሸባሸብ ኣሎ።

እዚ ንዕለት 16-17 ሰነ ተወጢኑ ዘሎ መደብ ንነባራትን ሓደስትን ተቐዳደምቲ ብሽግለት ከሳትፍ ምዃኑ አቲ ሓበሬታ ይነግር። ነዚ ብሽም ስፖርትን ባህልን አብ ልኡላውነት እንዳማቱ ዝውጥኖ ዘሎ ህግደፋዊ ፖለቲክዊ ናይ ዓቕሊ ጽበት ጎጃጃሊን ጻሕታሪን ወፍሪ  ኩሉ ኣብ መላእ ዓዲ እንግሊዝ ዝርከብ ደላይ ፍትሒ ነዚ ስዉር ፖሎካዊ ዕላማ ክቓወሞ ደለይቲ ፍትሒ ዓባይ ማንቸስተር ጻውዕቶም የቕርቡ።

ብፍላይ ከእ ኣብዚ አዋን እዚ ህዝቢ ኤርትራ ንሰላም ሃረር አንዳበለ፡ በቲ ዝነፍስ ዘሎ ናይ ሰላም ንፋስ ተስፍኡ ዓዚዙሉ ኣብዘሎ እዋን፡ “ልኡላዊ መሬትና ተወሪሩ ኣሎ” አንዳበለ ን16 ዓመት ደሞኽራስያዊ መስርሕ  አብ ኤርትራ ጅሆ ሒዙ ከምዘይጽንሐ፡  ኣብ ልኡላዊ መሬት አንዳማቱ መጺኡ፡ ክዕንድር ክፍቐደሉ፡ ዘይስነሞጎታውን ዘይፍትሓውን ስለዝኾነ  ኩሉ  ቃልሲ ምእንቲ ራሕዋ ህዝቢ ኤርትራ ይምልከተኒ ኢዩ ዝብል ኣብዚ ዕማም አዚ እጃሙ ከበርክት ደጊሞም ደልለይቲ ፍትሒ ዓባይ ማንቸስተር ጻዋዕቶም የቕርቡ።

ደልለይቲ ፍትሒ ዓባይ ማንቸስተር

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT