Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

እንታይ ኢልኩም መሊስኩም? ስዉእ/ስውእቲ

ቀቢረዮ/ያ በሉኒዶ ኢላትኩም ኣደይ፧ተወኪሳዶ መውጋእተይ ኣብ እግረይ ኣብ ኢደይ፧ክትሕበን ብዉሉዳ ከተበስር ኣዝማደይ፡ተቐቢላቶዶ መስዋእተይ፣ ከምዘይኮነ ነደይ ዘይንዓደይ፡

ቀቢረዮ/ያ በሉኒዶ ኢላትኩም ኣደይ፧ተወኪሳዶ መውጋእተይ ኣብ እግረይ ኣብ ኢደይ፧ክትሕበን ብዉሉዳ ከተበስር ኣዝማደይ፡ተቐቢላቶዶ መስዋእተይ፣ ከምዘይኮነ ነደይ ዘይንዓደይ፡……..

aseye.asena@gmail.com

Review overview
4 COMMENTS
  • seliho June 19, 2013

    merih fitwi’s photo made us cry

  • seliho June 19, 2013

    touching poem

  • ahmed saleh June 19, 2013

    THE ONLY OUT OF ERITREANS IS TO ANSWER THE PROMISE OF OUR MARTYRS . LIFE IS GIVE AND TAKE . THEY
    DELIVERED AND WE SHOULD PAY BACK BY ACCOMPLISHING THEIR DREAM , AS SIMPLE AS THAT .

  • Messinas June 19, 2013

    ብርግጽ ሓው ጴጥሮስ። ሰማእታትና ሽምዓታት እናወላዕካ ብኣኣቶም ምቑዛም ዘይኮነስ፡ መዓንጣኻ ሸጥ ኣቢልካ፣ ሃገራዊ ስኒት ተኸቲልካ፣ ብሕግን ፍትሕን እናተመራሕካ፣ ምስ ጐረባብትኻን ዓለምካን ተሳኒኻ፡ ብስራሕን ጻዕርን፡ ማለት ብኹሉ መዳይ ሕድሮም ብምፍጻም’ዩ ደበሶም ዚረጋገጽ! ሕድሪ ስውኣት ምፍጻም ማለት ግን ከምቲ ንብዙሓት የዋሃት ዝመስሎም፡ ነቲ ብመስዋእቲ ጀጋኑ ኣብ ኮረሻ ስልጣን ሓዂሩ፡ ንስድራቤቶም ዘሳቒ ዘሎ ሸሓጢ ነጋዳይ ምድጋፍ ማለት ዘይኮነስ፡ ነቲ ብጅግንነት ዝተሰውኡሉ ዕላማ ዓመት መጸ ቃል ብምሕዳስ ዘይኮነስ ብግብሪ ምፍጻም ማለት’ዩ። ብዕላማ ዝተሰውእሉ ሕድርን ትንቢትን ስውኣትና ከኣ መሬታዊ ናጽነት ጨቢጥካ፡ ህዝባዊ ሓርነት ብምቕንጣጥ፡ ብፍጹም ምልኪ ሃገርን ህዝብን ኣርዒድካ ምግዛእ ማለት ኣይነበረን። እወ። ሓገራ (ራኢ፡ ውጥን) ስውኣትና እዛ ሕጂ ንሪኣ ዘለና ደቃ ዝበታተኑ፡ ህንጻታታ ዝዓኑ ኤርትራ ምርኣይ ከምዘይኮነ ነቲ ፋህምሲ (ለባም፡ መስተውዓሊ) ይትረፍ ንሃዚልውን (ነቲ ዓሻ፡ ዓዋን) ዚጠፍኦ ኣይመስለንን።

POST A COMMENT