Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

እንታይ ይድለ፧

እንታይ  ይድለ፧ ካብ ኩሉ ሓለፋ፡ ተስፋ። እንታይ ክንርኢ፧ ብሩህ መጻኢ። ምድላውና እንታይ ይዓዲ፧ ብንቕሓት! ክሳብ ብሂወት ምውካፍ ንሓዲሽ ትውልዲ። ጴጥሮስ ተኽሉ፡(ሓላዪ) 09/07/2013 ሓሲብካ ዝሕለን፡ ዓደይ! ዕግበተይ! ሃገረይ ፍቕረይ ምሳኺለኹ ንስኺ’ኺ ክብረይ እስከ ተወከስኒ፣ ክሓስበልኪዶ! ክሕልነልኪ፧ ሓሲብካ’ዩ ዝሕለን ዲኺ ዝበልኪ፧ ንዓኺ እንታይ ይጎድለኪ፧ ኩሉ ኣማሊኡ ሂቡኪ ምሕሳብ ደኣ ኩሉ ይሓስብ ግንገለ ይኸስር ገለን ይኸስብ፡     ገለ ነዛ

እንታይ  ይድለ፧

ካብ ኩሉ ሓለፋ፡

ተስፋ።

እንታይ ክንርኢ፧

ብሩህ መጻኢ።

ምድላውና እንታይ ይዓዲ፧

ብንቕሓት!

ክሳብ ብሂወት ምውካፍ

ንሓዲሽ ትውልዲ።

ጴጥሮስ ተኽሉ፡(ሓላዪ)

09/07/2013

ሓሲብካ ዝሕለን፡

ዓደይ! ዕግበተይ! ሃገረይ ፍቕረይ

ምሳኺለኹ ንስኺ’ኺ ክብረይ

እስከ ተወከስኒ፣ ክሓስበልኪዶ! ክሕልነልኪ፧

ሓሲብካ’ዩ ዝሕለን ዲኺ ዝበልኪ፧

ንዓኺ እንታይ ይጎድለኪ፧

ኩሉ ኣማሊኡ ሂቡኪ

ምሕሳብ ደኣ ኩሉ ይሓስብ

ግንገለ ይኸስር ገለን ይኸስብ፡

 

 

ገለ ነዛ ከብዱ፣ ገለ ብኣፉ ገለን ብኢዱ

ጥሜት ዘይጻወር ህጻን ዕንዱ

ገለን ተዓዛባይ ስቒሉ ዘማዕዱ

ገለን ተደናገረ ዝጠፍኦ መንገዱ፡

ኩሉ ይሓስብ ዝዛረብ ዘይዛረብ

ዋላ እንስሳ ይኹን ገረብ

“እንታ’ዩ  ጸገምካ፧” ትብል ሰበብ

ተመራመር ቁሩብ ሕሰብ፡

ሕልና ሓሲባ ኣመዛዚና’ያ ትብገስ

የብላን ዝብላ ትም በል ኣፍካዕበስ

ኣይትፈቱን ድማ ሃበስቀደስ

ዓዳሚኩሉ ትብል ንዓ ተቋደስ፡

ኣሎድማ ሕላና ዝሸጠ

ንኸምስል ቄናን ተመሸጠ

ዝኾንዎ ክኸውን ዝደሊ

ተጎታቲ ጥቕሙ ዘየለሊ፡

ክሳብ ምዓስ ኢኻ ተዕነኒ

ትሰሓብ ትጉተት ከምባጎኒ

ደውበል ክልተገጹ ለተሪና

በዚን በቲን ኣሸኻኻዕ ዋና።

 

aseye.asena@gmail.com

Review overview
1 COMMENT
  • mulugeta tsige October 31, 2013

    ayzokome ketsilolu kalse newehge eyu gen dem awot nay geden eyu seleze kolomu eritraweyan deleyte lowti ,selame ,fethen, democracy, zekonkom hezbtate kasokom kem zewote ayteratern kab ze wolke melake serhat hegdf kem telakeku tsfa egber ena agkom hzebe ethiopia mesakom eyo . neftwokome ena kolo halafy eyuo awote mesakom eyu

POST A COMMENT