Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

እታ ካብ ተሳታፍነት ኣህጉራዊ ውድድራት ንነዊሕ ኣቃሪጻ ዝጸንሐት ሃገራዊት ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኤርትራ ኣብ መጻረዪ ዋንጫ ዓለም 2018 ክትሳተፍ ምዃና ፊፋ ሓቢሩ።

እታ ብሰንኪ ጃምላዊ ሕቶ ዑቕባ ኤርትራውያን ተጻወቲ፣ ካብ ተሳታፍነት ኣህጉራዊ ውድድራት ንነዊሕ ኣቋሪጻ ዝጸንሐት ሃገራዊት ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኤርትራ፣ ኣብ መጻረዪ ዋንጫ ዓለም 2018፣ ኣብ መንጎ 140 ሃገራት ተሰሊፋ ክትሳተፍ ምዃና ፊፋ ሓቢሩ። ። ኣብቲ ኣብ

እታ ብሰንኪ ጃምላዊ ሕቶ ዑቕባ ኤርትራውያን ተጻወቲ፣ ካብ ተሳታፍነት ኣህጉራዊ ውድድራት ንነዊሕ ኣቋሪጻ ዝጸንሐት ሃገራዊት ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኤርትራ፣ ኣብ መጻረዪ ዋንጫ ዓለም 2018፣ ኣብ መንጎ 140 ሃገራት ተሰሊፋ ክትሳተፍ ምዃና ፊፋ ሓቢሩ። ።

ኣብቲ ኣብ ራሻ ዝካየድ ዋንጫ ዓለም ንምስታፍ፣ ካብ 5 ክሳብ 13 ጥቅምቲ 2015 ኣብ ዝግበር ፈላሚ መጻረዪ፣ ኤርትራ ምስ ቦትስዋና ክትገጥም እያ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
4 COMMENTS
  • Fanko August 1, 2015

    ኣየ እንዳ ህግደፍ ገለ ከስምዑና እዮም። ኵዕሶ እግሪ ኤርትራ ደኣ ቀደም ዝሞተ። ኵዕሶ እግሪ ኤርትራስ ቀደም ብዘመነ ሃጸይ ሃይለስላሴ ኣብ ምሉእ ኣፍሪቃ ተራእዩ፤ በተዛማዲ ውን ብዘመን ኮሎኔል መንግስቱ ኣብ ምሉእ ኢትዮጵያ ክብን ለጠቕን እኳ እንተረኣየ፣ ተወዳዳሪ እዩ ዝነበረ።
    ብዛዕባ ኵዕሶ ዘመነ ገድልን ህግደፍን ግና ዘረባ የብሉን። ቆልዑ ኣፍሪቃ ከይተረፉ፣ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ግጥም፣ “ሕጂ ኸ ክንደይ ኤርትራውያን ንመንግስቶም ራሕሪሖም ዑቕባ ክሓቱ እዮም?” እናበሉ እዮም ዝጭርቑ።
    ኤርትራ ንገሊኦም መስሓቕ፣ ንዓና ንኤርትራውያን መጕሃይት ካብ ትኸውን፣ ዓመታት ኣቝጺራ እያ።

  • Solomon August 1, 2015

    e
    Esayas don’t tray anything now your power is done.

    • beraki August 5, 2015

      What new things happened?

  • johannes August 2, 2015

    jeganu deqi erey .imbehar nihna eritrawiyan aynizenitin hidna win aynihibin ina .ajokum kuburat ahwatey tihinakum haliwuwa sport aytequarzu tihinan hidmen yitimneyelkum yekeniyeley.

POST A COMMENT